@davo.sancho.arsena: ነብስኻ ኣይትበድላ! 🛑 "ብዙሕ ግዜ ንሰባት ይቅርታ ትብል ኢኻ፤ስለሰባት ትጭነቅ ኢኻ፤ ንሰባት ክትብል ናይ ባዕልኻ ደስታ ትስውእ ኢኻ። ግን ሓንቲ ሕቶ ክሓተካ?...ሕራይ ንነብስኻ'ኸ መዓዝ ኢኻ ይቅርታ እትብላ? • ነብስኻ ብሓሳብ ክትሳቅያ ዝነበርካ... • ብናይ ካልኦት ሓሳብ-ሪኢቶ መንነትካ ንዝኣሰርካዮ ... • ምስ ዝሓለፈ ስሕተትካ እናተበኣስካ ዘባኸንካዮ ሎሚ... ሎሚ ንነብስኻ ይቅረ በላ„„„!!! ከም ኣበሃህላ ነርቭ ሳይንስ (Neuroscience) Neuroplasticity ዝተብሃለ ኣገራሚ አስደናቂ ባህሪ ኣለዎ። እዚ ማለት ማንም ሰብ ኣብ ዝኾነ ይኹን፡ናይ ዕድመ ክልል ኮይኑ ሓዱሽ ኣተሓሳስባ ምምዕባል ይኽእል እዩ ማለት እዩ። ትማሊ ዝነበርካዮ ሂወት ንሎሚ ንእትኾኖ ሓዱሽ መንነት መሳልል እምበር ቤት-ማእሰርቲ ኣይኮነን። ሳይነስ ከም፡ዝብሎ ንነብስኻ ምውቃስ ኮነ ኣብ ጣዕሳ ምንባር ኣብ ውሽጢ ሓንጎልና ናይ ጭንቀት ሆርሞን ዝኾነ Cortisol ብዝለዓለ መጠን፡ንከመንጩ ይሕግዞ።እዚ ከዓ ሓዱሽ ነገር ንከይንሓድብ፤ ናይ ፅባሕ ተስፋ ንከይንርእን ኣብ ፀልማት ውሽጢ ንክነብር ይገብረና። ንነብስኻ ኣይትበድላ፣ሕጂ ንነብስኻ ይቕረ በላ፤ብሓዱሽ መንፈስ ሎሚ ጀምሮ። ተመስገን ስለ ሎሚ እናመስገንና ስለ ፅባሕና እናፀለና ሂወት ብተስፋ ንምረሓያ„„„!!!
Davo Sancho
Region: ET
Monday 17 August 2026 13:46:29 GMT
Music
Download
Comments
samri admasu :
👌👌ባሐቂ ዛሓወይ ናይ ልበይ እያ💋💋💋💋💋
2026-08-18 08:52:22
0
ሓቦ በል ጊዘ🤟🤟 :
ሰላም ምስኮነ🥰
2026-08-18 07:11:14
1
miki :
ያa bhaki♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
2026-08-18 03:50:12
1
Genet Ghiwet :
ብሓቂ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-18 03:38:46
1
Teame Haylay :
መለስለይ እባ ገሪሙኒ አነስ
2026-08-18 06:59:57
0
abe :
እንድዒ
2026-08-18 06:30:16
0
Taamo :
bhaki
2026-08-18 08:09:22
0
ኣዶ መሰረት ናይ ሂወት :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-18 01:45:41
1
egzaabihre gasayyey eyu :
💖💖💖💖💖💖👑👑👑👑👑👑
2026-08-18 07:28:48
0
Fili :
💪💪💪
2026-08-18 05:53:45
0
T'/ni :
💖💖💖💖
2026-08-18 08:15:41
0
To see more videos from user @davo.sancho.arsena, please go to the Tikwm
homepage.