@3zy84: ❤️•ንዘፍቅረካ ንዝሓልየልካን ንዝናፈቀካን ሰበ ሸል ኣይትበል። ❤️ንዘፍቅረካን ንዝሓልየልካን ንዝናፍቀካን ሰብ ፈፂምካ ሸለል ኣይትበሎ።❤️🥰 ~❤️#ምኽንያቱ ;ሓደ መዓልቲ ካብ ድቃስካ ተበራቢርካ ኮባኹባት እናቆፀርኻ ወርሒ ከም ዝሰኣንካ ክትግንዘብ ኢካ። 🥰ፍቅሪ ማለት ተወፋይነት :መስዋእትነትን :እምነት ትዕግስቲ ኮታስ ኹሉ ነገር እያ።❤️🥰 →ፍቅሪ ቃንዛ ንሳ ግን ቃንዛኣ ሙቁር እዩ።❤️ →ፍቅሪ ሓልዮት እዩ ፍቅሪ ካብ ልቢ እዩ፡፡❤️ →ፍቅሪ ልሳን ዘይኮነስ ተግባር እውን እዩ፡❤️ →ፍቅሪ ማለት ንስለ'ቲ ዘፍቅረካን ተፍቅሮን ሰብ ምንባር ማለት እዩ፡፡ →ፍቅሪ ማለት ምሳካ ይሃሉ ኣይሃሉ ንዕኡ ብምፍቃርካ ጥራሕ ትዓግበሉ እዩ። ❤️ብዛዕባ ፍቅሪ ዘርዚርካን ፅሒፍኻን ኣይውዳእን እዩ፡፡ ንፋቀር እስከ ፍቅሪ ጡዑም❤️ -🥰🙏....

𝕃𝗼𝕧𝗲 ❤️
𝕃𝗼𝕧𝗲 ❤️
Open In TikTok:
Region: KE
Friday 14 August 2026 21:43:39 GMT
19224
1213
11
241

Music

Download

Comments

lili.may.oven
🦋Lili🦋J :
ብሓቂ💔💔💔
2026-08-15 23:02:12
0
kidane.belay1
Kidane Belay :
🥰🥰🥰 ስሙ መን ይብሃል ሓፍተይ
2026-08-15 14:57:34
0
mashohaftey4
semu :
ya💞💞👑👑
2026-08-15 06:31:16
0
hd.ghs
ሽኮሪና🍊 √ጋል ዓጋመ🇬🇧♥️ :
።👌👌👌ብዓሸነተይ ሸለል እሎዬ ናካሊአቲ ኮይኑ❤
2026-08-15 19:37:18
0
ase.love3
ዛሬም ተመስገን :
🥰🥰🥰
2026-08-15 17:00:47
0
masho.g.germaskal
Masho G Germaskale :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-15 15:36:11
0
rivera.rishan
rich :
🥰🥰🥰
2026-08-15 12:19:14
0
user8136996810309
user8136996810309 :
🥰🥰🥰
2026-08-14 23:57:45
0
asli4051
𝕝𝕠𝕧𝕖😘♥️ :
🥰🥰🥰
2026-08-14 23:04:57
0
bettibetti155
ስኬት ላይ ብቻ እናተኩር። :
🥰🥰🥰
2026-08-15 19:30:14
0
To see more videos from user @3zy84, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About