@ttmofficial.com: እጃም ቓልሲ ደቀንስትዮ ትግራይ ልዑል እዩ፣እንተኾነ ግን ዕቀባ ፍረ ዓወትና ትኹረት ይገበረሉ፣ኣብ መወዳእታ ቓልሲ ኣፃር ደርጊ ገረፃይቃን ገረህበይ ገረተመን ገረኸልቢ ወድኸልቢ ሞራል ተጋደልትና ብዝግህስ መልክዕ ብዘይ ፍትሓውነት DDR ኢሉ በቲኑን ኣዋሪዱን እንተብቅዕ ኣንፃር ጆኖሳይደር ስትዓት ጋ.ላ ዝተገበረ ቓልሲ ዝተዓወቱ ጀጋኑና ንኽብተኑ ስልጣንን ዕድልን ደጊሙ ዝሃቦ መሪሕነት ተሓታቲ እዩ። ሎሚ ናብ ኣዲስ ኣበባ ዝሃደመ መንእሰይ ተጉሒፉ ኣንፃርና ኽቃለስ ይዕለም ኣሎ እቲ ረሳሕ መንግስቲ ጋ. ላ (ቖሮሞ) ብልዕቲ ወድተባዕታይ ቖሪፁ ኣብ ግንባሩ ከም ቐርኒ ዘቡቁል ፣ጡብ ጓል ኣንስቱይቲ ዝቖርፅ፣ናብ ማህፀን ኣንስየይቲ ሓፂን፣ ሚስማርን ዝመልስ፣ህፃናት ዝዕምፅ፣ብጉጅለ ዝጋሰስ፣ህዝቢ ዘፅንት፣ገዳማትን ቤቱክርስትያናትን ዘዕኑ፣ቕርሲ ዝምዝብር፣ ሃገር ዝሸይጥ፣ደናግል መነኮሳት ዝጋሰስ፣ብዝተሓባበረ ቓልሲ ኽንድምስሶ ይግባእ #creatorsearchinsights #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #addisabeba🇪🇹❤🇪🇹
TTM
Region: GB
Tuesday 18 August 2026 15:31:01 GMT
Music
Download
Comments
🐝 🐝 🐝 🐝 :
you must be joking
2026-08-18 18:21:19
5
ጭንቀት@@💰etho🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 :
twegarit
2026-08-18 16:06:57
38
Bukrtisey Ggg :
@ማእምን
2026-08-18 16:53:23
31
Meda@19 :
ዘውዱ ስያ ፍትሒ ረኺባ😭😭😭 ኣቤት ፈጣሪ
2026-08-19 06:30:24
5
Frehiwet dirar :
Alekin dikin😭😭😭😭
2026-08-18 18:11:14
5
gereye :
ንብዓት እወ
2026-08-18 16:33:50
14
Marry21💜💜💜 :
😭 ገጅለ
2026-08-19 09:47:52
1
ተስፍይ መኮነን :
😭😭😭😭😭😭 ንብዓት
2026-08-19 06:08:25
3
viral TikTok videos :
2026-08-19 07:40:15
1
milku sweet :
nbarlna
2026-08-18 15:43:08
3
goitom mesele :
ናዘውዱ ነፃ
2026-08-18 17:32:41
9
It has time for everyone 🤣😭 :
እንታይ ፍትሒ አሎ አብ ትግራይ
2026-08-19 04:42:59
5
ማይ ተምቤን ዘ ብሀረ ትግራይ :
ዘውዱ ኸ
2026-08-19 05:10:05
1
GENET MEASHO ❤️ ❤️❤️ :
ንብዓት ካ ክንእሳ ሀሳስ
2026-08-19 05:07:49
1
ሚሰጥረኛየ ቅዱሰ ሚካኤል ነው :
ፍትሒ ፍትሒ ነይ ዘውዱ😭😭😭😭😭😭
2026-08-19 02:41:37
1
Mehari Berhe 2321 :
ናዘውዱከ
2026-08-18 21:38:35
0
alula :
ዘውዱኸ
2026-08-19 06:18:46
0
brhanu12 :
ዘውዱ'ኸ
2026-08-19 05:44:08
0
ሩፍታ አዩ ባህገይ :
ናይ ማህሌት ዓድዋ ሞት መዓዝ አት ቀታሊ ሞት ዝተፈረዶም መዓዝ ተቃትሉ አይስማዕናን
2026-08-19 10:35:35
1
General Alula :
ንብዓት ባ😭😭😭😭
2026-08-19 10:36:40
0
a .a t :
❤️
2026-08-18 17:07:17
1
ዘይምለስ ግዜበር ዘይሓልፍ ችግር የለን :
ዓለም ትሻዓተ
2026-08-19 11:08:22
1
To see more videos from user @ttmofficial.com, please go to the Tikwm
homepage.