@dxmnitbobby: #fyp #fypシ゚viral #fypシ #mechaniclife #mechanic

DxmnItBobby
DxmnItBobby
Open In TikTok:
Region: US
Tuesday 18 August 2026 16:06:24 GMT
535366
77468
304
4601

Music

Download

Comments

akuzo
Hejoe's World :
And there goes my engine…. Again
2026-08-18 16:44:51
2928
skullcrush30019
Dom :
Bobby... whose head was that 🤣
2026-08-18 16:17:10
5625
iammphantom
Josiah :
how do you always smash someone’s shi bro
2026-08-18 18:37:03
813
ashikanghostman
Back4blood4k :
Workin on cars makes me wanna just dropkick a toddler
2026-08-18 16:31:35
469
mightzy22
Mightyy :
You can build a new car from all the parts you threw in the corner
2026-08-18 18:08:05
107
alexiscarattini97
Alex :
Why, pee on it???😂😂
2026-08-20 04:42:47
0
mythicalpurple
MythicalPurple :
🤣 appreciate the collection of splash shields
2026-08-19 23:00:00
0
jpfreeway2
JPFreeway2 :
I never get tired of these
2026-08-20 01:13:31
0
queenroo7323
👑Queen Roo👑 :
I freaking love you!!! 🤣🤣🤣
2026-08-19 04:08:37
1
sanguinius08
sanguinius :
The calmest person on the app btw
2026-08-18 16:11:10
168
tavesh.deonandan21
Tavesh.D🛵🇨🇦 :
How strong are the floor tiles
2026-08-18 19:26:55
12
radotwan
radotwan :
Bobby what’s your opinion on matco
2026-08-18 16:19:11
43
calop_68_kid
Mikey💫🔮📿 :
You all ways make me laugh Dwag🤣
2026-08-18 16:09:01
57
ayoron44
Ronaldo :
First time caller, is this a real shop? Lmao
2026-08-19 03:10:47
25
seanmichalski
S. Micha :
How have you not cracked that floor yet?
2026-08-18 21:06:56
15
cody.heeren
CoDaDee :
hones question, how come a diag cost so much? I understand the labor to putting in a part and shit and then your time. but. the diag is 200-300. why? also, not a mechanic. im ignorant as fuck with this topic. thank you!
2026-08-18 16:22:28
46
To see more videos from user @dxmnitbobby, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

እዛ ንነብረላ ዓለም መቀዳደሚት ሜዳ እያ፤ 🏃‍♂️ 🌍 🏃‍♀️ እቲ ጎዩ ክቕድም ዝኸኣለ ድማ ናብቲ ዝደልዮ ይበጽሕ። ኩሉ በብዘለዎ ይጎዪ እዩ። እቲ ፍልልይ፡ እቲ ሓደ ከስዕኡ ንምምላእ፡ እታ ሓንቲ ድማ ህይወታ ንምውሓስ ኣብቲ መቀዳደሚ ሜዳ ክልቲኦም ዝጎዩ ምዃኖም እዩ—ክልተ ጉያ ንበበይኑ ዕላማ! ጉያ ሰዓሪ ንምዃን፡ ጉያ ህይወት ንምድሓን፡ ጉያ ንናብራ፡ ጉያ ንዝሓሸ ዕድል፡ ጉያ ንዓስቢ፡ ጉያ ንኽብሪ... ኣብቲ መቀዳደሚ ኩልኻ ትጎዪ። ሕጊ ጉያ ኣብ ሓይልኻን ኣብ ጸዓትካን እዩ። ኣብዛ እንዕዘባ ዘለና ስእሊ ሓደ ሃዳንን ተሃዳኒትን ኣለዉ። እዛ ተሃዳኒት ነታ እንኮ ህይወታ ንምድሓን እያ ትጎዪ ዘላ። መተካእታ ዘይብላ ህይወት ብምዃና፡ እዚ ጉያዚ ንዓኣ ታራ ጉያ ኣይኮነን፤ ስለዝኾነ ድማ ፍጥነቱ ኪኖ እቲ ዝፈጠነ እዩ። ህይወት መማረጺ ኣይሃበታን፤ ስለዚ ነታ ኣብ ዓንኬል ጸላኢ ኣትያ ዘላ እንኮ ትንፋሳ ንምድሓን ዘለዋ ኩሉ ሓይሊ ኣኪባ ክትሕንበብ ነይሩዋ። ምኽንያቱ ካብቲ ብድሕሪኣ ዘሎ ጸላኢ ንምምላጥ እንኮ መድሓኒኣ ጉያኣ እዩ። ናበይ ትኸይድ ኣይትፈልጥን፡ ብጭቡጥ እኳ ትዓርፈሉ ቦታ ኣይሃልዋ፡ ውሕስና ምንባራ ግን ኣብ ጉያኣ ስለ ዘሎ፡ ነታ ናይ መወዳእታ ምርጫ ዝተዋህበታ ክትጥቀመላ ስለ ዘነበራ ኣብቲ ሜዳ ትሕንበብ ኣላ። ርኢኻ! ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ንጹር ምርጫ ዘይብላ ፈተና ከተምጽኣልካ ትኽእል እያ። እንተኾነ ግን ንስኻ ባዕልኻ ፈጣሪ ምርጫ ምዃንካ ዘይምርሳዕ። ኣብቲ ኩሉ መማረጺ ዝተዓጽወሉ ዝመስለሉ እዋን፡ ኣብኡ ዘለካ መወዳእታ መማረጺ እቲ ኣብ ጣውላ ዘይወረደ ኣማራጺ እዩ። ንሱ ድማ ምናልባት እኳ ንግዜኡ ናበይ ትኸይድ ንጹር መዕለቢ ከም ዘለካ ኣይትረኣዮ፡ ክትጎዪ ከም ዘለካ ግን ሓደ መማረጺ እዩ። እቲ ኣበይ ትዓልብ ድሕሪ እቲ ጉያ ዝፍጠር ስለ ዝኾነ ካልኣዊ እዩ፤ ስለዚ እቲ ቀዳማይን እንኮን ተሪፉካ ዘሎ መማረጺ ካብቲ ሃዳናይ ንቅድሚት ምጉያይ እዩ! እታ ሓኪም ኣብ መወዳእታ ኣብታ ናይ መጨረሻ ካልኢት ዝጥቀመላ ሜላ፡ ንሳ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺ ኤሌክትሪካዊ ሓይሊ ተጠቒምካ፡ ተሓቢኣ ኣብ መንጎ ሞትን ህይወትን ተቐርቂራ ዘላ ትንፋስ ምምላስ እያ። እዚኣ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺቱ እያ። ኣብዛ ህሞት እዚኣ ከኣ እዩ ዳግም ህይወት ንምዝራእ ወይ ድማ ንኹሉ ሳዕ ደጊምካ ንዘይምምላስ ምኻድ ዘሎ። ነዛ ህሞት እዚኣ ብዙሓት ቤተሰብን ኣዝማድን መሓዙትን ብሃንቀውታ እዮም ዝጽበይዋ። ልክዕ ከምኡ፡ እቲ ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ተጠቒሙ ዝጎዪ እውን፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣፋፌት ሞትን ህይወትን ዘሎ ሰብ፡ ዕድል ምንባሩ ኣብ ፍጥነት ጉያኡ ጌሩ እዩ ዝጎዪ ዘሎ። ስለዚ እዩ እምበዓር ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ብግቡእ ክንጥቀመሉ ዝግበኣና። ምኽንያቱ ኣብኡ ሓርነትን ዳግም ምንባርን ስለ ዘሎ፡ ንሓርነትናን ዳግም ንምንባርናን ክንብል ነቲ ናይ መወዳእታ ጉያ ክንጎዮ ናይ ግድን እዩ። እቲ ጥይት ዝሓዘ ወትሃደር እኳ ህይወት ኣብ ናይ መወዳእታ ዓንኬል ኣትያ ከም ዘላ እንተ ርእዩ፡ እቲ ናይ መወዳእታ ናይ ህይወት ውሕስናኡ ንቅድሚኡ ምፍርጣጥ እዩ። ምናልባት እቲ ገርሂ ኒሐኛ ሞት ከም መማረጺ ጌሩ ወሲዱ፡
እዛ ንነብረላ ዓለም መቀዳደሚት ሜዳ እያ፤ 🏃‍♂️ 🌍 🏃‍♀️ እቲ ጎዩ ክቕድም ዝኸኣለ ድማ ናብቲ ዝደልዮ ይበጽሕ። ኩሉ በብዘለዎ ይጎዪ እዩ። እቲ ፍልልይ፡ እቲ ሓደ ከስዕኡ ንምምላእ፡ እታ ሓንቲ ድማ ህይወታ ንምውሓስ ኣብቲ መቀዳደሚ ሜዳ ክልቲኦም ዝጎዩ ምዃኖም እዩ—ክልተ ጉያ ንበበይኑ ዕላማ! ጉያ ሰዓሪ ንምዃን፡ ጉያ ህይወት ንምድሓን፡ ጉያ ንናብራ፡ ጉያ ንዝሓሸ ዕድል፡ ጉያ ንዓስቢ፡ ጉያ ንኽብሪ... ኣብቲ መቀዳደሚ ኩልኻ ትጎዪ። ሕጊ ጉያ ኣብ ሓይልኻን ኣብ ጸዓትካን እዩ። ኣብዛ እንዕዘባ ዘለና ስእሊ ሓደ ሃዳንን ተሃዳኒትን ኣለዉ። እዛ ተሃዳኒት ነታ እንኮ ህይወታ ንምድሓን እያ ትጎዪ ዘላ። መተካእታ ዘይብላ ህይወት ብምዃና፡ እዚ ጉያዚ ንዓኣ ታራ ጉያ ኣይኮነን፤ ስለዝኾነ ድማ ፍጥነቱ ኪኖ እቲ ዝፈጠነ እዩ። ህይወት መማረጺ ኣይሃበታን፤ ስለዚ ነታ ኣብ ዓንኬል ጸላኢ ኣትያ ዘላ እንኮ ትንፋሳ ንምድሓን ዘለዋ ኩሉ ሓይሊ ኣኪባ ክትሕንበብ ነይሩዋ። ምኽንያቱ ካብቲ ብድሕሪኣ ዘሎ ጸላኢ ንምምላጥ እንኮ መድሓኒኣ ጉያኣ እዩ። ናበይ ትኸይድ ኣይትፈልጥን፡ ብጭቡጥ እኳ ትዓርፈሉ ቦታ ኣይሃልዋ፡ ውሕስና ምንባራ ግን ኣብ ጉያኣ ስለ ዘሎ፡ ነታ ናይ መወዳእታ ምርጫ ዝተዋህበታ ክትጥቀመላ ስለ ዘነበራ ኣብቲ ሜዳ ትሕንበብ ኣላ። ርኢኻ! ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ንጹር ምርጫ ዘይብላ ፈተና ከተምጽኣልካ ትኽእል እያ። እንተኾነ ግን ንስኻ ባዕልኻ ፈጣሪ ምርጫ ምዃንካ ዘይምርሳዕ። ኣብቲ ኩሉ መማረጺ ዝተዓጽወሉ ዝመስለሉ እዋን፡ ኣብኡ ዘለካ መወዳእታ መማረጺ እቲ ኣብ ጣውላ ዘይወረደ ኣማራጺ እዩ። ንሱ ድማ ምናልባት እኳ ንግዜኡ ናበይ ትኸይድ ንጹር መዕለቢ ከም ዘለካ ኣይትረኣዮ፡ ክትጎዪ ከም ዘለካ ግን ሓደ መማረጺ እዩ። እቲ ኣበይ ትዓልብ ድሕሪ እቲ ጉያ ዝፍጠር ስለ ዝኾነ ካልኣዊ እዩ፤ ስለዚ እቲ ቀዳማይን እንኮን ተሪፉካ ዘሎ መማረጺ ካብቲ ሃዳናይ ንቅድሚት ምጉያይ እዩ! እታ ሓኪም ኣብ መወዳእታ ኣብታ ናይ መጨረሻ ካልኢት ዝጥቀመላ ሜላ፡ ንሳ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺ ኤሌክትሪካዊ ሓይሊ ተጠቒምካ፡ ተሓቢኣ ኣብ መንጎ ሞትን ህይወትን ተቐርቂራ ዘላ ትንፋስ ምምላስ እያ። እዚኣ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺቱ እያ። ኣብዛ ህሞት እዚኣ ከኣ እዩ ዳግም ህይወት ንምዝራእ ወይ ድማ ንኹሉ ሳዕ ደጊምካ ንዘይምምላስ ምኻድ ዘሎ። ነዛ ህሞት እዚኣ ብዙሓት ቤተሰብን ኣዝማድን መሓዙትን ብሃንቀውታ እዮም ዝጽበይዋ። ልክዕ ከምኡ፡ እቲ ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ተጠቒሙ ዝጎዪ እውን፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣፋፌት ሞትን ህይወትን ዘሎ ሰብ፡ ዕድል ምንባሩ ኣብ ፍጥነት ጉያኡ ጌሩ እዩ ዝጎዪ ዘሎ። ስለዚ እዩ እምበዓር ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ብግቡእ ክንጥቀመሉ ዝግበኣና። ምኽንያቱ ኣብኡ ሓርነትን ዳግም ምንባርን ስለ ዘሎ፡ ንሓርነትናን ዳግም ንምንባርናን ክንብል ነቲ ናይ መወዳእታ ጉያ ክንጎዮ ናይ ግድን እዩ። እቲ ጥይት ዝሓዘ ወትሃደር እኳ ህይወት ኣብ ናይ መወዳእታ ዓንኬል ኣትያ ከም ዘላ እንተ ርእዩ፡ እቲ ናይ መወዳእታ ናይ ህይወት ውሕስናኡ ንቅድሚኡ ምፍርጣጥ እዩ። ምናልባት እቲ ገርሂ ኒሐኛ ሞት ከም መማረጺ ጌሩ ወሲዱ፡ "ዓሻስ ክሳዕ ገበጣኡ ዝውዳእ ይጻወት" ከም ዝበሃል፡ እዚ ገርሂ ወትሃደር እውን ክሳብ እታ ናይ መወዳእታ ዓረር መጺኣ ግንባሩ ተንህሎ ክፋለም ይኽእል እዩ። ሓቂ እዩ፡ ዕላማ ንወድ ሰብ ዓቢ ነገር እዩ። ኣብ ዕላማ ዓወትን ጅግንነትን ዝበሃሉ ኣምር ብምህላዎም፡ በጅነት ንዕላማን በጅነት ንጅግንነትን ዝብሉ መስዋእቲ ክህልዉ ንቡር ስለ ዝኾኑ፡ ሓደ ሰብ መወዳእታ መማረጺኡ ሙማት ክገብሮ ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግን ህይወት ልዕሊ ናይ ሓባር ዕላማ ክብርቲ ስለ ዝኾነት፡ ቀዳምነቱ ህይወቱ ክትኮውን እዩ እቲ ቅኑዕ ምርጫ። ኣስተውዕል! ናይ ሓባር ዕላማ ወቕታዊ እዩ፤ ኣብ ሚዛን መራሕትን መረዳእታን ዝተመርኮሰ እዩ። ምናልባት ሎሚ ዝማወትሉ ዝነበሩ፡ ጽባሕ ግን ናይ ሓባር መቀዳዳሚ ሜድኦም ክገብርዎ ስለ ዝኽእሉ፡ ቀዲምካ ብህይወትካ ምቁማር ቅኑዕ ምርጫ ኣይኮንን። "ወይልኡ ዝሞተ" ከም ዝበሃል፡ ድሕሪ ሞትካ እቲ ግዝያዊ መከራኸርን ጠንቂ ሞትካን ዝነበረ ጉዳይ ብዋጋ ሞትካ ዘይምጥን ዕርቂ ተፈቲሑ፡ ንስኻ "ነበረ-ያ-ነበረ" ኮይንካ፡ እቶም ንዓኻን ንኻልኦትን ዘፋለሙ ድማ ኢድ-ንኢድ ተጨባቢጦም ሓበራዊ ጉዕዞ ምጉዓዞም ስለ ዘይተርፎም፡ ህይወትካ ብናይ ግርህነት ጉዕዞ ኣይትውሰዳ! ህይወትካ እታ ዝኸበረትን መማረጺ እውን ዘይብላ እንኮ ምርጫ ምዃና ኣይትረስዕ። ቅኑዕ ጉያ ንቕኑዕ ዕላማ እቲ ናይ መወዳእታ ምርጫኻ ይኹን! 🏃‍♂️ 🌍 🏃‍♀️

About