@abraha.haylul: #ማሃሪት_ዛንታ‼ 📖✨ ~ ሓንቲ ባዓልቲ ሓዳር ሰበይቲ ፤ ንባዓል ቤታ "ኣቡኻን ኣዴኻን ናዓይ የጨንቁኒ ኣለዉ፡ ንዓይ ትደልየኒ እንተኮንካ ነቡኻን ኣዴኻን ካብዚ ገዛ ስገጎም" 😡😤 ትብሎ፡ እቲ ሰብኣይ ካኣ፡ "ናበይ ክሰጎም ስድራይ እንድዮም፡" 😟💔 ኢሉ መለስላ። ~ ንሳ ካኣ ኣስዕብ ኣቢላ "ካብዚ ገዛ ትሰጎም እንተኮንካ ጽቡቅ እንተዘይኮይኑ ግን ደቅኻን ገዛኻን ጠንጢነልካ ክኸይድ እየ" 🤬🔥 ብምባል ብዓውታ መለሰትሉ፡፡ ~ እቲ ሰብኣይ ብዙሕ ብምሕሳብ ደቁ ሓዳሩን ራሕሪሓትሉ ከይትከይድ ስለ ዝፈረሐ ነቡኡን ነዲኡን ካብቲ ገዝኡ ኣውጺኡ ኣብ ሓንቲ ጸባብ ገዛ ተኻርዩ ዕረ እንዳጣዓሞ ገዲፉዎም ንገዛ ተመልሰ። 🏠🏚️ እታ ሰበይቲ ካኣ ዝበለቶ ስለ ዝገበረ ኣዝያ ታሓጎሰት። 😏😈 ~ ሓደ ማዓልቲ እታ ሰበይቲ ምስ ሓደ ወዲ ዓሰርተ ዓመት ዝኾዉን ወዳ ተኳሓሓላ ናብ መርዓ ትኸይድ'ሞ፡ 💒👗✨ ኣብቲ መርዓ ኮፍ ኢሎም ንመርዑ እንዳተዓዘቡ እንከለዉ እቲ ወዳ " ማማየ እዛ መርዓት ክትጽብቅ" 🤩👰♀️ ይብላ'ሞ ንሳ ካኣ ትቅብል ኣቢላ "ዚወደይ ጽብቅቲ ሙሽ ንስኻ ውን ምስ ዓበኻ ከምዚኣ ጽብቅቲ መርዓት ከነመርዕወካ ኢና" 😊🥰 በለቶ። ~ "እቲ ወዳ ካኣ ገጹ ኣጸውግ ኣቢሉ "ኣነ ኣይምርዖን እየ" 🙅♂️😒 ብምባል መለሰላ። ንሳ ካኣ ፍሽኽ እንዳበለት "እሂ እንታይ ኮንካ ዘይትምርዖ፧" ❓🧐 ብምባል ብሸለልትነት ሓተተቶ። ~ "እቲ ቆልዓ ግን ዝገርም መልሲ እዩ ሂቡዋ፡ "እወ ማማ ምስተመርዓኹ ድሓር እታ ሰበይተይ ንዓኽን ንባባን ክትሰገኩም እንድያ፡ ኣነ ካኣ ንዓኽን ንባባን ስለ ዝፈትወኩም ካባኹም ክፍለ ኣይደልን እየ። 🥺😢💔 ~ " ምስ በላ እታ ሰበይቲ ብዘረባ ወዳ አብ ዘላቶ ፍዝዝ ኢላ ሱቅ በለት። 😳😶 ንስዳራ ባዓል ቤታ ሎሚ ሰጊጋቶም ጽባሕ ውን ብሰይቲ ወዳ ናይ ኢዳ ክትረክብ ሙዃና ስለ ዝተገንዘበት፡ 🧠⚡️ ካብቲ መርዓ ብቅልጡፍ ንገዛ ተመሊሳ ንባዓል ቤታ ንስድርኡ ንገዛ ክመልሶምን ክሳብ ብህይወት ዘለዉ ካኣ ክትኣልዮም ምዃና ነገረቶ። 🏃♀️🏠🤲 ~ እቲ ባዓል ቤታ ውን ከይዋዓለ ከይሓደረ ንስድርኡ ንገዝኡ መለሶም። 🏡👨👩👧👦 እታ ሰበይቲ ሽዑ ተንበርኪኻ ይቕረ ሓተተቶም። 🙇♀️🙏 ~ እቲ ቆልዓ ኣቦ ሓጉኡን ዓባዩን ገዛ ተመሊሶም ምስ ራኣዮም ካኣ ነዲኡ "ማማ ከምታ ናይ በቀዳማይ ጽብቅቲ መርዓት ክምርዖ እየ ባባን ንስኽን ካኣ ኩሉ ግዜ ምሳና ክትቅመጡ ኢኹም" 🥳🎉 በላ።✝️🤲 #ነስተውዕል_ኣሕዋተይ 🤲‼ 🛑💡 ~ 🔄 ኢድ ጸనాሒት እያ ሎሚ ሰናይ እንተጌርካ ጽባሕ ሰናይ ክትረክብ ኢኻ ሎሚ ሕማቅ እንተጌርካ ዉን ሕማቅ ክትረክብ ኢካ ኩሉ ወዲ ሰብ ናይ ኢዱ እዩ ዝረክብ'ሞ ሰናይ ንስራሕ!! ✝️🤲🫶♥️⛪💥✝️🕊️💫 🌱❤️ ን ✍️✝️🤲🫶#creatorsearchinsights #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #creatorsearchinsights
ኣቢ ጓል ቀሺ (ዩቱብ)🐅👸27❤
Region: SA
Wednesday 19 August 2026 08:57:24 GMT
Music
Download
Comments
ጓል እየሱስ ናዝራዊ🙏🌿🥰 :
ኣሜን 🙏🙏🙏✝️✝️❤️❤️❤️❤️
2026-08-19 16:23:57
0
ፍረ ጓል ጥዕማይ 💘F💞💋 :
ከንብብ ደልየስ ብእንግልሽ ናመፀኒ 🥺🙏
2026-08-19 09:34:26
0
✝️ኤሙ 🇪🇷👑❤ :
🙏🙏🙏
2026-08-19 09:04:38
0
ተሽንጎግ.💙.🇧🇪.✌️ :
🥰🥰🥰
2026-08-19 09:44:19
0
To see more videos from user @abraha.haylul, please go to the Tikwm
homepage.