@29_4s: برنامج التوجيه الصحي لأولياء الأمور #fyp #viraltiktok #funny #fypシ゚viral #viral

مصممة الكترونية بـ١٠﷼🎀
مصممة الكترونية بـ١٠﷼🎀
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 19 August 2026 20:38:31 GMT
2507
46
3
82

Music

Download

Comments

bueii
.. :
بكم
2026-08-22 14:40:20
1
saramm330
سارة للتصميم | Sara Design :
ممكن تتواصلين معي خاص
2026-08-22 19:11:59
0
To see more videos from user @29_4s, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"ንቖልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ ኣላምዶ'ሞ፡ ምሉእ ዕድሜኡ ከኣ ካብኣ ፈልከት ኣይክብልን እዩ" ብምባል ጥበበኛ ሰለሞን ጥበብ ለጊሱልና ኣሎ። ቆልዓ ምናልባት እትዛረቦ ዘረባ ክኸብዶ ወይ እውን ዘይክርድኦ ይኽእል ይኸውን፤ ስጉምታትካ ተኸቲሉ ምጉዓዝ ግን ብፍጹም ኣይሽገርን እዩ! ሓደ ሞያዊ ትምህርቲ ዘምህር ቤት-ትምህርቲ፡ ትካሉ ግብራውን ክልሰ-ሓሳባውን ኣስተምህሮ እዩ ዝህብ። እዚ ዝኾነሉ ምኽንያት፡ እቲ ሰብ ነቲ ብቓል ወይ ብክልሰ-ሓሳብ ዝተማህሮ ምህሮ ብግብሪ ክሰርሓሉ መታን ክኽእልን፡ ግብራዊ ልምምድ ዝገብረሉ ባይታ ክፈጥረሉን ስለ ዝደሊ እዩ። ብተመሳሳሊ፡ ንቆልዓ ነቲ ብቓላትካ እትዛረቦ ሓሳባዊ መልእኽቲ መታን ብግቡእ ክፈልጦን ክሳተፎን ብግብራዊ ስራሕ ከተርእዮ ምስ እትኽእል ጥራይ እዩ ኣድማዒ ስራሕ ክሰርሕ ዝኽእል። ሃዋርያ ያዕቆብ ኣብታ ካልአይቲ ምዕራፍ መልእኽቱ፡ "እምነት ብዘይ ግብሪ ምዉቲ እያ" ብምባል ነቲ እትኣምኖ ቃላዊ ዘረባ ዝጭበጥ ግብሪ ክትገብረሉ ከም ዝግባእ፡ እዚ ምስ ዘይኮውን ግን እታ "ኣላትኒ" እትብላ እምነት ካብ ታራ ዕላል ዘይትፍለ ዛንታ ምዃና እዩ ዝምህረና። ግብራዊ ኣብነት ኩሉ ግዜ እቲ ዝበለጸን ኣእማንን ከይዲ ስለ ዝኾነ እዩ እምበኣር፡ ንቆልዓ ኪኖ ታራ ዘረባ ግብራውነት ዘጨብጥ ሓሳብ ከነምጽኣሉን ከነጨብጦን ዝግበኣና። ኣስተውዕል! ዓቕምታቱ ከም ናትካ ዘይክኾውን ይኽእል እዩ። እንተኾነ ግን፡ ቆልዓ ከማኻ ክኸይድ ዝኽእል እግሪ፡ ክርኢ ዝኽእል ዓይኒ፡ ክሰምዕ ዝኽእል ድማ እዝኒ ከም ዘለዎ ኣይትረስዕ። እትገብሮ፡ እትዛረቦን እትኸዶን ብቐሊሉ ክቀድሖን ክገብሮን ስለ ዝኽእል፡ ንቆልዓ ዝያዳ ኣቃልቦ ሂብካ እንታይ ተርእዮን ኣይተርእዮን፡ ኩነታቱን ወቕቱን ኣጽኒዕኻ ክትምህሮ ኣገዳሲ እዩ። "ንቆልዓ ክብላ በልዓ" እንድዩ ዝበሃል! ንዓና እውን መንገድና ዘርእየና እንተረኸብና፡ እንታይ ከይብለና'ሉ ምኽሪ ኣይንጽላእ ደቂ ዓበይቲ።

About