Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@syimaeyma: #creatorsearchinsights #baggypants #kids
Syima Berry
Open In TikTok:
Region: MY
Tuesday 18 August 2026 23:44:42 GMT
34
8
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.49MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.49MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @syimaeyma, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
እዛ ንነብረላ ዓለም መቀዳደሚት ሜዳ እያ፤ 🏃♂️ 🌍 🏃♀️ እቲ ጎዩ ክቕድም ዝኸኣለ ድማ ናብቲ ዝደልዮ ይበጽሕ። ኩሉ በብዘለዎ ይጎዪ እዩ። እቲ ፍልልይ፡ እቲ ሓደ ከስዕኡ ንምምላእ፡ እታ ሓንቲ ድማ ህይወታ ንምውሓስ ኣብቲ መቀዳደሚ ሜዳ ክልቲኦም ዝጎዩ ምዃኖም እዩ—ክልተ ጉያ ንበበይኑ ዕላማ! ጉያ ሰዓሪ ንምዃን፡ ጉያ ህይወት ንምድሓን፡ ጉያ ንናብራ፡ ጉያ ንዝሓሸ ዕድል፡ ጉያ ንዓስቢ፡ ጉያ ንኽብሪ... ኣብቲ መቀዳደሚ ኩልኻ ትጎዪ። ሕጊ ጉያ ኣብ ሓይልኻን ኣብ ጸዓትካን እዩ። ኣብዛ እንዕዘባ ዘለና ስእሊ ሓደ ሃዳንን ተሃዳኒትን ኣለዉ። እዛ ተሃዳኒት ነታ እንኮ ህይወታ ንምድሓን እያ ትጎዪ ዘላ። መተካእታ ዘይብላ ህይወት ብምዃና፡ እዚ ጉያዚ ንዓኣ ታራ ጉያ ኣይኮነን፤ ስለዝኾነ ድማ ፍጥነቱ ኪኖ እቲ ዝፈጠነ እዩ። ህይወት መማረጺ ኣይሃበታን፤ ስለዚ ነታ ኣብ ዓንኬል ጸላኢ ኣትያ ዘላ እንኮ ትንፋሳ ንምድሓን ዘለዋ ኩሉ ሓይሊ ኣኪባ ክትሕንበብ ነይሩዋ። ምኽንያቱ ካብቲ ብድሕሪኣ ዘሎ ጸላኢ ንምምላጥ እንኮ መድሓኒኣ ጉያኣ እዩ። ናበይ ትኸይድ ኣይትፈልጥን፡ ብጭቡጥ እኳ ትዓርፈሉ ቦታ ኣይሃልዋ፡ ውሕስና ምንባራ ግን ኣብ ጉያኣ ስለ ዘሎ፡ ነታ ናይ መወዳእታ ምርጫ ዝተዋህበታ ክትጥቀመላ ስለ ዘነበራ ኣብቲ ሜዳ ትሕንበብ ኣላ። ርኢኻ! ሓደ ሓደ ግዜ ህይወት ንጹር ምርጫ ዘይብላ ፈተና ከተምጽኣልካ ትኽእል እያ። እንተኾነ ግን ንስኻ ባዕልኻ ፈጣሪ ምርጫ ምዃንካ ዘይምርሳዕ። ኣብቲ ኩሉ መማረጺ ዝተዓጽወሉ ዝመስለሉ እዋን፡ ኣብኡ ዘለካ መወዳእታ መማረጺ እቲ ኣብ ጣውላ ዘይወረደ ኣማራጺ እዩ። ንሱ ድማ ምናልባት እኳ ንግዜኡ ናበይ ትኸይድ ንጹር መዕለቢ ከም ዘለካ ኣይትረኣዮ፡ ክትጎዪ ከም ዘለካ ግን ሓደ መማረጺ እዩ። እቲ ኣበይ ትዓልብ ድሕሪ እቲ ጉያ ዝፍጠር ስለ ዝኾነ ካልኣዊ እዩ፤ ስለዚ እቲ ቀዳማይን እንኮን ተሪፉካ ዘሎ መማረጺ ካብቲ ሃዳናይ ንቅድሚት ምጉያይ እዩ! እታ ሓኪም ኣብ መወዳእታ ኣብታ ናይ መጨረሻ ካልኢት ዝጥቀመላ ሜላ፡ ንሳ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺ ኤሌክትሪካዊ ሓይሊ ተጠቒምካ፡ ተሓቢኣ ኣብ መንጎ ሞትን ህይወትን ተቐርቂራ ዘላ ትንፋስ ምምላስ እያ። እዚኣ እታ ናይ መወዳእታ መማረጺቱ እያ። ኣብዛ ህሞት እዚኣ ከኣ እዩ ዳግም ህይወት ንምዝራእ ወይ ድማ ንኹሉ ሳዕ ደጊምካ ንዘይምምላስ ምኻድ ዘሎ። ነዛ ህሞት እዚኣ ብዙሓት ቤተሰብን ኣዝማድን መሓዙትን ብሃንቀውታ እዮም ዝጽበይዋ። ልክዕ ከምኡ፡ እቲ ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ተጠቒሙ ዝጎዪ እውን፡ ልክዕ ከምቲ ኣብ ኣፋፌት ሞትን ህይወትን ዘሎ ሰብ፡ ዕድል ምንባሩ ኣብ ፍጥነት ጉያኡ ጌሩ እዩ ዝጎዪ ዘሎ። ስለዚ እዩ እምበዓር ነቲ ናይ መወዳእታ መማረጺ ብግቡእ ክንጥቀመሉ ዝግበኣና። ምኽንያቱ ኣብኡ ሓርነትን ዳግም ምንባርን ስለ ዘሎ፡ ንሓርነትናን ዳግም ንምንባርናን ክንብል ነቲ ናይ መወዳእታ ጉያ ክንጎዮ ናይ ግድን እዩ። እቲ ጥይት ዝሓዘ ወትሃደር እኳ ህይወት ኣብ ናይ መወዳእታ ዓንኬል ኣትያ ከም ዘላ እንተ ርእዩ፡ እቲ ናይ መወዳእታ ናይ ህይወት ውሕስናኡ ንቅድሚኡ ምፍርጣጥ እዩ። ምናልባት እቲ ገርሂ ኒሐኛ ሞት ከም መማረጺ ጌሩ ወሲዱ፡ "ዓሻስ ክሳዕ ገበጣኡ ዝውዳእ ይጻወት" ከም ዝበሃል፡ እዚ ገርሂ ወትሃደር እውን ክሳብ እታ ናይ መወዳእታ ዓረር መጺኣ ግንባሩ ተንህሎ ክፋለም ይኽእል እዩ። ሓቂ እዩ፡ ዕላማ ንወድ ሰብ ዓቢ ነገር እዩ። ኣብ ዕላማ ዓወትን ጅግንነትን ዝበሃሉ ኣምር ብምህላዎም፡ በጅነት ንዕላማን በጅነት ንጅግንነትን ዝብሉ መስዋእቲ ክህልዉ ንቡር ስለ ዝኾኑ፡ ሓደ ሰብ መወዳእታ መማረጺኡ ሙማት ክገብሮ ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግን ህይወት ልዕሊ ናይ ሓባር ዕላማ ክብርቲ ስለ ዝኾነት፡ ቀዳምነቱ ህይወቱ ክትኮውን እዩ እቲ ቅኑዕ ምርጫ። ኣስተውዕል! ናይ ሓባር ዕላማ ወቕታዊ እዩ፤ ኣብ ሚዛን መራሕትን መረዳእታን ዝተመርኮሰ እዩ። ምናልባት ሎሚ ዝማወትሉ ዝነበሩ፡ ጽባሕ ግን ናይ ሓባር መቀዳዳሚ ሜድኦም ክገብርዎ ስለ ዝኽእሉ፡ ቀዲምካ ብህይወትካ ምቁማር ቅኑዕ ምርጫ ኣይኮንን። "ወይልኡ ዝሞተ" ከም ዝበሃል፡ ድሕሪ ሞትካ እቲ ግዝያዊ መከራኸርን ጠንቂ ሞትካን ዝነበረ ጉዳይ ብዋጋ ሞትካ ዘይምጥን ዕርቂ ተፈቲሑ፡ ንስኻ "ነበረ-ያ-ነበረ" ኮይንካ፡ እቶም ንዓኻን ንኻልኦትን ዘፋለሙ ድማ ኢድ-ንኢድ ተጨባቢጦም ሓበራዊ ጉዕዞ ምጉዓዞም ስለ ዘይተርፎም፡ ህይወትካ ብናይ ግርህነት ጉዕዞ ኣይትውሰዳ! ህይወትካ እታ ዝኸበረትን መማረጺ እውን ዘይብላ እንኮ ምርጫ ምዃና ኣይትረስዕ። ቅኑዕ ጉያ ንቕኑዕ ዕላማ እቲ ናይ መወዳእታ ምርጫኻ ይኹን! 🏃♂️ 🌍 🏃♀️
Tôn giả Tu Bồ Đề dạy chúng ta rằng, khi thấy rõ mọi pháp đều duyên sinh, không còn chấp ngã và chấp pháp, trí tuệ và lòng từ bi sẽ tự nhiên hiển lộ. Đó chính là con đường đưa đến giải thoát. 🙏 NAM MÔ BỔN SƯ THÍCH CA MÂU NI PHẬT 🪷 #phatphap #phatphapnhiemmau #nammobonsuthichcamauniphat #nhantutam
#дерзкий #шгш #шгшглазамишкольника #рек #рекомендации едит дерзкий @Дерзкая муха серял шгш
Set pháp phục #foryou #unbox #xuhuong #xuhuongtiktok
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy