@fqri.ms.kulu: #፲፫/13 ነሓሰ ደብረ ታቦር በስመ ኣብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሐዱ አምላኽ አሜን። #ጐይታናን_መድሓኒና_ኢየሱስ_ክርስቶስ ንደቂ መዛሙርቱ ኣብ ቂሳርያ ናይ ፍሊጶስ፡ “ሰባት ንወዲ ሰብ መን ይብልዎ” ኢሉ ድሕሪ ምሕታቱ፡ ድሕሪ ሽዱሽተ መዓልቲ ንጴጥሮስን ንያዕቆብን ንዮሓንስ ኃዉን ወሲዱ ንበይኖም ናብ ነዊሕ እምባ ኣደየቦም። ኣብ ቅድሚኦም ድማ ትርኢቱ ተለወጠ። ገጹ ከም ጸሓይ በርሀ፡ ክዳኑ እውን ከም ጸሓይ ጻዕደወ። እንሆ ከኣ ሙሴን ኤልያስን ምስኡ ክዘራረቡ ተራእይዎም። ጴጥሮስ ከኣ ንጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስንዓና ኣብዚ ምንባር ጽቡቕ ኢዩ ፍቓድካ እንተኾይኑስ ሰለስተ ዳስ ክንሰርሕ ሓደ ንዓኻ፡ሓደ ንሙሴ ሓደ’ውን ንኤልያስ በሎ። ጌና ጴጥሮስ እና ተዛራረቦ ከሎ ብሩህ ደመና ኣንጸላለዎም እንሆ ድማ ካብቲ ደመና “ዘፍቅሮ ብእኡ ዝተሓጎስኩ ወደይ እዚ ኢዩ ንዕኡ ስምዕዎ” ዝብል ድምጺ ተሰምዐ። ደቂ መዛሙርቱ እዚ ሰሚዖም ብግንባሮም ተደፍኡ ኣዝዮም ድማ ፈርሁ። ኢየሱስ ቅርብ ኢሉ ተንከዮም እሞ “ተንስኡ ኣይትፍርሁ” እውን በሎም ።ኣዒንቶም ንላዕሊ ቋሕ እንተበሉ ድማ ብዘይካ ኢየሱስ በይኑ ሓደ እኳ ኣይረኣዩን።ካብ እምባ ክወርዱ ከለዉ ኢየሱስ “ወዲ ሰብ ካብ ምዉታት ክሳዕ ዝትንስእ ነዚ ዝረኣኹምዎ ንሓደ እኳ ኣይትንገሩ” በሎም (ማቴ፲፯፡፩-፱/17፡1-9)። 1)ጎይታ ስለምንታይ ናብ ደብረ ታቦር ወጸ፧ #ሀ) ምሳሌኡን ትንቢቱን ንምፍጻም፥ ምሳሌ፥ በዘመነ መሳፍንት ባራቕን ዲቦራን ንሲሳን ዝሰዓርሉ እምባ ኢዩ። በዚ ከኣ ባራቕ ናይ ጎይታ ምሳሌ ክኸውን ከሎ ሲሳን ከኣ ናይ ኣጋንንቲ ምሳሌ ኢዩ። ትንቢቱ፥”ታቦርን ኣርሞንኤምን(ሄርሞንን) ንስምካ ዕልል ይብሉ” ኢሉ ልቢ ኣምላክ ዝተነበየሉ ኢዩ (መዝ፹፱፡፲፪/89፡12)። ለ) “ንወዲ ሰብ ብኽብሪ መንግስቱ ክመጽእ ከሎ ክሳዕ ዝርእይዎ ካብዞም ኣብዚኣ ቆይሞም ዘለዉ ዘይሞቱ ከም ዘለዉ ብሓቂ ይብለኩም ኣለኹ” ኢሉ ተዛሪቡ ስለ ዝነበረ(ዮሓ ፳፩፡፳-፳፬/21/20-24, ማቴ 16፡28/፲፮፡፳፰) ሐ) ኣብ ኢየሩሳሌም ብጸሓፍትን ፈሪሳውያንን ብዙሕ መከራ ከም ዝወርዶን ከም ዝቐትልዎን ኣብ ዝተዛረበሉ ግዜ ቅዱስ ሃዋርያ ጴጥሮስ “ጎይታይ የድሕንካ እባ ድኣ እዚ ነገር እዚስ ኮቶ ኣባኻ ኣይውረድ” ኢሉ ስለ ዝነበረ ጎይታ ዝበሎ ቃል ክቕበልዎ ከምዘለለዎምን ብእግዚኣብሔር ኣብ ከኣ ንዕኡ ስምዕዎ ኢሉ ምስክርነቱ መታን ክህብ ኢዩ (ማቴ ፲፮፡፳-፳፰/16፡20-28) መ) ኣብ ናይ ፍሊጶስ ዓዲ ኣብ ቂሳርያ ቅዱስ ሓዋርያ ጴጥሮስ “ንስኻ ክርስቶስ ወዲ ሕያው እግዚኣብሔር ኢኻ “ኢሉ ዝመስከሮ ቃል ደግማይ ብእግዚኣብሔር ኣቦ ንምምስካር ኢዩ። እዚ ከኣ “ዘፍቅሮ ብእኡ ዝተሓጎስኩ ወደይ እዚ ኢዩ” ብምባል መስከረ(ማቴ፲፮፡፲፭/16፡15) ረ) ቅዱሳን ሓዋርያት ብዛዕባ መንነቱ ኣብ ዝሓተቶም ግዜ ሰባት ሓደ ካብ ነቢያት ይብሉኻ እና በሉ ሰባት ዝብልዎ ኣብ ቂሳርያ ገሊጾም ስለ ዝነበሩ፡ በዚ ከኣ ክርስቶስ ናይ ነቢያት ኣምላኽ ድኣ እምበር ነቢይ ከም ዘይኮነ ንነቢያት(ሙሴን ኤልያስን)ጸዊዑ ንምግላጽን ንምምስካርን ኢዩ(ዮሃ 21፡20-24/፳፩፡፳-፳፬, ማቴ 16፡28/፲፮፡፳፰) ዝያዳ ንምንባብ ኣብዚ ዝስዕብ LinK ጠውቑ___ https://mahberemariamisrael.com/%E1%8B%B0%E1%89%A5%E1%88%A8-%E1%89%B3%E1%89%A6%E1%88%AD/?fbclid
Even Ezer
Region: DK
Tuesday 18 August 2026 11:48:51 GMT
Music
Download
Comments
Lili leul :
Amen Elelelelelelelelelelelelele 🙏🙏🙏💞💞💞💞💞💞🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-19 17:44:24
1
user2794630951950 :
Amen Amen Amen 🙏🙏🙏👏👏👏
2026-08-19 07:46:39
7
Saba hafti andit :
amen 🙏
2026-08-19 14:38:19
0
♠️🏃♂️ብሕታዊ➷ኣዳም➹➹ :
🙏🙏🙏🙏
2026-08-19 17:48:19
0
wedi Joni 🇳🇱🫶21⛪ :
🙏🙏🙏
2026-08-19 15:59:28
0
Rahwa Kidane :
ኣሜን
2026-08-19 12:07:48
0
Never give up!!! :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
2026-08-19 03:41:01
1
mule :
Amen 🙏🙏🙏🙏
2026-08-19 17:50:24
0
Ekajesus gerehawerya :
Amiem amien amien
2026-08-19 14:59:08
2
ማርያመይ ድንግለይ ሩፍታ ልበይ እያ :
❤️❤️
2026-08-18 23:30:18
0
🫠🤑🤑🤑🤑 :
🙏🙏🙏🙏
2026-08-19 14:44:25
0
Queen 👸 🇪🇷 🇨🇦 :
Amen 🙏
2026-08-19 05:50:20
1
Lewam 🇪🇷 :
Amen amen amen 🙏🏻
2026-08-19 13:45:15
0
absari :
amen
2026-08-19 16:00:06
0
Mersi Mersi :
Amen
2026-08-19 15:26:13
0
ነዊሕ ኮይኑ በይነይ ካብዝከዋን 🥰 :
amen
2026-08-19 15:12:41
0
tiger :
Amen Amen Amen
2026-08-19 13:57:55
0
fqr :
🙏🙏🙏🙏Amen
2026-08-19 12:53:36
0
Hawi genety :
aman aman
2026-08-19 11:23:22
0
user3277317855581 :
amen
2026-08-19 10:26:06
0
Hilari Yemane :
Amen Amen Amen
2026-08-19 17:58:16
0
silvu :
amen amen amen
2026-08-19 11:34:27
0
Abi :
amen
2026-08-19 10:57:20
0
ጋል ሓረስታይ/ዕባይ/ጽልማ💞🇪🇷🎁✨🔑🔏 :
2026-08-19 10:37:45
0
temsgn fetari :
amen amen amen 🙏
2026-08-19 00:19:57
0
To see more videos from user @fqri.ms.kulu, please go to the Tikwm
homepage.