Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@egbet81: #ኤርትራ_ንዘልኣለም_ትስሓቅ🇪🇷 #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳
꧁꧂ዕግበት ꧁꧂ሓው ሊሊ★𓅂
Open In TikTok:
Region: LY
Wednesday 12 August 2026 16:36:17 GMT
3696
1071
33
126
Music
Download
No Watermark .mp4 (
0MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
0MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
MaMa Alemeyy :
amen amen amen
2026-08-12 20:36:56
0
ፋና ብሃይማኖተይ ሕጉስቲ እየ 💒😇👏 :
አሜን አሜን አሜን🙏🙏🙏
2026-08-12 20:28:12
0
Zyada Teweldebrhan Teweldebrha :
amen amen amennn
2026-08-12 20:24:18
0
ሓፋር እየ❤️❤️❤️ :
2026-08-12 19:08:58
0
ሙራኤል🙇🙇🙇👪👪 :
🙏🙏🙏🙏🙏ኣሜን ኣሜን ኣሜን
2026-08-12 19:21:22
0
Masho Kahsay :
amen
2026-08-12 18:21:28
0
ስላም ንኩሉ🥰🙏 :
አሜን አሜን አሜን 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
2026-08-12 16:53:36
0
ፋና ብሃይማኖተይ ሕጉስቲ እየ 💒😇👏 :
በስመኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅድስ ኣሃድ ኣምላክ ኣሜን ፫ ሰላም ሰላም ሰላም ስድራ እግዚአብሄር ኣፍቀርቲ እመብርሃን ድንግል ማርያም ከመይ ኣለኹም? በጃኹም ስድራ እግዚኣብሄር ኣይንዓሹ ከምቲ ዘይሕሶ ቃል ዝበለና መን ፈጠረካ ዘይፈልእጥ ክርስቲያን ኣይበል ዝበለና ናይ ግድን ክንፈልጥ ኣሎና ነንብቦ ንካልኦት ከኣ በረከት ክኾነና ሸር ንበላ ስድራ እግዚኣቢሄር!! በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ ኣህዱ ኣምላክ *^*ኣሜን*^* ምስጢረ ስላሴ (መን ፈጠረና) ሕቶ፥ መን ፈጠረና መልሲ፥ስላሴ ሕቶ፥ንመንከ ንኣምን መልሲ፥ ንስላሴ ሕቶ፥ ስላሴ ክንደይ እዮም መልሲ፥ሰለስተ ይኾኑ ሓደ ይኾኑ ሕቶ፥ ብምንታይ ሰለስተ ይኾኑ መልሲ፥ ብስም ብግብሪ ብኣካል ሕቶ፥ብምንታይ ከ ሓደ ይኾኑ መልሲ፥ብባህሪ ፡ብስልጣን፡ብፍቃድ፡ ብመለኮት ሕቶ፥እንታይ ከ ስሞም መልሲ፥ ኣብ፡ ወልድ፡ መንፈስ ቅዱስ ሕቶ፥ እንታይ ከ ግብሮም መላኢ፥ ኣብ ወላዲ ወልድ ተወላዲ መንፈስ ቅዱስ ሰራጺ ሕቶ፥ ኣብ ማለት እንታይ ማለት እዩ መልሲ፥ ኣቦ ሕቶ፥ ወልድ ማለት ከ መልሲ፥ ውሉድ ሕቶ፥መንፈስቅዱስ ማለት ከ መልሲ፥ ሰራጺ ሕቶ፥ ካብ መን ሰረጸ መልሲ፥ ካብ ኣብ ሕቶ፥ ካብ ወልድ ኸ ይሰርጽ ዶ መልሲ፥ ኣይሰርጽን ሕቶ፥እንታይ ድኣ ወንጌል የውሃንስ እምዚኣየ ይነሰእ ዝብል መልሲ፥ እሞ ይሰርጽ ዶ ኢሉ እዩ ቃል ይነስእ እዩ ዝበለ እንበር ሕቶ፥ቃል ከ ኣበይ ኢሉ መልሲ፥እነስእ እምነየ፡ኢሉ ስቕ በለ ወነግረኩም በለ እንበር ወ፡ዮሃንስ፥16-15 ሕቶ፥ኣካል ዝተባህለ እንታይ ኢዩ? መልሲ፥ኢድ፡እግሪ፡ዓይኒ፡ኣፍ፡ኣፍንጫ፡ስኒ፡ ካብ ጽፍሪ እግሪ ኣትሒዙ ክሳብ ጸጉሪ ርእሲ *ንኣብ ፍጹም ገጽ፡ ፍጹም ኣካል፡ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ *ንወልድ ፍጹም ገጽ፡ ፍጹም ኣካል፡ ፍጹም መልክዕ ኣለዎ *ንመንፈስ ቅዱስ ፍጹም ገጽ፡ ፍጹም ኣካል፡ፍጹም መልክዕ ኣለዎ *ስላሴ መልክዖም ሰብ ይመስሉ። ሕቶ፥ ስላሴ ኣካሎም ከመይ እዩ መልሲ፥ ምሉእ፡ሰፊሕ፡ ረቂቕ ሕቶ፥ ናይ ሰብ' ከ መልሲ፥ ግዙፍ፡ ውሱን፡ጸቢብ ሕቶ፥ምልኣቶም 'ከ መልሲ፥ ከም ብርሃን፡ ከም ሙቀት፡ ከም ንፋስ ሕቶ፥ ስፍሓቶም 'ከ መልሲ፥ ካብ ጽርሃ ኣርያም ንላዕሊ ዝቁመቱ ካብ ባርባሮስ ንታሕቲ ዝመሰረቱ።