@muzamil.offical: Engineeraa😜#funny #collaug #😜😜😜 #viral #vadio@Haseeb Hassii @Hamid.sa @MEEZAJ KHAN @ابوبکر @Bilal khan

Muzamil Ahmad
Muzamil Ahmad
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 14 August 2026 10:50:58 GMT
236
47
6
6

Music

Download

Comments

md.alam1066
Md Alam :
🥰🥰🥰
2026-08-15 17:50:37
0
tubagar.khattak2
Tubagar Khattak :
🥰🥰🥰
2026-08-14 14:35:05
0
tubagar.khattak2
Tubagar Khattak :
❤️❤️❤️
2026-08-14 14:35:03
0
jackieshroof8
Bilal khan :
🥰🥰
2026-08-14 11:12:30
0
mg__wasif
MG___WASIF___99 :
😁😁😁
2026-08-14 10:59:41
0
alishankhan5690
Ali Shan Khan🌹🍁 :
🥰🥰🥰
2026-08-31 23:52:35
0
To see more videos from user @muzamil.offical, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

#ናይ_መስከረም_፲፭_15 #ግጻዌ 🌼🌼🌼🌼🔶🔷🔶🌼🌼🌼🌼 #ገባሬ_ሠናይ_ዲያቆን 2ይ ቆረንቶስ 3 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ 12: እምብኣርሲ ከምዚ ዝበለት ተስፋ ስለ ዘላትና፡ ብብዙሕ ትብዓት ንዛረብ ኣሎና፡ 13: ከምቲ ደቂ እስራኤል መወዳእታ እቲ ሓላፊ ከይርእዩ፡ ሙሴ ኣብ ገጹ ጕልባብ ዚገብር ዝነበረ፡ ኣይንገብርን ኢና። 14: ግናኸ ኣብቲ ብሉይ ኪዳን ከንብቡ ከለዉ፡ እቲ ብክርስቶስ እተቐንጠጠ መጋረጃ ክሳዕ ሎም መዓልቲ ኣይተቐልዓሎምን እሞ፡ ሓሳቦም ደንዚዙ ኣሎ። 15: ክሳዕ ሎሚ ንሙሴ እናኣንበብዎ፡ እቲ መጋረጃ ኣብ ልቦም ዝርጉሕ ኣሎ። 16: ናብ ጐይታ ምስ ተመልሱ ግና፡ እቲ መጋረጃ ኪቕንጠጥ እዩ። 17: ጐይታስ መንፈስ እዩ፡ ኣብቲ መንፈስ ጐይታ ዘለዎ ድማ፡ ኣብኡ ሓርነት ኣሎ። 18: ንሕና ዅላትና ግና ብቕሉዕ ገጽ ነቲ ኽብሪ ጐይታ ኸም ብመስትያት ጌርና እናጠመትናዮ፡ ከም ካብ መንፈስ ጐይታ ካብ ክብሪ ናብ ክብሪ ናብቲ ምስሊ ኣርኣያኡ ንልወጥ። #ንፍቅ_ዲያቆን 2ይ ጴጥሮስ 2 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ 15: ነታ ቕንዕቲ መገዲ ሐዲጎም ተጋገዩ፡ መገዲ እቲ ዓስቢ ዓመጻ ዝፈተወ በልኣም ወዲ ቦሶር ሰዐቡ። 16: ስለ ኣበሳኡ ግና መግናሕቲ ተቐበለ፡ በሃም ኣድጊ ጽዕነት ብድምጺ ሰብ ተዛረበት፡ ንጽላለ እቲ ነብዪ ኸኣ ዐገተት። 17: ንሳቶም ማይ ዘይብሉ ዒላታት ህቦብላ ዝኽብክቦ ግመን እዮም፡ ንዓታቶም ግብ ዝበለ ጸልማት ንዘለዓለም ተኣኪብሎም ኣሎ። 18: ከንቱ ዝዀነ ዘረባ ትዕቢት እናተዛረቡ ብፍትወት ሥጋን ብርኽሰትን ነቶም ካብቶም ብስሕተት ዝነብሩ ሕጂ ቕሩብ ዘምለጡ ይሐባብሉ፡ 19: እተሳዕረ ሰብ ነቲ ዝሰዐሮ ባርያኡ ይዀኖ እዩ እሞ፡ ንሳቶም ንርእሶም ባሮት ጥፍኣት ክነሶም፡ ሓራ ኽትወጹ ኢኹም እናበሉ፡ የተስፍውዎም አለዉ። 20: ብፍልጠት ጐይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ካብታ ርኽሰት ዓለም ኣምሊጦም፡ ከም ብሓድሽ ብኣኣ ተጠሊፎም እንተ ተሳዕሩ፡ ካብ ቀዳማዮምሲ ዳሕራዮም ዝገደደ እዩ ዝኸውን። 