@charitey_: ᴛᴇsғᴀʏ_ғɪʜɪʀᴀ_ᴀᴅᴇʏ 🎶🎧 ኣብ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ብዘተፋላልየ መንገዲ ከይዘከርኩኺ ውዒለ ኣይፈልጥን። ብርግጽ ብድሕሪኺ ዓለም ደው ኣይበለትን ጌና ምንቅስቓሳ ትቕጽል ኣላ፣ ግን ከምኡ እንዳሃለወ ናተይ ሂወት ኣብታ ንዓኺ ዝገደፍኹላ ህሞት ክሳብ እዛ እዋን ከም በረድ ደሪቃ'ያ ተሪፋ። ስቅ'ኮ ኣይበልኩን ፈቲነ እኮ ኣደይ፣ ኣብ ንብዓተይ፡ ኣብ ስቕታይ፡ ኣብቲ ንዓኪ ብምስኣነይ ዝሕምምኒ ቆፎ፣ ኣብ መናድቅ ናይ ልበይ ወትሩ'የ ሃሰስ ዝብለኪ.... ግን ይስእነኺ። ንሓንቲ ዳግማይ ሕቁፎኺ፡ ንሓንቲ ዳግማይ ፍሽኽታኪ፡ ንሓንቲ ተወሳኺት ህሞት ድምጽኪ ንምስማዕ ብዋጋ እንተዝሕተት እቲ ዝዓበየ ነገር ናተይ ዝብሎ ዋላ ይኩን ብዘይ ቀልዓለም ምእንታኪ ክብል ምከፈልኽዎ። ኣደይ ኣይትኣምንን... እቲ ምፍልላይና ዝፈጠሮ ቃንዛ ክሳብ እዛ ስዓት እዚኣ ዘይጽወር ኮይኑኒ'ሎ። ንግዜ ግዜ'ዩ ፈውሱ ክብሉ ይሰምዕ ነይረ፣ ግዜ ግን ነቲ ቃንዛ ከመይ ጌረ ከም ዝስከሞ ጥራይ እዩ ንዓይ ምሂሩኒ፣ ፈጺመ ክድምስሶ ዘይክእል በሰላ ናይ ኣእምሮ ኮይኑ... ምልማዱ እኮ ስኢነ..... ማማየይ።     ከምሓቂ ኣደይ ጥራይ ኣይኮንክን ኔርኪ ሓይለይ፣ መሕቢተይ ፣መማክርተይ፣ ክንዲ መሓዛይ፣ ክንዲ ሓፍተይ በቃ ናይ ዘልኣለም ዕረፍተይ ኢኪ ኔርኪ ንዓይ። እንተ ሕጂ ግን ንሱ ሓሊፉ ቃል ኮይኑ ተሪፉ። ከምቲ ዝበልክኒ "ኣጆካ" ዝነበረት ናይ መወዳእታ ቃልኪ...፣ ኣነ'ውን ቃልኪ ከይዕብር መታን ከምዘይክኣል የለን እቲ ዘይሃስስ ፍቕርኽን ዘይውዳእ ናፍቖትኽን ኣብ ዝባነይ ጼረ፣ ብደገ ከምዘይርአ ንውሽጢ እንዳነብዓኩ፣ ምስልኪ ኣናሻዕ እንዳዘከርኩ ንበይነይ ኮይነ ኣብ ስደት ይሕልፎ'ለኹ....። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #eritreantiktok #creatorsearchinsights #fyp

❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
Open In TikTok:
Region: UG
Tuesday 11 August 2026 21:29:50 GMT
6931
573
16
136

Music

Download

Comments

rue79305
rue :
Caption 🥺🥺😭😭😭😭
2026-08-11 23:53:23
0
mariam.asmereyti21
Quality Azmarino🤠🤐🍺 :
zbelexet nay fihira derfi🥰 ADEY♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
2026-08-11 22:51:09
2
azmarinoonly55
💱MERa 🔱⁉️ :
2026-08-12 01:09:41
0
firstme19
Liduna🌸 :
2026-08-11 23:00:39
0
amlakey53
Yuel daniel :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-12 00:25:37
0
wedi.werki
official ermias beyene :
🥰🥰🥰
2026-08-11 21:40:53
0
fere.selam7
ᠻꫀ𝘳ꫀ 𝘴ꫀꪶꪖꪑ 🅹︎🅰︎🅺︎ :
🥰❤️❤️❤️🥰
2026-08-11 22:14:51
0
s.g.i.n.t.i.r
༆𝐊𝐄𝐃𝐑𝐎𝐍🎭_🦅🥷♪ :
✍🏻😔🫂
2026-08-11 22:13:48
0
tezez_tapes
Tezez Tapes :
🫶🏿🫶🏿
2026-08-11 22:01:18
0
onlymusic2035
𝄞☕︎꧁𝕴'𝖒 𝖋𝖎𝖓𝖊꧂🔥🎧 :
🎼🎧💤
2026-08-12 01:21:29
0
user537605030914
sami :
🥰🥰🥰
2026-08-11 21:38:37
0
yordanosafewerki7
Yordanos Afewerki :
❤️❤️❤️
2026-08-11 21:33:27
0
nolife07.1
ቐመምᵉʳⁱ🦅🎭 :
🥰🥰🥰
2026-08-12 03:55:36
0
To see more videos from user @charitey_, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About