@fruitdramaa81: #fruit #tiktokgrowthchallenge #fruitstory #ai #aistory

FruitDrama
FruitDrama
Open In TikTok:
Region: US
Friday 21 August 2026 02:29:27 GMT
861824
35799
144
606

Music

Download

Comments

rich.duchess
RICH DUCHESS 💞 :
next part
2026-09-15 09:15:42
0
sanyuvictoria261
dad,s daughter :
next part
2026-09-15 08:00:39
0
charlotte_5353
𝙷𝚒𝚖𝚒𝚔𝚘 𝚛𝚊𝚗𝚝𝚜🔪🩸 :
the mom is 0 too tho
2026-08-22 15:05:47
122
leah_flora
Leah :
No I genuinely need a part two
2026-08-22 08:42:54
75
restynakyambadde5gmail.c
a proud nurse :
zero resembles someone I know (step m)
2026-08-23 12:17:25
11
_.byblue._
⋆。‧˚ʚ ୨ Paulina ৎ ɞ˚‧。⋆ :
hair teeth what's next
2026-08-21 23:29:04
39
nani.angel09
Nani :
2026-08-22 00:57:10
18
cedvrx6
cedvrx :
4 fourt
2026-08-21 10:17:22
1
akanji9361
🌸🦋Akanji🦋🌸 :
Justice for zero please 🙏
2026-08-28 21:17:39
1
iluv.fritzzz16
𝓕𝓻𝓲𝓽𝔃𝓲𝓮 ࣪ ִֶָ☾.࣪࿐ :
plus part twooo
2026-08-21 11:08:24
10
trippingfruits
TrippingFruits :
why??? why her daughtter is a buny
2026-08-25 14:57:54
4
ashieeee_05515
ashieee :
next part plss
2026-08-24 10:22:13
1
naome.k0
Naome K@ :
Why am I addicted to these stories what are they teaching me 😫😂
2026-08-29 05:16:37
4
sallamatumsama
Sallamatu . M. Sama :
next part 2 3
2026-08-26 00:28:05
1
defn0tcece
caleighh. :
firstt
2026-08-21 02:32:46
6
sweetdreamer41
Salma khamisi :
Next plz
2026-08-23 15:15:27
1
hadijahnamumbiya0
hadijahnamumbiya :
next
2026-08-23 10:39:26
1
elisabetta1030
soleeee ☀️☀️☀️ :
part 2
2026-08-21 23:04:30
1
legs.are.d1vorced
Daph (🖤💊Thangyu ver💊🖤) :
Why are they named after numbers
2026-08-22 18:23:17
0
.samsung.galaxy4
Pavlin Vasilev :
part 2
2026-08-21 17:42:02
2
sadbella28
€¥erm??????€¥ :
2
2026-08-21 02:34:11
1
user2178550922159
v n w :
next part
2026-09-12 14:27:47
0
To see more videos from user @fruitdramaa81, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

