@xewar.bnebse: "ህይወት፡ ይጣዓምካ ኣይጣዓምካ ጉዕዞ እያ—ቀጺልካ ምጓዝ ጥራሕ እዩ እቲ ብልሓት! ✨" "ፅቡቕ መዓልቲ ይምጻእ ሕማቕ፡ ህይወት ምንባር እያ እምበር ምሕራቕ ኣይኮነትን። 🌿" "መከራ ሕሉፍ እዩ፤ ጽናዕቲ ግና ዘላቒ እዩ። ❤️" "ከምቲ ዝደለናዮ እንተዘይኮነ፡ ከምቲ ዘለዎ ተቐቢልና ንቕፀል "ህይወት ኩሉ ጊዜ ፍጹም ኣይኮነን፤ እንተኾነ ግና ኣብቲ ዘይፍጹም ኩነታት እውን ብሩህ መዓልቲ ኣሎ።" "ሎሚ እንተጸልመተ፡ ጽባሕ ምብራቑ ኣየቋርጽን። ይጣዓምካ ኣይጣዓምካ፡ ናይ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ጸጋ ምቕባል እዩ እቲ ዓቢ ዓወት።" "ኣይጥዓም ዘይኮነ... ህይወትዶ ኣይኮነን፤ ንቕድሚት ንኺድ ጥራሕ!" "ብሓጎስ እውን ንስሕቕ፡ ብጽናዕት እውን ንሓልፎ... ህይወት እያ’ሞ ንንበራ! ✨🕊️"

💫~𝑙𝑖𝑦𝑎🦋 ✝️♡♪
💫~𝑙𝑖𝑦𝑎🦋 ✝️♡♪
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 12 August 2026 20:00:18 GMT
507
22
0
2

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @xewar.bnebse, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About