21: ማለት፡ ንሳቶም እናፈለጥዋ ካብቲ እተዋህቦም ቅዱስ ትእዛዝ ንድሕሪት ካብ ዚምለሱስ፡ ነታ መገዲ ጽድቂ እንተ ዘይፈልጥዋ ምሓሾም ነይሩ። 22: ከምቲ እቲ ምስላ ሓቂ፡ ከልቢ ናብ ትፍኡ ተመልሰ፡ ሓሰማ ውን ተሐጺባስ ኣብ ጸብሪ ኣንገርገረት፡ ዚብሎ በጺሕዎም አሎ። #ንፍቅ_ካህን ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ 55: ንሱ ግና መንፈስ ቅዱስ መልኦ፡ ናብ ሰማይ ኣንቃዕሪሩ ኸኣ ክብሪ ኣምላኽን ኢየሱስ ድማ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉን ረኣየ እሞ፡ 56: እንሆ፡ ሰማይ ተኸፊቱ፡ ወዲ ሰብ ድማ ኣብ የማን ኣምላኽ ደው ኢሉ እርኢ ኣሎኹ፡ በለ። 57: ሽዑ ዓው ኢሎም ጨደሩ ኣእዛኖም ደፊኖም ድማ፡ ሐቢሮም ብሓንሣእ ወረርዎ። 58: ናብ ወጻኢ እታ ኸተማ ወሲዶም ከኣ ብዳርባ እምኒ ቐተልዎ። እቶም ምስክር ድማ ክዳውንቶም ኣብ ጥቓ ኣእጋር ሳውል ዚብሀል ጐበዝ ኣንበሩ። 59: ንእስጢፋኖስ ከኣ እናተማህለለን፡ ጐይታይ ኢየሱስ፡ መንፈሰይ ተቐበል፡ እናበለን፡ ብዳርባ እምኒ ቐተልዎ። 60: ተምበርኪኹ ኸኣ ብዓብዪ ድምጺ፡ ጐይታይ፡ እዚ ሓጢኣት እዚ ኣይትሐዘሎም፡ ኢሉ ጨደረ። እዚ ምስ በለውን ዐረፈ። ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ ⁴ እቲ ዝሐረኻዮ ኣብ ኣደባባያትካ ድማ ንኽነብር ዝተቐበልካዮ ብጹእ እዩ፤ ካብ ቤትካ በረከት ንጸግብ። ሉቃስ 10 ¯¯¯¯¯¯¯¯¯¯ 30: ኢየሱስ መሊሱ በለ፥ ሓደ ሰብኣይ ካብ የሩሳሌም ናብ ያሪኮ ኺወርድ ከሎ፡ ኣብ ኢድ ከተርቲ ወደቐ። ገፈፍዎን ከትከትዎን፡ ዳርጋ ምዉት ገይሮም ከኣ ገዲፎምዎ ኸዱ። 31: ኰነ ኸኣ፡ ሓደ ካህን በታ መገዲ እቲኣ ኺወርድ ከሎ፡ ርእይዎ ሐለፈ። 32: ከምኡ ድማ ሓደ ሌዋዊ ኣብታ ቦታ እቲኣ ምስ በጽሐ፡ እናረኣዮ ሐለፈ። 33: ሓደ ሳምራዊ ሓላፍ መገዲ ግና ናብኡ መጸ፡ ምስ ረኣዮ ኸኣ ደንገጸሉ። 34: ናብኡ ቐሪቡ ኣቑሳሉ ሰፈፈሉ፡ ዘይትን ወይንን ከኣ ኣፍሰሰሉ፡ ኣብ ኣድጉ ኣወጢሑውን ናብ ማሕደር ኣጋይሽ ወሲዱ ኣለዮ። 35: ንጽባሒቱ ድማ ክልተ ዲናር ኣውጺኡ፡ ነቲ ሓላው ማሕደር ኣጋይሽ ሀቦ እሞ፥ ተኸናኸኖ፡ ንእኡ ኢልካ ዘጥፋእካዮ ዘበለ ምስ ተመለስኩ ኽፈድየካ እየ፡ በሎ። 36: ነቲ ኣብ ኢድ ከተርቲ ዝወደቐስ ካብዞም ሠለስተ፡ ብጻይ ዝዀኖ ኣየናዮም እዩ ይመስለካ፧ 37: ንሱ ድማ፥ እቲ ምሕረት ዝገበረሉ፡ በለ። ኢየሱስ ከኣ፡ ኬድካ፡ ንስኻ ውን ከምኡ ግበር፡ በሎ። 38: ክኸዱ ከለዉ ድማ ኮነ፡ ንሱ ናብ ሓንቲ ዓዲ ኣተወ። ማርታ ዝስማ ሓንቲ ሰበይቲ ኸኣ ኣብ ቤታ ተቐበለቶ። 🌼🌼🌼🌼🔶🔷🔶🌼🌼🌼🌼 ╭══•|❀:✞✟✞❀|•══╮ ✥┈┈••●◉✞◉●••┈••✥ ➡ ንፈተውትን ቤተሰብን ከተካፍልዎ (Share ክትብልዎ)፣ ብመንፈሳዊ ትሕትና እሓትት። 💠💠💠ወለወላዲቱ ድንግል💠💠💠 💠💠💠ወለመስቀሉ ክቡር 💠💠💠                 💠  ኣሜን!!! 💠 @ERiistream ተወሳኺ ጽሑፋት ንምርካብ ፎሎው ግበሩ👇 facebook.com/@ERiistream1 youtube.com/@ERiistream ስለ ምትብባዕኩም የመስግን!      ✥┈┈••●◉✞◉●••┈┈✥ ╰══•|❀:✞✟✞❀|•══╯ 🌼🌼🌼🌼🔶🔷🔶🌼🌼🌼?

About