@a276760: ኣብ ህይወት ነፍሲ-ወከፍ ደቒቕ ትርጉም ኣለዋ። ኣብዚ ምድሪ ብዕላማ ከም ዘለኻ እንተተረዲእካ፡ ነፍሲ-ወከፍ ህሞት ኣብ ህይወት ትርጉም ከምዘለዋ ክበርሃልካ'ዩ። ብምኽንያት እኻ ኣብዚ ዘለኻ! እቲ ጉዕዞ ነዊሕ፡ እቲ ዕዮ ድማ ብዙሕን ኣድካምን ክኸውን ይኽእል እዩ። እቲ ዘሐጒስ ግና፡ እቲ ለይቲ ዝወግሕ፡ እቲ ጥንሲ ድማ ዝሕረስ ምዃኑ እዩ። ኣብ መወዳእታ ድማ፡ ልክዕ ከምቲ እታ ኣደ ውሉድ ምስ ወለደት ብሓጎስ ነቲ ናይ ጻዕሪ መከራ ረሲዓ ኣብ ፍጹም ሓጎስ ትኣቱ፡ ድሕሪ እቲ ኣድካሚ ጉዕዞ እውን ዘሐጒስ መወዳእታ ከምዘሎ ዘይምርሳዕ! ስለዚ ኣብዚ ምህላውካ ብምኽንያት ምዃኑ ብምዝካር፡ ኩሉ ግዜ ብተስፋ ተጎዓዝ፤ ብርግጽ ድማ ምዕዋትካ ዘይተርፍ እዩ! #Fyp #ForYou #ForYouPage #TikTok #Trending
𝄞ልፋ ያለው እኔን ይጃነጂናል🤣🫴🇨🇭
Region: SA
Wednesday 19 August 2026 19:32:52 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @a276760, please go to the Tikwm
homepage.