@falimawifalimawi: 1. ኣፍቃሪትካ ኣብ ገዛኻ መጽያ ዝኾነ ስእሊ እንተዘይተሳኢላ ሓወይ ናተይ ገዛኻ ረሲሑ ከም ዘሎ ብተዘዋዋሪ መንገዲ ትነግረካ እያ ዘላ። 2. ናይ ሎሚ መራሕቲ ሃይማኖት መገረማት እዮም ንዓኻ ኣጆኻ ኣይትፍራሕ ኣምላኽ ካብ ጸላእትኻ ክሕልወካ እዩ ሰብ ዋላ ሓንቲ ዓቅሚ የብሉን እንዳበሉ ክምህሩኻ ይውዕሉ ንባዕሎም ግን ብ20 ወተሃደራት ተዓጂቦም ክንቀሳቀሱ ትርእዮም ። 3. ምኽሪ ነዘን ደቂ ኣንስትዮ ብዙሓት ኣፍቀርቲ ስለ ዘለዉኺ ጽብቅቲ ኢኺ ማለት ኣይኮነን ምኽንያቱ ኣብ ዕዳጋ ዋግኡ ሕሱር ንብረት እዩ ብዙሓት ዓደግቲ ዝረክብ። 4. ብቅትለት ሰብ እንተተጠርጢርካ ንፖሊስ እንተውሓደ ሓደ ሰብ ምስክር ከተቅርብ ኣለካ, ክትምርዖ እንተደሊኻ ግን ንመዛገጃቤት እንተውሓደ ክልተ ሰብ ምስክር ሒዝካ ክትቀርብ ኣለካ ስለዚ ካብ ሰብ ምቅታልን ሰብ ምምርዓውን ዝያዳ ኣየናይ እዩ risk ተረዲእኩም ይኸውን። 5. ኣፍቃሪኺ sex ምግባር ስለ ዝኣበኽዮ ምስ ሰራሕተኛ ገዛኹም sex ክገብር ጸኒሕኪ ብሕርቃን ጣዕ ኢልኪ ንፈላለ እንዳበልኪ ተቁረምርሚ ኣለኺ ሓፍተይ ናተይ ኣብ ገዛኹም ሓይሊ ኢለትሪክ ልቺ ምስ ዘጥፍእልኩም ጀነሬተር ወሊዕኩም ኣይትጥቀሙን ዲኹም፡፡ 8. ድኻ ምስ ኮንካ ሰባት ምንጪ ድኽነትካ ኣይደልዩን እዮም ሃብታም ምስ ኮንካ ግን ሰባት ከውርደካ ጥራይ ምንጪ ሃብትኻ ክደልዩ ክጅምሩ እዮም፡፡ 9. ዓርከይ ኣፍቃሪትካ የፍቅረኺ እየ ምስ በልካያ ኣነ እውን የፍቅረካ እየ'' ትብለካ። ናፊቐኪ ምስ በልካያ ኣነ ውን ናፊቐካ'' ትብለካ። የክብረኪ እየ ምስ በልካያ ኣነ ውን የክብረካ እየ'' ትብለካ። ናይ ሚእቲ ዶላር ካርዲ ክመልኣልኪ ምስበልካያ ኣነ ውን ካርዲ ክመልኣልካ ትብለካ ኣፍቃሪት ተተረኪባ ሽዑ ኣነ ንዚምባብወ ምምራሕ ገዲፈ ተዋጋኣይ ቦካ ሓራም ክኸውን እየ። ሙጋቤ ካብ ኩለን ኬፍ ዝሃበትኩም ቁጽሪ ኣብ ኮመንት ጽሓፍዋ፡፡
falimawi
Region: EG
Monday 17 August 2026 17:58:02 GMT
Music
Download
Comments
N.U.F :
9
2026-08-25 16:27:10
0
user8464488587246 :
333333
2026-08-18 16:03:39
1
wedi tigrayAoe Dhq :
2
2026-08-24 00:15:24
1
yonama96 :
1 2 3
2026-08-18 12:12:23
1
Nabiy goytom :
8
2026-08-18 06:51:58
1
𝑠𝑎𝑚𝑖 𝑤𝑎𝑘𝑜 :
3
2026-08-18 17:25:27
1
ሰላም ንኩሉ ሰብ :
2,4
2026-08-19 11:13:13
1
Meda Fitsum :
ሙጋቤ🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-19 14:26:25
0
K𝑖𝑛𝑔 𝑛𝑒𝑏𝑠𝑢 🤴👑 :
me 9
2026-08-18 03:28:17
1
menbere kahsay :
9
2026-08-22 15:22:54
1
falimawi :
me 8
2026-08-17 17:59:16
1
sami :
9
2026-08-17 21:32:55
1
ኣዶናይ :
9
2026-08-18 12:34:23
1
Aseweldeyonas Wel :
3
2026-08-19 12:38:26
1
alem xewar :
🥰🥰🥰
2026-08-18 14:34:02
2
14u4e8 :
🥰🥰
2026-08-19 12:36:11
1
To see more videos from user @falimawifalimawi, please go to the Tikwm
homepage.