@adam_tiktok39: 1, ሓዳር ብዘይ ውሽማ ማለት መንግስቲ ብዘይ ተቀናቃኒ ሰልፊ ማለት እዩ፤ ስለዚ ደቂ ኣንስትዮ ዲክታቶራት ኣይትኹና ዴሞክራሲ ክህሉ እንተኾይኑ ተቃወምቲ ሰልፍታት ክህልዋ ኣለወን። 2, ኩሎም ብኣዒንቶም ዝጥምቱኻ ኣይኮኑን ዘድንቑኻ ዘለዉ፡ ገሊኦም ካብቲ ዘቐመጡልካ መጻወድያታት ድሒንካ ብምህላውካ ጥራይ እዮም ዝግረሙ። 3, ንዕኡ " ድቃስ መጽይኒ ፍቅረይ ብሩኽ ለይቲ" ኢልኪ ጽሒፍኪ ተፋኒኽዮ ከተብቅዒ ድሕሪ ቁሩብ ሰከንድታት ድማ ንኻልእ ወዲ " ፍቅረይ ከመይ ኣምሲኻ" ዝብል ጽሑፍ ሰዲድክሉ , ሓፍተይ ናተይ ሰይጣን ውን ንዓኺ ይፈርሓኪ እዩ። 4, ኩሎም ሰብ ሓዳር ብ"የፍቅረኪ እየ የፍቅረካ እየ " ኣይኮኑን ተመርዕዮም ክንደይ ድማ ኣለዉ ብ"ጠኒሰ ኣለኹ " ንሓዳር ዝተደቅደቅዋ። 5, ኣቦሓጎኻን ዓባይካን ክሳብ ሕጂ ብፍቅሪ ይነብሩ ኣለዉ ስለምንታይ ትብል እቲ ምኽንያት ኣብቲ ግዚኦም ዓባይካ ተሓቢኣ ንኻልእ ወዲ ቴክስ ትጽሕፈሉ ሞባይል ስለ ዘይነበራ እዩ። 6, ሓቀኛ ሰብኣይ ተምበርኪኹ ንመርዓ ኣይልምንን እዩ እንታይ ደኣ ነታ ዝደልያ ጓል ኣጥኒሱ ትምርዓዎ ድያ ኣይትምርዓዎን ወሲና ንኽትነግሮ ገዲፍዋ እዩ ዝኸይድ ። 7, ጓል ኣንስተይቲ ስለ ዝሰዓመትካ ኣፍቂራትካ ማለት ኣይኮነን ምኽንያቱ ይሁዳ ውን ንየሱስ ስዒሙ ናብ ጸላእቱ ከም ዘትሓዞ ክትዝክር ኣለካ ። ካብ 7ቲን ዝመሰጠትኩም ወይ ኬፍ ዝሃበትኩም ኣብ ኮመንት ጽሓፍዋ። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok #eritreantiktok

Adam first Page
Adam first Page
Open In TikTok:
Region: DE
Sunday 16 August 2026 15:49:39 GMT
16213
593
51
157

Music

Download

Comments

awethadgu5
የሰዉ ልጅ ቀለማት🤔✍️ :
1/7
2026-08-17 13:43:03
1
luley579
𝑬𝒗𝒖❤️‍🔥☦️ :
5😂
2026-08-17 17:52:18
2
123haftom
123haftom :
555555
2026-08-22 17:53:39
1
hawi.fifi5
hawi Fifi :
7
2026-08-17 14:03:49
1
jentil67
jentil :
777
2026-08-17 15:07:27
1
natuabrhaley
nati 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
1,7
2026-08-17 07:28:02
1
user3444791352215
Guesh :
1&7
2026-08-17 08:31:54
1
tesfay3153
ተስፋ ኣለኝ17🙏 :
7
2026-08-18 02:07:33
1
desta.abrha6
Ezana DA :
7
2026-08-17 05:51:33
1
awet4885
Awet :
7
2026-08-17 07:29:31
1
heriwedihama7
ENZO 8 blues 💙🇪🇷🌴⚔️🐘 :
1&7
2026-08-17 02:06:27
1
rastal36
Heni :
7&3😄
2026-08-17 09:21:22
1
john.jo019
john jo :
33
2026-08-17 12:44:13
1
abel.michael976
abiti :
5,7😁
2026-08-17 07:46:53
1
wedimuludesi
ወዲ ሰለስተ ዓዲ :
1/7
2026-08-17 18:28:48
1
tesfalemtewelde34
alem xewar :
1,4,5 💞💞💞
2026-08-17 10:45:34
1
user4113774316185
ባህጊ ኣለኒ :
77777
2026-08-16 19:39:17
1
love.you.mom600
love you Mom :
22222
2026-08-16 20:35:05
2
tesfu.21.27
teስfu ⛪️💒 ✝️🙏🙏 :
574
2026-08-17 11:41:32
1
wadierob8
ሓፋር Ⓜ❤️🕎🚭◊ :
1,7
2026-08-16 16:38:30
1
dayliy.group
tiktok life :
2
2026-08-16 17:28:58
1
nahom.tesfa5
Nahom Tesfa :
7
2026-08-17 06:23:57
1
tsegay196
@Tsegay19 :
5
2026-08-17 08:40:41
1
abi50354
10 /19 :
2
2026-08-17 17:29:27
1
shara9192
shara :
7😁😁😁
2026-08-16 16:34:46
1
To see more videos from user @adam_tiktok39, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About