@kidanzelalem: "መሓዙት ሃብታም ብዙሓት—ድኻ ግና ሓዉ'ኳ ይጠልሞ" ከምዝበሃል፡ ዓለም ከለኻን ከለካን እያ። እንተልዩካ ሰባት ባዕሎም ደልዮም ፈትሾም ይረኽቡኻ፤ እንተዘይብልካ ግና እቶም ኣለዉኒ እትብሎም እኳ ይኸድዑኻ። ስለዚ ጁባኻ ገንዘብ፡ ርእስኻ ድማ ፍልጠት ኣይግደሎ! ብባህሪኦም ሰባት ብጥቕሚ እዮም ናብ ሰብ ዝጽግዑ። እተን ናብ ሰብ ዝጽግዑለን ምኽንያታት ድማ እቲ ሰብ ትሕዝቶ ዘለዎ ወይ ፍልጠት ዝመልኦ ምስ ዝኸውን እዩ። ነቲ ፈላጥ ብፍልጠቱ ክጥቀምሉ፡ ነቲ በዓል ገንዘብ ከኣ ብገንዘቡ ክጥቀምሉ ስለዝሓስቡ ክጽግዑ ግድን ይኾኖም። ኣስተውዒልኩም'ዶ ሓደ ሃብታም ክመውት ከሎን ሓደ ድኻ ክመውት ከሎን ዘሎ ሸበድበድ፧ ሳጹን ሃብታም ብዓጀብቲ ኣዕለቕሊቑ ዘይከኣል ኮይንዎም እምበር "ኣብ ክንዳኻ ክንመውት" ክብሉ ቅሩብ እዩ ዝተርፎም። ሳጹን ድኻ እንተሪኢኹማ ድማ ዘርኢ ዝወሓዶ ሓረስታይ ይመስል ርሕቕ ርሕቕ ኢሎም ዝዓጀቡ ኣዝዮም ውሑዳት እዮም። ከምኡ'ውን በዓል ዝና እንተሞተ ኣጀብቱ ወደር ኣልቦ እዮም። ንሰብ ብመጠን ስርሑን ግብሩን ዝግባእ ክብሪ ምሃብ ጸገም የብሉን—ኣብኡ ተቓውሞ የብለይን። እቲ ሰብ መዓስ ኣብ ዙርያኻ ከም ዝዓስል ምርዳእ ግን ኣገዳሲ እዩ። ስለዚ እዩ ከኣ ንሰብ "ነዓ ሰዓበና" ኢልና ክንኲሕኲሖ ዘይኮና፤ እቲ ንነፍስና ዘድልያ ህንጸት ኢና ክንሃንጽ ዝግብኣና። ብድሕሪኡ ከይሓተትናዮም፡ እቶም ዝደለናዮም ኮኑ ዘይደለናዮም ዙርያና ክመልእዎ እዮም። ርኢኻ፦ ምሕዝነት ሰባት ኣብ ጁባኻን ኣብ ርእስኻን ዝተሓጽረ እዩ። ኣብቲ ንዓኻ ምምሳልን ኣብ ነፍስኻ ምእማን ዝብል ከይዲ እንተርዒምካ ግና ምህላውን ዘይምህላውን ናይ ሰባት ቀዳማይ ጉዳይካ ኣይኮነን። ቀዳምነት ንስኻ እኻ! ነዚ እዩ ኸኣ መሓዛ ነፍሱ ክትኮውን ዝገበኣካ። ኣብቲ ነፍስኻ ምኽባርን ቀዳምነት ምሃብን፡ ኣብኡ ምዕዋትን ምቕሳን ኣሎ እሞ እቲ ንዓኻ ዘቕስን ምረጽ። ከለኻ ንምንባር ኣስተማቕሮ—ከለካ ገዛእ-ርእስኻ ኣቐድም። እቲ ኣገዳሲ ሰባት ምህላዎም ዘይኮነ ንስኻ ምህላውካ እዩ ንዓኻ ዝጠቅም!

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 14 August 2026 21:43:29 GMT
56856
2466
95
311

Music

Download

Comments

brhane.mhretab7
Brhane Mhretab :
ብሓቂ ወዲዓበይቲ ቀፅለሉደስብሃሊ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-19 22:56:26
1
gile6835
gile :
Right
2026-10-03 14:10:15
1
zozosaeed10
zozosaeed10 :
2026-10-09 21:41:09
1
berihumeles
berihu melesA :
Riley
2026-08-15 11:57:05
2
luwam.luli3
Luli 🌸🌸🌸🫶🫶🌹🌹 :
🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-15 09:45:06
1
habtomrice41
habtomrice41 :
yes
2026-08-16 11:10:11
1
user3834507816381
ሕራይ በል ግዜ :
100
2026-08-16 10:39:21
1
paulos.habtemicha
ps :
true
2026-08-15 14:31:28
1
haftu2018
HAFTU :
እውነት
2026-08-16 11:18:52
1
tsegish262
Tsegish(27) :
ናይ ብሓቂ
2026-08-16 02:25:17
1
dani29638
DNB🤞🤘 :
2026-08-16 11:11:29
1
fanieldebesay
zara@ :
right
2026-08-15 12:00:07
1
user2250376873953
amdom :
ብሓቂ
2026-08-15 18:37:29
1
maku.dc
maku Dc 🍇 :
2026-08-16 11:43:28
1
lwam.lwam3
𝑓𝑒ታዊ𝑡 𝑏ያ𝑠𝑎➴👸Ⓛ🔰 :
።👌
2026-08-16 04:36:40
1
gere86982
taeiger :
ብትኽክል🥰🥰🥰🥰
2026-08-15 17:16:54
1
kidane.belay1
Kidane Belay :
🥰ያ
2026-08-16 08:16:14
1
bereket.aelma
beki :
ብሓቂ❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-16 12:48:07
1
mkbaika
YIKI KING :
yes
2026-08-15 16:48:09
1
josiasefa0
josi :
1000000000000000 ሓቂ
2026-08-15 09:29:41
1
humanityfrist22
Humanityfrist2 :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-15 19:52:39
1
user4566465940797
ቢተወይ💥 :
really👈
2026-08-15 15:59:44
1
thank.god.for.ever7
everything will be fine :
You are right💯💯
2026-08-15 14:56:38
1
kbromadesu
kebi 12🙏12🙏12🙏 :
ናይ ብሓቂ
2026-08-15 15:04:31
1
aema619
I HAVE A DREAM :
it is true
2026-08-15 15:09:28
1
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About