እዚ ስለ ዝኾነ ንሰብ ብዝፈልጦ ምንጋር እዩ እንበር ፡ንስላሴ ዓለም ኣይውስኖምን እዩ። ሕቶ፥ስላሴ ርቀቶም ከመይ ኢዩ? መልሲ፥ካብ ኩሉ ንፋስ ይረቅቕቅ፡ካብ ንፋስ እሳት ይረቅቕ፥ካብ እሳት መላእኽቲ ይረቁ፡ካብ መላእኽቲ ነብስና ትረቅቕ፡ካብ ነብስና ድማ ስላሴ ይረቁ። ሕቶ፥ነብስና ንስላሴ ከመይ ኢላ ትርኣዮም መልሲ፥ከም እምባ ሕቶ፥ስላሴ ባህርያቶም ከመይ እዩ መልሲ፥ዘይጠሚ፡ዘይጸምእ፡ዘይሓምም፡ዘይደክም፡ ዘይመውት ሕቶ፥ናይ ሰብ'ከ መልሲ፥ጠማይ፡ ጸማኢ፡ሓማሚ፥ደኻሚ፡መዋቲ ሕቶ፥ስም ሓድነቶም 'ከ መልሲ፥እግዚኣብሄር፡ኣምላክ፡ጸባኦት፡ፈጣሪ፥ኣዶናይ፥ መለኮት ሕቶ፥ስም ስጋዊኦም'ከ መልሲ፥ኢየሱስ ክርስቶስ መድሃኔኣለም ኣማኑኤል ። ሕቶ፥ኢየሱስ እንታይ ማለት እዩ? መልሲ፥ፈዉሲ ሕቶ፥ ክርስቶስ ማለት'ከ? መልሲ፥ክቡር ሕቶ፥መድሃኔኣለም 'ከ? መልሲ፥ተሰቂሉ ዓለም ዘድሓነ ሕቶ፥ ዓለም'ከ? መልሲ፥ ሰብ ሕቶ፥ኣማኑኤል ማለት 'ከ? መልሲ፥ኣምላኽ ከሎ ሰብ ዝኾነ ሰብ ከሎ ኣምላክ ዝኾነ ሕቶ፥ሰብ ናይ ባህሪ ስሙ አንታይ ይብሃል? መልሲ፥ሰብ ሕቶ፥ሰብ ናይ ግብሪ ስሙ'ኸ እንታይ ይብሃል? መልሲ፥መልኣኽ ወይ ሰይጣን ይብሃል ሕቶ፥እንታይ እንተገበረ እዩ መልኣኽ ዝብሃል መልሲ፥እንተጾመ፡እንተጸለየ፡እንተሰገደ፡እንተቆረበ፡እንተ ተፋቐረ፡ ኣስራት ቦኽራት እንተኣውጽአ ሕቶ፥እንታይ እንተገበረ እዩ'ኸ ሰይጣን ዝብሃል መልሲ፥እንተዘይጾመ፡እንተዘይጸለየ፡እንተዘይሰገደ፡እንተዘይቆረበ፡እንተዘይተፋቐረ፡ኣስራት ቦኽራት እንተዘየውጸአ ሕቶ፥ስላሴ ብኹሉ ምሉኣት ድዮም? መልሲ፥እወ ብባሕሪ፡ ብምድሪ፡ ብሰማይ፡ ብየብስ፡ብእንሥሳ፡ብዕንጨይ
2026-08-12 20:34:57
0
kulu nsenayey eyu :
🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-12 20:04:11
0
Melawit :
🙏🙏🙏
2026-08-12 19:20:28
0
07566613 :
🙏🙏🙏
2026-08-12 19:40:56
0
ተመሰግን :
🙏🙏🙏
2026-08-12 19:39:52
0
ክወግሕ እዩ :
🙏🙏🙏
2026-08-12 19:39:14
0
Tewe :
🙏🙏🙏
2026-08-12 20:03:50
0
ብቃልካ ምርሐኒ ኣምላከይ 🙏🥺💞❤ :
👏👏👏
2026-08-12 19:08:07
0
tsfa iykortsn geni mayke :
🥰🥰🥰
2026-08-12 19:03:49
0
MUIUNEH HAYLAY :
🙏🙏🙏
2026-08-12 16:42:36
0
To see more videos from user @egbet81, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Assalam alaikum warahmatullah wabarakatuhu. You can support our dawa program through 0702049793
mhmm 💗 #lookaway #indiaeisley #lookawayedit #ariambrennanedit #aestheticedit Look away (2018) x Living island edit cc killscost
😍🇺🇸 #usa #america #exchangeyear #exchangestudent
محتاجه طريقه للتخطي😔 #spiderman #رجل_العنكبوت #foryou #movie #theamazingspiderman2
L’EFFET DEMNA EST EN MARCHE: KERING RENOUE AVEC LA CROISSANCE 📈 #demnagvasalia #kering #gucci @Gucci @Kering
Simply Another perfume inspired by another 13 the perfect your skin but better! #unisexfragrance #another13 #yourskinbutbetter #altfragrances #affordableperfume @ALT. Fragrances
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy