@davo.sancho.arsena: ~~~ ንባዕልኻ ምንባር ልመድ„„„!!! ንባዕልኻ ምንባር ልመድ„„„ንስኻ ንሰብ እናሓሰብካ ንዓኻ„„„ካሊእ ሰብ ክሓስበልካ ኣይትፀበ!!! ቅዱስ ሰብ እዩ ንክትበሃል ኢልካ ነብስኻ ኣይትጉዳእ,,,!!! ንናይ ባዕልኻ ሂወት ሽምዓ እናብራህኻ ንናይ ስብ ሂወት ኣምፑል ክትከውን የብልካን,,,!!! ደቂ ሰባት ድላዮም ዋላ እንተኾንካሎም ኮይነሉ በፂሐሉ እምበር ኮይኑለይ በፂሑለይ ኣይብለካን „„„!!! ስለዚ መጀመርያ ንባዕልኻ ምንባር ልመድ ኩሉ ነገር ከዓ ብልክዕ ግበሮ „„„!!!

Davo Sancho
Davo Sancho
Open In TikTok:
Region: ET
Tuesday 18 August 2026 15:59:44 GMT
347
11
4
2

Music

Download

Comments

maebel.hafte
maebel hafte :
እታ"ናተይ"ሒወት"ረኺብካያ"ብሓሳብካ"ክመሃር🥰🥰🥰
2026-08-18 17:28:53
1
To see more videos from user @davo.sancho.arsena, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About