@maryamawt_16: ​ገንዘብ ሓጐስ ክዓድገካ ኣይክእልን፡ ግን ከኣ ብድክነትካ እናበኸኻ ካብ ምሕላፍ ብሃብትኻ እናበኸኻ ምሕላፍ ይሕሸካ🔰 ​እቲ ዝዓበየ ሃብቲ ዘለካ ገንዘብ ዘይኮነስ ዘየድልየካ ነገራት ውሑድ ምዃኑ እዩ🔰 ​ገንዘብ ንሰብ ኣይቅይሮን እዩ እንታይ ዕዳጋ ወፂኡ መን ምዃኑ ጥራይ እዩ ዘርእየካ🔰 ​ዘይብልካ ገንዘብ ኣውፂእካ ዘየድልየካ ነገር ትዓድግ እንተደኣ ኴንካ🔰ንዘይፈትዉኻ ሰባት ከተሕጉስ ጥራይ እናፃዕርካ ኣለኻ @የስላሴ ልጅ @ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 👸❤ @meley natey @ትጃር ትጃር @ማትስ @መረብ ሰቲት🌼🌼 አብዙይ ታይ ዓይነት ሓሳብ ትህብሉ🤣ገንዘብ ዶ የክብረካ ወይስ ፍቅሪ የክብረካ ከም ሓሳብ እየ🙃😁

🫰ዕባይ ምድሪ አጋአዚት❤️‍🩹21👑✝️🕊
🫰ዕባይ ምድሪ አጋአዚት❤️‍🩹21👑✝️🕊
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 18 August 2026 13:48:56 GMT
3042
153
12
35

Music

Download

Comments

mule0585
ትጃር ትጃር :
❤️❤️❤️yesssss
2026-08-18 13:50:52
0
um.mekdi5
𝑚𝑒𝑘𝑑𝑖 𝑚𝑒𝑘𝑑𝑖🎧🔐 :
ያያ🙏🥰
2026-08-19 20:15:38
0
gal.guash6
Gal Guash :
ብሓቂ
2026-08-19 17:41:29
0
abiab805
ሸገ ዴስኣ🫅🌸 :
ሳሕ🥺🥰
2026-08-18 18:46:25
0
user5630437075674
የስላሴ ልጅ :
ልክ ብለሻል የኔ ውብ😍😍😍😍
2026-08-18 14:13:16
0
senifkr8
ሰኒ ፍቅር 💊 :
ብሓቂ
2026-08-18 15:09:33
0
gultigray2
degnesh mulu :
♥️♥️♥️
2026-08-18 16:50:34
0
gultigray2
degnesh mulu :
😁😁😁
2026-08-18 16:50:27
0
yourlovecaptivatedmemad0
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 👸❤ :
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-18 15:24:37
0
yourlovecaptivatedmemad0
ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን 👸❤ :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-18 15:24:34
0
aaaafkr
ውቅያኖስ እዩ ዓቅለይ👸🕊❤💛 :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-18 14:41:10
0
user180701181683
ኩሉ ከም ፍቃዲካ ይኩን ኣምላከይ🙏🙏🙏 :
🥰🥰🥰
2026-08-19 18:00:26
0
To see more videos from user @maryamawt_16, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About