በሰምኣብ ወወልደ ወመንፈሰ ቅዱሰ ኣሃዱ ኣምላኽ ኣሜን(3)👏👏👏 🌺🌺ምሰጢር ሰላሴ🌺🌺 ሕቶ ፥መን ፈጠረና መልሲ፥ሰላሴ ሕቶ፥ንመን ከ ንኣምን ሕቶ፥ንሰላሴ ሕቶ፥ ሰላሴ ክንደይ እዩም  መልሲ፥ሰለሰተ ይኾኑ ሓደ ይኮኑ ሕቶ፥ ብምንታይ ሰለሰተ ይኮኑ  መልሲ፥ ብሰም ብግብሪ ብኣካል ሕቶ፥ ብምንታይ ከ ሓደ ይኮኑ  መልሲ፥ብባህሪ፡ብሰልጣን ፡ብፍቃዱ ፡በመለኮት ሕቶ፥እንታይ ከ ሰሞም መልሲ፥ኣብ ፡ወልድ፡መንፈሰ ቅዱሰ ሕቶ፥ እንታይ ከ ግብሮም መላኢ፥ኣብ ወላዲ ወልድ ተወላድ መንፈሰ ቅዱሰ  ሰራጺ ሕቶ፥ኣብ ማለት እንታይ ማለት እዩ መልሲ፥ኣቦ ሕቶ፥ ወልድ ማለት ከ መልሲ፥ውሉድ ሕቶ ፥መንፈሰ ቅዱሰ ማለት ከ መልሲ፥ ሰራጺ ሕቶ፥ ካብ መን ሰረጸ መልሲ ፥ካብ ኣብ  ሕቶ፥ካብ ወልድ ኸ ይሰርጽ ዶ መልሲ፥ ኣይሰርጽን ሕቶ፥እንታይ ድኣ ወንጌል የውሃንሰ እምዚኣየ ይነሰእ ዝበለ  መልሲ፥እሞ ይሰርጽ ዶ ኢሊ እዩ ቃል ይነሰእ እዩ ዝበለ እምበር ሕቶ፥ቃል ከ ኣበይ ኣሎ  መልሲ፥እነሰእ  እምነየ፡ኢሉ ሰቕ በሉ መነግረኩም በለ እምበር ወ፡ዮሃንሰ፥16 -15 ሕቶ ፥ኣካል ዝተባሃለ እንታይ እዩ  መልሲ፥ኢድ፡እግሪ፡ዓይኒ፡ኣፍ፡ኣፍንጫ፡ሰኒ፡ካብ ጽፍሪ እግሪ ኣትሒዙ ክሰብ ጸጉሪ ርእሲ  *ንኣብ ፍጹም  ገጽ ፡ፍጹም ኣካል ፡ፍጹም መልክዕ ኣለዎ  *ንመንፈሰ ቅዱሰ ፍጹም ገጽ ፡ፍጹም ኣካል ፡ፍጹም መልክዕ ኣለዎ *ሰላሴ መልክዕም ሰብ ይመሰሉ። ሕቶ፥ሰላሴ ኣካሎም ከመይ እዩም  መልሲ፥ምሉእ፡ሰፊሕ፡ረቂቕ ሕቶ፥ ናይ ሰብ ከ መልሲ፥ግዙፍ፡ውሱን፡ጸቢብ ሕቶ፥ምልኣቶም ከ መልሲ፥ከም ብርሃን፡ከም ሙቀት፡ከም ንፋሰ ሕቶ፥ሰፍሓቶም ከ መልሲ፥ካብ ጽርሃ  ኣርያም ንላዕሊ ዝቁመቱ ካብ ባርባሮሰ ንታሕቲ ዝመሰረቱ።እዚ ሰለ ዝኾነ ንሰብ ብዝፈልጦ ምንጋር እዩ እምበር ንሰላሴ ዓለም ኣይውሰኖምን እዩ። ሕቶ፥ሰላሴ ርቀቶም ከመይ ኢዩ? መልሲ፥ካብ ኩሉ ንፋሰ ይረቅቕቅ ፡ካብ ንፋሰ እሳት ይረቅቕ፥ካብ እሳት መላእኽቲ ደረቁ፡ካብ መላእኽቲ ነብሰና ትረቅቕ ፡ካብ ነብሰና ድማ ሰላሴ ይረቁ። ሕቶ፥ነብሰና ንሰላሴ ከመይ ከ ኢላትረኣዮም መልሲ ፥ከም እምባ ሕቶ ፥ሰላሴ ባህርያቶም  ከመይ እዩ  መልሲ፥ዘይጠሚ፡ዘይጸምእ፡ዘይሓምም፡ዘይደክም፡ዘይመውት ሕቶ፥ናይ ሰብ ከ? መልሲ ፥ጠማይ፡ጸማኢ፡፡ሓማሚ፡ደኻሚ፡መዊቲ ሕቶ፥ሰም ሓድነቶም  ከ? መልሲ፥እግዚአብሔር፡ኣምላኽ፡ጻባኦት ፡ፈጠሪ፡ኣዶናይ፥መለኮት ሕቶ፥ሰም ሰጋዊኦም  ከ? መልሲ፥ኢየሱሰ ክርሰቶሰ መድሃኔኣለም ኣምኑኣል። ሕቶ፥ኢየሱስ እንታይ ማለት እዩ ? መልሲ፥ፈዉሲ ሕቶ፥ክርሰቶሰ ማለት ከ? መልሲ፥ክብሪ ሕቶ፥መድሃኔኣለም ከ? መልሲ፥ተሰቂሉ ዓለም ዘድሓነ  ሕቶ፥ዓለም ከ መልሲ፥ሰብ ሕቶ፥ኣማኔኤል  ማለት ከ መልሲ፥ኣምላኽ ከሎ ሰብ ዝኾነ ሰብ ከሎ ኣምላኽ ዝኾነ ሕቶ፥ሰብ ናይ ባህሪ ሰሙ እንታይ ይብሃል መልሲ ፥ሰብ ሕቶ ፥ሰብ ናይ ግብሪ ሰሙ ከ እንታይ ይብሃል መልሲ፥መልኣኽ ወይ ሰይጣን ይብሃል ሕቶ፥እንታይ እንተገበረ እዩ መልኣኽ ዝብሃል መልሲ፥እንተጾመ፡እንተጸለየ፡እንተሰገደ፡እንተቆረበ፡እንተ ተፋቐረ፡ኣሰራት ቦኽራት እንተኣውጽኣ ሕቶ፥እንታይ እንተገበረ እዩ ከ ሰይጣን ዝባሃል መልሲ ፥እንተዘይጾመ፡እንተዘይጸለየ፡እንተዘይ ሰገደ፡እንተዘይቆረበ፡እንተዘይተፋቐረ፡ኣሰራት ቦኽራት እንተዘየውጸአ ሕቶ ፥ሰላሴ ብኹሉ ምሉኣት ድዩሞ? መልሲ፥እወ ብባሕሪ ፡ብምድሪ፡ብሰማይ፡ብየብሰ፡ ብእንሰሳ፡ብዕንጨይቲ ፡ብእምኒ፡ብኣራዊት፡ብሓጥኣን፡ብጻድቃን፡ብመላኢኽቲ፡ብኣጋንንቲ፡ብኹሉ ምሉኣት እዩም። ሕቶ፥ሰላሴ ኣብ ሓጥኣን ነብሲ ከመይ ኢሎም ይሓድሩ? መልሲ፥ከም ዝተደጎለ ሓዊ፡ከም ኣብ ጎምቦ ዘሎ ሜሰ ሕቶ ፥ኣብ ጻድቃን ነብሲ ከ ከመይ ኢሎም ይሓድሩ  መልሲ፥ከም ኣብ ፋኑሰ ዘሎ መብራህቲ ፡ከም ኣብ ብርጭቆ ዘሎ ሜሰ ሕቶ ፥ሰላሴ ኣብ ጎዱፍ ኣብ ጸብሪ ኣለወ ዶ  መልሲ ፥እወ ሕቶ፥ኣይጽየቁን ድዩም ? መልሲ፥ኣይጽየቁን ከመይ ዳኣ ብርሃን ጽሓይ ዘይጽየቅ  ሕቶ፥ናይ መን ሰጋ ትበልዕ? መልሲ፥ናይ እግዚአብሔር ወልድ ሕቶ፥ናይ እግዚአብሔር ኣብን ናይ እግዚአብሔር መንፈሰ ቅዱሰን ከ? መልሲ፥ኣይበልዕን ሕቶ፥እንታይ ኮይንካ  መልሲ፥ረቀቅቲ ኮይኖም ሕቶ፥ንሱሰ ደኣ ረቂቅ ዶ ኣይኮነን ? መልሲ፥ምሰ ግዙፍ ሰጋ ተዋሃሂዱ እዩ  ሕቶ፥ንሳቶም ዘይተወሃሃዱ ጸሊኦምና ርሐቆምና ድዮም ወይሰ ንሱ ዶ ዕጫ በጺሕዎ እዩ መልሲ፥ኣይኮነን ሰለ ሰሞም ከይልውጥ እዩ ሕቶ፥ትብልጻ ሰጋ ምዉት ድዩ ህያው መልሲ፥ምዉት፥ብሰብነቱ  ህያው ብመለኮቱ ነብሲ ዝተፈለየቶ መለኮት ዝተውሃዶ ኣብን መንፈሰ ቅዱሰን ህልዋት ዝኾንዎ ሕቶ፥ምዉት ብሰብነቱ ዝተባሃለ መን እዩ? መልሲ፥መለኮት ሕቶ፥ህያው ብመለኮቱዝተባሃለ ኸ መን እዩ መልሲ፥ሰጋ ሕቶ፥ሰላሴ ህልዉንኦም ከመይ እዩ ? መልሲ፥ከም ልቢ ከም ቃል ከም እሰትንፋሰ  ሕቶ፥ሰላሴ ከም ሓደ ሰብ ድዩም ከም ሰለሰተ ሰብ  መልሲ፥ከም ሓደ ሰብ ሕቶ፥ኣብ ሰለሰተ ሰብ ክንደይ ልቢ ኣሎ  መልሲ ፥ሰለሰተ ሕቶ፥ክንደይ ቃል መልሲ፥ሰለሰተ ሕቶ፥ክንደይ እሰትንፋሰ ? መልሲ፥ሰለሰተ  ሕቶ፥ ኣብ ሰላሴ ክንደይ ልቢ ኣሎ መልሲ፥ሓደ ሕቶ፥ክንደይ ቃል መልሲ፥ሓደ ሕቶ፥ክንደይ እሰትንፋሰ? መልሲ፥ሓደ ሕቶ፥ንኣብ መን ልቢ? መልሲ፥ባዕሉ ሕቶ፥ንወልድ መን ቃል መልሲ ፥ባዕሉ ሕቶ፥ንመንፈሰ ቅዱሰ መን እሰትንፋሰ? መልሲ፥ባዕሉ ሕቶ፥እግዚአብሔር ወልድ ካብ እግዚአብሔር  ኣብ መኣሰ ተወልድ? መልሲ፥ዘልኣለም እናተወለደ ይነብር ሕቶ፥እቲ ካብ እግዚእትና ማርያም ክጥነሰ ከሎ ኸ? መልሲ፥ዘልኣለም እናተወለደ ይነብር ሕቶ ፥እቲ ካብ  እግዚእትና ማርያም ክወለድ  ከሎ ኸ? መልሲ፥ዘልኣለም እናተወለደ ይነብር ሕቶ፥እቲ ኣብ መሰቀል ክሰቀልከሎ ኸ? መልሲ፥ዘልኣለም እናተወለደ ይነብር ሕቶ፥እግዚአብሔር መንፈሰ ቅዱሰ ካብ እግዚአብሔር ኣብ መኣሰ ሰረጸ ? መልሲ፥ዘልኣለም እናተሰረጸ ይነብር ሕቶ፥እንታይ ሃይማኖትካ መልሲ፥ተዋህዶ ሕቶ፥ተዋህዶ እንታይ ማለት እዩ መልሲ፥ቃልን ሰጋንዝተዋሃሃደ ሓደ ኣካል ሓደ ባህሪ ዝኾነ ሕቶ፥ብምንታይ ምኽንያት ተወሃሃደ? መልሲ፥ቅዱሰ ገብርኤል መልኣኽ መጽዩ ንእግዚእትነ ማርያም ክጠንሲ ኢኺ ፡ወዲ ዉን ክትወልዲ ኢኺ ምሰ በላ ንሳ ድማ ምድሪ ብዘይ ዘርኢ ሰበይቲ ብዘይ ሰባኣይ ክትወልድ ኣበይ ርኢኻ በለቶ ንሱ ክኣ ንእግዚአብሔር  ኣምላኽ  እም እንታይ ይሰኣኖ በላ፡ንሳ ኽኣ ከምቲ ዝበልካኒ ይኩነለይ በለቶ ምቅልጣፍ  ከም ምርኣይ ዓይኒ፡ከም ምሰማዕ እዝኒ ካብ ሰግኣ ሰጋ ካብ ነብሳ ነብሲ ለቢሲ ሓደ ኣካል ሓደ ባህሪ ኮነ ኣምላኽ ሰብ ኮነ ሰብ ኣምላኽ ኮነ። 🌺🌺ወሰብሃት  ለእግዚአብሔር   🌺🌺ወለወላዱቱ ድግል 🌺🌺ወለመሰቀሉ ክቡር ይኩን ኣሜን(3) @highlight

About