Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@gebrezgher.berhe: #ዳጋብር_ጉለ📍 =========== ✨ ኣብ ወረዳ #ክልተ_ኣውላዕሎ ጣብያ #ጉለ ዝርከብ #ገዳም #ገብረ_መንፈስ_ቅዱስ ዝተመስረተ ካብ ገዳም ኣብርሃ ኣፅብሃ ስዒቡ እቲ ካብ ከባቢ ግንባር ቀደም ቤተ ክርስትያን ካብዝኾነ ሓደ ከምዝኾነ ዝንገረሉ። ✨ ከም ኣገላልፃ ወለዲን መገልገልትን ብኣፈ ታሪክ ሊቃውንቲ እቲ ኸባቢ ኣቡነ ቅዱስ ካብ ግብፂ ዝመጹ ብመፋርቅ ከምዝተሰርሐ ይንገረሉ። ቀጥታ ምድረ ኣክሱም ምስ ኣተዉ ናብ እንዳ () ናብ እንዳ ጋብር ደርዓንቶ ኤርትራን ተዛዊሮም ንፈለማ ግዘ ገዳሞም ገይሮም ይብሉ ካብኡ ናብ መሬት ኣምሓራ/ዝቋላ ምድረ ከብድ/ ዝበሃል ቦታ ከይዶም ኣብኡ ከም ዝዓረፉ ይንገር። ✨ እዚ ቤተ ክርስቲያን ውሽጡ ብስእሊ ዝመዓረገ እዩ። ✨ እዚ ቤተ ክርስቲያን ኣብ ልዑል ብራኸ ዘለዎ እምባ ዝተሃነፀ ቤተ ክርስቲያን እዩ። ኣብ ዝባን እቲ እምባ ዝተሃነፀ እዚ ጥንታዊ ቤተ ክርስቲያን ብበለስን ኣውሊዕን ካልኦት ኣፀዳት ዝመዓረገ እዩ። ✨ ንክትድይቦ ከቢድ እኳ እንተኾነ ብናይ ገብረመንፈስ ቁዱስ በረከትን ቃል ኪዳንን ዝኾነ ሓደጋ ኣጋጢሙ ኣይፈልጥን። ብፍላይ እኽለማይ ወይ ሬሳ ሰብ ሒዝካ ክትድይብ ዘለዎ ኽብደት ንበይኑ ዓይነቱ እዩ። ግን ባዕሉ እዩ ዝሕልወካ። ✨ ካብ ክልተ ወረዳ ማለት እውን ወረዳ ጣብያ ካብ ወረዳ ጣብያ ብሓባር ኣብዚ ቤተ ክርስትያን ከም ዝግልገሉ ይንገረሉ።
ፀጋታት ቱሪዝም ቀመር GBK
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 18 August 2026 13:19:13 GMT
1248
106
6
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
6.3MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
6.3MB
)
Watermark .mp4 (
18.74MB
)
Music .mp3
Comments
mekuria Toure driver :
🥰🥰🥰
2026-08-18 17:50:21
0
binyam 6487 :
🥰🥰🥰
2026-08-18 15:37:58
0
haftom haylay :
🥰🥰🥰
2026-08-18 14:18:30
0
Medhin :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-18 13:23:39
0
Medhin :
🙏🙏🙏
2026-08-18 13:23:34
0
𝐒𝐈𝐍𝐎𝐑𝐈𝐓𝐀 𝐃𝐄𝐍𝐈𝐙 :
🥰🥰🥰
2026-08-24 12:10:50
0
To see more videos from user @gebrezgher.berhe, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
1 clip quay 6 ngày mới xong oe oe #sivannavn #bangmatsivanna #hoptaccungsivannavn
Film Munafik Tayang 3 September 2026 . . . #fyp #fyppppppppppppppppppppppp #xybca #viral #tiktoktainment #rekomendasifilm #munafikmelawaniblis #bahayajadimunafik #munafiknyaindo #aryasaloka #achaseptriasa #clips #terikatjanji #terikatjanjitrending
#ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #ፍቅር➻ብቻ🖇ፍቅር➻ብቻ❤🥀🔐
@NUV Energia #clipfyleague #nuvclipfy #nuvenergia
夏の終わりは何が教えてくれるんだろう。 📍江ノ島 / 神奈川🇯🇵 空も海もゆっくりとオレンジに染まって、 一日の終わりが少しだけ特別に感じられる時間🌅✨️ #江ノ島 #神奈川 #湘南 #enoshima
#skillet #i #need #a #hero @Skillet ☝افضل فرقه
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy