@kidanzelalem: ኩሉ ግዜ ተስፋ ኣሎ! ከተስተንፍስን ጸሓይ ብራቕ ክትርእይን ክሳብ ዝኸኣልካ፡ ሓድሽ ተስፋ ሒዝካ ንምትንሳእ ምኽንያት ኣሎካ! እተን ብስቓይ ዝነበዕካለን መዓልታት ብንብዓት ሓጎስ ክትካኣ፡ እቲ ግመ ተቐንጢጡ እታ ብስቓይ ዝነበዕት ዓይንኻ ብሓጎስ ክትነብዕ ክትርእያ እኻ። ተስፋኻ ሒዝካ ንቕድሚት ምጓዓዝ ጥራይ ኣይተቋርጽ! ምናልባት ብዙሕ ደኺምካ፡ ከቢድ ሓርጎጽጎጽ ናይ ህይወት እውን ኣሕሊፍካ ትኸውን፤ ምናልባት እውን ንብዓትካን ስቓይካን ዝርደኣልካ ስኢንካ ብጓሂ ዘስቆርቖርካሉ ግዜያት ነይሩ ይኸውን። እንተኾነ ከምቲ እቲ ከቢድ ጸላም ሓሊፉ ወጊሑ ብራቕ ጸሓይ ምርኣይ ዝኸኣልካ፡ እቲ ኣብ ህይወትካ ዘጋጥም ኩሉ ሓሊፉ፡ ነገራት ንደሓንካን ንሰላምካን ተቐይሩ ልብኻ ብሓጎስ ዝመልኣሉ መዓልቲ ግን ብርግጽ ኣሎ! ነዚ እዩ ጥበበኛ ሰለሞን "ንኹሉ ግዜ ኣለዎ" ብምባል—ከምቲ ናይ ስቓይ፡ ናይ ሓጎስ ግዜ፤ ከምቲ ንንብዓት ምረት፡ ንብዓት ሓጎስ እውን ከምዘሎ ዝሕብረና። ስለዚ ኩነታት ይኽፍኡ ይጥዓሙ፦ ንነፍስኻ "ኣሎኹልኪ፡ ጽባሕ ዝሓሸ ክኸውን እዩ ኣጆኺ!" በላ። እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ተስፋ እዩ። ተስፋ እንተልዩ ምኻድ ኣሎ፤ ምኻድ እንተልዩ ድማ ናብ ሸቶኻ ምብጻሕ ኣሎ!

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Friday 21 August 2026 15:06:10 GMT
15046
726
35
139

Music

Download

Comments

www.tikmoonshine
@moon🌙shine@@ :
🥰ስለዚ ኩነታት ይኽፍኡ ይጥዓሙ፦ ንነፍስኻ "ኣሎኹልኪ፡ ጽባሕ ዝሓሸ ክኸውን እዩ ኣጆኺ!" በላ። እቲ ዝበለጸ መድሃኒት ተስፋ እዩ። ተስፋ እንተልዩ ምኻድ ኣሎ፤ ምኻድ እንተልዩ ድማ ናብ ሸቶኻ ምብጻሕ ኣሎ!✌️🥰
2026-08-21 23:54:47
1
abadigebrewahd
ኣባዲ ወዲ እንዳ ባፃሕማ :
best iada
2026-09-29 07:33:42
1
user1031607044081
sara.❤ :
ትክክል
2026-09-12 06:23:27
1
tesfasnqey4
tesfasnqey :
ameen.
2026-08-24 19:13:07
1
user4474620248043
user4474620248043 :
2026-10-02 14:44:35
1
bsrghideybsrghide
bsrghideybsrghide :
ናይ በሓቂ ኣሜን 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-25 14:01:51
1
endargie.belay
miko :
bro kexilelu thanks
2026-09-19 08:08:51
0
lwammsgna1
lwam msgna :
Amen 🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-02 15:56:44
0
hareg.ayele7
Hareg Ayele :
amen
2026-09-01 17:06:02
0
endargie.belay
miko :
❤️❤️❤️😍😍😍😍
2026-09-19 08:09:07
1
endargie.belay
miko :
❤️❤️❤️
2026-09-19 08:08:58
1
user4474620248043
user4474620248043 :
2026-10-02 14:44:29
1
rgbeywelay
ፍሽክ እዩ ኣመለይ💪💋👌 :
2026-09-05 19:02:29
0
eluuu296
Elusha💓 :
2026-09-02 07:29:03
0
lili334178
Lili :
🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-10-07 16:09:34
0
user6097853732459
ፀዋር እገላዊ :
🥰🥰🥰
2026-08-21 16:51:39
1
name04491
name :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-21 19:20:56
1
esu.esu75
𝑚𝑒𝑟𝑎 :
2026-09-01 17:59:27
0
adu3431
tokyo 27 :
amen
2026-08-25 17:32:31
0
ruta1ruta2
Rut salon 23 :
👍👍👍
2026-09-01 05:44:41
0
lili334178
Lili :
Amen amen 🙏🙏🙏
2026-10-07 16:11:00
0
ertrea.wulud
LAAD :
2026-08-28 12:57:08
0
user7747871296281
አንጎሶም ሓጎስ ወዲ ባጽዕ :
@🙏🙏🙏
2026-09-06 08:43:46
0
kunamawu
ኩናማው :
❤️❤️❤️
2026-09-24 17:53:51
0
user8677731556098
ምስለይ 📚✏️🔏 :
🥰🥰🥰
2026-08-21 15:30:13
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About