@tihloagame: ባህሊ ዓጋመቶት 🔥 ሓንቲ ኣደ ጓላ ወይድማ ወዳ ክተመርዑ ከላ መሓዙታን ኣብ ከባቢኣ ዘለዋ ደቂ ምሕብያኣ (ማሕበራን)ብኸምዚ መልክዕ ተኣኪበን መርዓ ውላዳ ኣድምቕ ኣቢለይ የሕልፋላ ። "ዓርኪ ዶ የላን የ ዓርኪ ዶ የላን የ ናይታ ዓባየ " እናተብሃለ ድማ ይድረፈለን ። ንሳተን እውን ከምዚ ኣብ ምስሊ ዝረአ ዘሎ ስር እናበላ ይዘላ። ዝንቀፍ እንድሕር ሃልዩወን ድማ ከምቲ በዓል ክራር ዝብሎ ዘሎ "ነፀላኺ የ ነፀላኺ የ ኣትዮ ናብ መዓንጣኺ የ " እናበለ ንኸስተኻኽላ ይነቕፈን ። ፅቡቕ እንተዘሊለን ድማ "ሽላ እየን የ ሽላ በላአን የ " እናበልካ ይምጎሳ 💜 እዚአን ኣዕርኽቲ (መሓዙት) ኣደ እታ መርዓት 👸 እየን ። ናይ መርዓት ድማ ከምቲ ናይ ኩሉ ከባቢ ክንደኣ ዝኾና መሓዙታ ብስነ-ስርዓት ይዘላ ፡ ይፃወታ ።

Bahli Agame 🍚🥢💛
Bahli Agame 🍚🥢💛
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 18 August 2026 09:47:55 GMT
107143
4886
184
1066

Music

Download

Comments

magigalhawza
𝐌🫴ኩሉ ከም ፍቃድካ አምላከይ☦️🙏 :
አደታትና ከምዝይ ኢለን ዝሕጎሳሉ ግዜ ይመልሰልና ፈጣሪ 🥹🙏አሰይ 😘
2026-08-19 05:55:50
48
user60711980281
meri agame :
ዓጋመ ንፍለ ኢና ኣሰይይይ ደስ ክብላ💋💋💋
2026-08-18 18:25:21
22
bro893875
bro :
ዘይነበረ ባህሊ
2026-08-18 16:13:07
5
temesgen_124
Trhas✝️💞 :
ታይ ዋጋ ኣለዎ ሰላም ዓዳ ሪሒቃትካ ህዝበይ😥 ዓጋመቶት💛♥
2026-08-18 19:25:32
2
lina184484503gmail.com
Abiti yemaryam lij 21 👸✝️✍️ :
አበይ እዩ እዚ ከ
2026-08-18 19:14:43
1
mizan.gebremdhin
ሚዙ ሓብቲ ዮኒ :
ከምዚላ ኣዶ ትሕጎሰሉ ጊዘስኪ የምፀአላ🥺🙏
2026-08-19 02:28:52
3
temesgen.gidey5
ተሜ ወዶቦ ምጥርያ :
ደስ ክብላ 👌👌👌👌
2026-08-18 17:40:23
8
mhre384
mhre :
እዛ ቪድዮስ ርእየ ምጽጋብ ሲነያ ደስ ዝብላ ኣዴታት🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-21 10:59:57
1
user1326358444796
እምነተይ ንፈጣሪ💒 ልበይ ንፍቅሪ❤ :
ካብ ዝፈትዎ ባህሊ ዓጋመ ሓደ እዩ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-19 06:08:07
6
user2661713935447
ክብራዊት ሓፍቲ ባህረ :
ኦው ኽምዕርጋ😍
2026-08-18 18:09:26
4
hana.dizayner
hana dizayner :
አስይ ደሰክብላ🥰🥰🥰
2026-08-18 15:27:52
3
abigy402
𝐔𝐦 𝐃𝐢𝐚𝐦𝐨𝐧𝐝💎🤌 :
አደታትና ከምዝይ ኢለን ዝሕጎሳሉ ግዜ ይመልሰልና ፈጣሪ🙏🥹አሰይ❤️🥰
2026-08-19 19:41:31
2
akiii8341
akiii :
edmen tenan nakn
2026-08-18 10:08:58
4
user32855514
hafti raki👭❣️🥰😍 :
edmen tienan yhabkn aditatna🥰🥰🥰🥰🙏
2026-08-18 19:45:50
1
arsema.zewde
Arsu 👄 :
asey des kbla💞💞💞💞
2026-08-18 12:31:51
2
alemoalmazadonay
alemo :
kemeza garena kenamerawam ena
2026-08-18 19:09:27
1
mahi.mahi0083
𝙝𝙖𝙛𝙩𝙞 𝙖𝙬𝙚𝙩 :
ዓጋመ ዓደይ ባህልናካ ደስ ክብል🌹💖💝🥰🥰❤❤❤❤
2026-08-18 21:30:38
2
bri.brhane2
bri Brhane :
❤️❤️
2026-08-18 15:03:42
1
tjiht5
ŤJi ŤĦ♌️🇧🇷10👑 :
Wow🥰
2026-08-18 15:55:46
1
ycugugihkihi
ሜቢ ወዲ ኣጋመ :
2026-08-18 18:18:48
1
user91812075712472
ሰሉ ሰሉ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
2026-08-18 15:26:11
1
selamha54
selam :
ኣሰይይይይይ🥰🥰🥰
2026-08-18 19:23:40
1
To see more videos from user @tihloagame, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About