@gejeret2: 🔴 ኢምባሲ ኤርትራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ተሪር መግለጺ ኣውጺኡ ****************** ሎሚ 19 ነሓሰ 2026፣ ብሩከ ደሳላኝ ዝተባህለ ውልቀ ሰብ ከም ዜጋ ኤርትራ ተመዝጊቡ ዝተመዝገበ መዝገብ ከምዘየለ ኤምባሲ ኤርትራ ኣረጋጊጹ። ከም ኤርትራዊ ዜግነቱ ብዝምልከት እውን ካብ ቤት ፍርዲ ዘውዲ ሃሮው መርትዖ ሓቲትና። ክሳብ ሕጂ፡ ቢቢሲ፡ ዳይሊ ሜይል፡ ዘ ቴሌግራፍ፡ ጂቢ ኒውስ ሓዊሱ፡ ኤርትራዊ መበቆሉ መርትዖ ከቕርብ ዝኸኣለ የለን። እዚ ኣብ ታሕቲ ንርእዮ ዘለና፣ ከም ኤርትራዊ ኮይኑ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ዝተዋህበ ኢትዮጵያዊእዩ። ኣብዚ ቕንያት ኣብ ልዕሊ ሓደ ናይ ዕድመ በዓል ጸጋ ኣቦ ገበን ምግባር ፣ ድሒሩ ኣብ ምርመራ ኣነ ኤርትራዊ ኢየ ብምባል ኣቓልቦ ማዕኸናት ዜና ዓዲ እንግሊዝ እዉን ስሒቡ ኣሎ። እንተኮነ እዚ ሰብ እዚ ግን ኢትዮጵያዊ ኢዮ። ብስም ኤርትራ ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዑቕባ ዝሓተተ ኢዮ። ዋላ ኳ እቶም 60% ብስም ኤርትራዊ ኣብ ሃገራት ኤዉሮጳ ዑቕባ ዝሓቱ ኢትዮጵያዉያን ከምዝኾኑ ናይ ዕዳጋ ምስጢር እንተኾነ፣ ሃገራት ኤዉሮጳ ንናይ ገዛእ ርእሰን ፖለቲካዊ ኣጀንዳ ክብላ ፈሊጠን ከምዘይፈለጣ ኮይነን ነቲ ስምዕታ ብዕሽሽታ ክሓልፍኦ ዝጸንሓ ጉዳይ እዩ። ፓናሮማ” ዝተባህለ ናይ ኢጣልያ መጽሔት እውን፡ ኣብ 2017 ንሓያሎ ስደተኛታት ኣዘራሪቡ ብዝረኸቦ ውጽኢት መጽናዕቲ፡ “ብውሑድ ሓደ ሲሶ ካብቶም ‘ኤርትራውያን’ ተባሂሎም ኣብ ኤውሮጳ መሰል ዑቕባ ዝረኸቡ፡ ኢትዮጵያውያን እዮም” ክብል ጽሒፉ ነይሩ ሎሚ ውን ከም ትማሊ ቅያ ስጡም መስርዕ!!! ክብርን ዝኽርን ንሰምእታትና!!! ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ!!! Embassy Of State Of Eritrea In Cairoسفارة دولة ارتريا فى القاهرة U.S. Embassy Uganda Yared Tesfay Getu Temesgen - (ጌጡ ተመስገን) Embassy of the State of Eritrea in Addis Ababa Embassy of The State of Eritrea in Rome Italy
Gejeret 🇪🇷🎼🎷🎸🎹
Region: NL
Wednesday 19 August 2026 11:08:05 GMT
Music
Download
Comments
Alayitey :
good job
2026-08-19 14:36:27
0
nicemum :
good job
2026-08-19 14:25:16
0
RKG247 :
I agree
2026-08-19 14:09:28
0
🥷Black Dimond💎 :
good job
2026-08-19 15:03:02
0
እንዳ_ሜሎቲ :
let's go 🔥 💪🏿
2026-08-19 15:24:57
0
Senater Zematt☦️🇪🇷🦁 :
Weladitey lomi megedaf zebehal yelen 44.
2026-08-19 11:52:00
35
NOV8🇪🇷🇪🇷 :
nhna bzey wealnayo kinwared
2026-08-19 13:24:15
17
User 90 :
Yes good job,Eritrean Embassy 🙏👏
2026-08-19 14:39:51
0
Solomon Mengesteab :
yes kulu seb አደይ አድካ ንበል
2026-08-19 12:01:55
18
dk❤🇪🇷🇪🇷 :
yes good
2026-08-19 13:15:01
2
Jos🇪🇷:: :
Good job 👍
2026-08-19 13:33:00
3
user17984020068 :
🙄🙄Too late
2026-08-19 13:25:14
3
@ze Axum :
Men eyom embasi terwati belom ,
2026-08-19 13:23:46
2
Rita :
እልልልልልልልል ንኹሉ ግዜ ኣለዎ ኣሰይይይይይይይ
2026-08-19 14:33:47
1
Akīle [4G]🇪🇷👑wédï TéssëñeY :
nkdi deqi eri wala nhagzom 🇪🇷🫡
2026-08-19 14:47:04
1
000kef0 :
Let's go.🤞🇪🇷
2026-08-19 15:20:42
0
💫💞 🇪🇷ام انس :
good job
2026-08-19 12:38:26
0
kebert(16) :
Good job
2026-08-19 11:39:28
5
Peace of mind :
Good job
2026-08-19 13:16:22
0
Yodit :
very nice
2026-08-19 14:23:32
0
yemen :
Good job 👍
2026-08-19 13:58:36
0
Sador 🩸🙌 :
good job
2026-08-19 14:30:01
0
Simon Teklay :
Kkkkkkkk
2026-08-19 15:28:37
0
wake up :
kkkl
2026-08-19 11:34:18
0
To see more videos from user @gejeret2, please go to the Tikwm
homepage.