@sqtaywegaalewo: ረሲዐዮ ኣይበልኩን እቲ ዝነበረ፡ ልበይ ብፍቕርኻ ዘስተማቐረ። ብዓይነይ ዘይርኦ ብርሑቕ ዘሎ፡ ስምካ ኣብ ልበይ ተቐሪጹ ኣሎ። ናይ ነፍሰይ ቀለብ እዩ ናትካ ስምዒት፡ ካብ ፍቕርኻ ክርሕቕ የብለይን ትምኒት። ኣብ ቅድሜኻ ምስ ቆምኩ ቃላት ይሕጽሩኒ፡ እቲ ኣብ ልበይ ዘሎስ ዓይነይ ይነግረኒ። ምስለኻ ኣብ ዓይነይ ተቐሪጹ ንዘልኣለም፡ ፍቕርኻ እዩ ዘንብረኒ ኣብዛ ዓለም። ረሲዐዮ ኣይበልኩን እቲ ዝነበረ፡ ልበይ ንዓኻ ጥራይ እዩ ዘፍቀረ። ቃላት የብለይን ንዓኻ ዝገልጽ፡ ካብ ፍቕርኻ ዝዓቢ የሎን ዝበልጽ። ብሓሳብካ ጥራይ ልበይ ይረግእ፡ ንዓኻ የፍቅር... ካልእ ኣይደልይ።

«ቃላት ዘይተባህሉ»📖✍️
«ቃላት ዘይተባህሉ»📖✍️
Open In TikTok:
Region: CH
Thursday 20 August 2026 06:52:16 GMT
2922
89
2
22

Music

Download

Comments

mengis.haile
MlSTIR fikRi Ⓜ️❣️💙 :
thank you tefinqey 🥰
2026-08-20 09:49:14
0
luliluli905
feqar Lba💝💋🌹 :
♥️♥️♥️♥️
2026-08-20 16:15:51
0
To see more videos from user @sqtaywegaalewo, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About