Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@tihloagame: ንጥሕኒ (ጥሕሎ) ዝኸውን ዘግሒ እንትቕሎ 🔥 "ዘግሒ" ማለት ንጥሕሎ ዝኸውን ፤ ንጥሕኒ ዝዳሎ ፤ ዝተቐልወ ስገም እዩ ። እንክቕሎ ከሎ ከምዚ ን-ቐሎ ዝግበር ተራ ኣቀላልዋ ዘይኮነስ! ፈለማ እቲ ስገም እምንን ካልእ ሕዋስ ጥረ ነገርን ከይህልዎ ብደምቢ ይእረ ። ካብኡ ድማ ኣብ መጉእ ኣእቲኻ ብደምቢ ይፍፃሕ፤ ድሕሪኡ እውን፡ እቲ ናይ ፍፃሕ ሓሰሩን እኽሉን ንምፍልላይ ብሚሐ ገይርኻ ይብቆፅ ። ድሕሪ ምብቋፅ 'እቲ እኽሊ ናብ ዓብዪ ጎማ ኣእቲኻ ማይ ዝሁም ማለት (ኣይ ዝሑል ኣይ ውዑይ ዝኾነ ማይ) ገይርኻ ትኣልኮ(ትዘግሖ)። ድሕሪ ዝተወሰነ ሰዓታት ድማ ብታሕቲ ጎማ ነገር ኣቐሚጥካ ፤ እቲ እኽሊ ናብ ዓሸና ብምግባር እቲ ማይ ትዞቆ (ተፅፍፎ) ። ብፅባሒቱ ከዓ ከምዚ ኣብ ምስሊ ትርእይዎ ዘለኹም ኣብ ሙቕሎ ጉንዶ ሑፃ ገይርኻ ብመሓሰስ እናሕበርካ ይቕሎ ። ክቕሎ ከሎ እውን ፃዕዳ ምእንቲ ክኸውን ከም ቆሎ ኣይተፀልሞን ኢኻ ። ዘግሒ ድማ ንብሎ! እቶም ዘይበሰለ እትብሉ ድማ ቅድሚ ጥሕኒ ምዃኑ ከምዝበስል መረዳእታ ኣብዚ ኣለኩም። ❤ #tigrignamusic #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #tiktok
Bahli Agame 🍚🥢💛
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 18 August 2026 15:32:18 GMT
4060
157
5
16
Music
Download
No Watermark .mp4 (
13.96MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
13.96MB
)
Watermark .mp4 (
22.86MB
)
Music .mp3
Comments
ዓgamawit🌗💛 :
ስራሕና ነበር❤😁
2026-08-18 17:02:31
1
ወፈፌ :
እኛ ቤት እደዚህ ነው ጥሕኒ የሚቁላው በአሸዋ ለጥሕሎ ትግራይ 🥰
2026-08-19 09:24:16
0
ዬሃንስ ወዲ ዓጋመ :
🥰🥰🥰
2026-08-18 15:42:01
1
To see more videos from user @tihloagame, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#شيلات_روعه_خواطر_ذوق #تفاعلكم_حتى_أستمر_😌❤☝ #اعادت_نشر🔁_للفيديو #لايك__explore___ #اعادت_نشر🔁_للفيديو
Catalina la grande 💯💪 #toroscoleados #caballos #deporte . . #🇻🇪
Green fam
DREAM BIKE 😩🥹#thanks #viewsproblem #foryoupageofficial #growmyaccount #200klikes
Bora dançar com a Camila Alberta de saia ! #dacinha #fyppppppppppppppppppppppp #ruiva #funkbrasil #vestido
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy