@kir55466:

➻kiya
➻kiya
Open In TikTok:
Region: SA
Friday 14 August 2026 17:07:46 GMT
315566
20252
436
1562

Music

Download

Comments

maryameylewahade2
(ⓕ&Ⓐ)MAMUSHA 👸🇪🇷 :
ዕድል ኢዩ ሓፍተይ ብቲክቶኽ ተላሊና ኢና ኣብ መርዓን ዉላድን በጺሕና ተመስገን ዝተረፍኽን ኸምዚ ይፍጠረልኽን🤲🙏❤️❤️🌹
2026-08-15 12:25:38
671
seb.ayamnnye507
👉።👈 🇪🇷🍁 :
ከይትጥለማ ዝፈራሕክን ኣበይ ኣለክን❤️😂
2026-08-17 15:29:44
165
fanakibrom
ፍና ጓል ክብሮም :
ዋይ ዕድል አነስ ካብ ወርሒ ንላዕሊ አይንፀኒሕን😂🥺🤭
2026-08-15 17:34:02
113
maryemhambashy
ሜሪ💔🥺 :
ድአነኸ መን ኢዩ ዝወስደን🥺🥺😂😂
2026-08-14 23:53:56
55
seyti_hani2
𝓗...🫀 :
ዕድለኛ ኢኺ ሓፍተይ 🥹🤌🏽🫠
2026-08-14 22:56:04
154
the_gunner8
¶√⎤⎣⎦⎩£® № 1🇻🇳💊 :
Single ዝኾነት እስከ Hi ትበለኒ ተሰመረልና ኣይፍለጥን🥰
2026-08-16 00:23:15
24
user4718272684394
Barnie :
ezia nay facebook tray aykonetn wala instagram khlwa alewa ...
2026-08-15 12:00:35
23
dear.mam21
ሰላም ናፊቀ🥺 :
ኣቤት ትዕድልቲ ትዓዲልኪ ሓፍተይ ቀኒአ ቁዱስ ቁንኢ ኣነ ክሰምረለይ ዶ ይከዉን 🥺🥺ከተማ ኣይፈልጣን ግን ንሱ ዝፈትዋ ሽረ ዓደይ ለምለም እያ ኣብኣ ኢና ንራከብ እንዳበለ ተስፋ የስንቀኒ እዚ ለባም ሓወይ ንኩሎም ጠንጢነ ንዑኡ ኣፍቂረዮ❤
2026-08-14 23:56:11
64
yonimuruts
🎵𝐘𝐨𝐧𝐢𝐲𝐞 የእናቱ ወዳጅ🔥 :
ጌታየ ሆይ ኣነ ግን እንታይ እየ🥺🤔
2026-08-15 15:53:41
17
yedahie
ቀስተ ደመና :
እምንቲ ኩኒ አብ ፍቅርኪ ደካማ ጎኒ ተልይዎ ባዕልኪ ትእርምዮ ሰብ አብ መንጎ አየድልን ዘልአለም የንብርኩም እግዚአብሔር አምላክ ዘከበኩም ዕድመ😍😘
2026-08-15 18:02:37
31
mantalba627
🥷ባርሳዊት ዕዋላ ⚔️🟣🔵🔴👌 :
ኣነ ሐጂ እዚ ክሉ ዓመት ስንግል ኮይነ ኣብ ሽቁል የሕልፎ ኣለኹ ዳሓር ግን እንድዒ 🥹🤣
2026-08-16 00:47:02
8
gal.gere.halal
❥𝐔𝐌𝐒𝐨𝐬𝐢𝐐𝐮𝐞𝐞𝐍🫴⓬✝️🙏 :
ችርስ 2ተ ወርሒ ዘይንሓልፍ🙄😳😂😂
2026-08-18 23:10:37
4
wediendrias
wedi Endrias :
እቲ ዝገርም ካኣ ክልቴኹም ኣብ መልክዕን ዕድመን ተመጣጠንቲ ኢኹም❤️ፍቅርኹም ይሰስን🙏
2026-08-24 16:42:57
8
meleynafqya
መለይ ናፊቀያ💙🤴 :
ዋውውው ናይ ሱዑዲ ጓል ይግብኣን ፈረቃን እንቋዕ ደስ በለኪ😍💍👑💐
2026-08-16 12:45:55
34
yka.sami
Yka Sami :
ሓቂ ድዩ ኣነስ ዘይኣምን ከምዚ ክብሉኒ ከለዉ
2026-08-15 12:29:07
7
semayeta2
ሰማyet :
እግዛብሄር መባልይቲ ይግበርኩም
2026-08-15 10:01:14
10
12345wwww50
SELE :
wwww amlak mebalyti yegeberelkum 🙏
2026-08-15 11:32:02
5
asssss4681
ሕንቅቁቲ እየ ብሰድራይ👸💫🍫 :
ተመሰገን ብ fb ተፍሊጥና ኣብ መርዓ ዝበፃሕና 🙏
2026-08-17 03:13:07
12
merry.merry1601
𝐀𝐫𝐬𝐞𝐧𝐚𝐥🤍❤️ :
ሃም ናይኩም ይግበረና 🥰🥺
2026-08-15 00:49:10
6
xmwa09
🦋𝐖𝐈𝐙𝐄𝐘 :
ታዓዲሎም
2026-08-18 00:16:47
0
user671178038
HABEN berhe :
ከምዚ ከማይ ደስ ዝበለኩም ላይክ ግጨይኒ ደቂ ዓደይ🥰🥰🥰🥰
2026-09-22 02:11:56
4
heriqeen
Heri qeen👸🦋💚 :
እኔስ እፈራለሁ 🤭🫣
2026-08-15 16:23:14
2
simon_berhe_tnshu143
🅶🆄🅽🅽🅴🆁🆂_I43🇬🇧 :
ብfacebook ምልላይ ዕምሪ ኣለዎ ብtik tok ግን Made in China እዩ
2026-08-31 13:41:13
3
omg79793
OMG :
ሕጂ ኣነስ ታይ ይምልከተኒ አስከ ማራ ተሓጊሰ 😂😂🥰
2026-09-03 13:50:18
0
ela.abrha
Ela Abrha🥀💎 :
kelebet eniewo eidu😳
2026-08-24 18:10:42
3
To see more videos from user @kir55466, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About