@davekane69: #passion#savoir#plusdevisibilitésurtiktok

passion🫀🎭
passion🫀🎭
Open In TikTok:
Region: SN
Saturday 22 August 2026 01:09:03 GMT
3346
331
2
6

Music

Download

Comments

mauvex__7
MAUVEX_17🪄 :
2026-08-22 01:53:32
0
neymar.double.cont
Neymar double contact 🤟🤟 :
😳😳😳
2026-09-27 10:11:31
0
To see more videos from user @davekane69, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ቃልሲ ናይ መናእሰያት  ክልል ትግራይ ብተወለድቲ ኤሪትራዊያን ዝኮነ ተጨዊየን ኣለዋ ። መንእሰይ ኩልካ ዓድካ ዳግም ከይትውረርን ከትዝመትን መንእሰይ ህዝቢ ዓጋመ ፡እንደርታ ፡ራያ ፡ወጅራት ፡ ተንቤን ፡ዓድዋ ፡ኣኩሱም ፡ሽረ  ወዘተ ባዕልካ ናይ ዓድካ ወኪል ጥራሕ ኩን ። ናይ ክልል ትግራይ ዘለዋ ፓርቲታት  ኩለን ብቅርሺ  ከኒሻ   ፃድቃን  ገ/ትንሳኤ( ቡዳ) ኣብ ሰፈር ቡዳ ቅልጥዎ ዝዓበየ  ትውልዱ ኤሪትራዊ ገዚእወን ከምኡ እውን ከኒሻ ኣብራሃም በላይ ሳሆ ኤሪትራዊ ብዙሓት ፓርቲ ገዚእወን ኣሎ ። 1ይ  ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን  ፃድቃንን ጌታቸው ረዳን ዝሓዝዎም ኮይኖም በዓል 1. ወዲ አንጥሩ(ኣዛዚ እቲ ዕጡቅ)፣ 2. ሜ/ጀ ዘውዱ ኪሮስ (ሓላፊት ፋይናንስ እቲ ዕጡቅ)፣ 3. ሃፉቱ ኪሮስ(ስምረት)፣ 4. ፀጋይ ገረተኽለ(ስምረት)፣ 5. ብርሃነ ገ/የሱስ ጋዲሳ (ስምረት)፣ 6. ፕሮ ክንደያ ገ/ሂወት(ስምረት)፣ 7. ኣሰፋ ኣብርሃ፣ 8. ጣዓመ ኣርዓዶም ወዘተ ዝሓዝዎ ዕላማ አብ ሓራ መሬት( TPF) ፡ እቶም  4ተ ሰለልቲ ናይ ቡዳ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ  ኣብ ግንባር ሽረ  ፀለምትን ዘለዉ ፡ 1/ ሰለሙን ተስፋይ ዝባሃል ለማኒ ወዲ ሳምረ ክስልል ተቀሚጡ ዘሎ እዩ። 2/ ንጉስ ገ/መድህን ዝባሃል ወዲ ማይ ጨው  ሓንቲ ኪለመትር ክከይድ ዘይክእክ ዘኩላል ናይ ደቂ ዓድዋ ትግሬ ኣክሱዮን ዝነበሮ ሰብ እዩ። 3/ ግርማይ ኣባዲ (ማይጨው) እውን እዚ ዓዱ ክመርሕ ዘይደለየ ካብ ኣዲስ ኣበባ ተላኢኩ ክስልል ዝመፀ ወራዳ ምካኑን ክፍንፈኑ ዘለዎም ኣብ ዘይተዓደምሉ ዳስ ዘብቀላውጡ መንቀላወጥቲ ደቂ ሰበይቲ ምካኖም ህዝቢ ሽረ ክንሕብር ኢና ። 4/ ገሬ ወዲ ሓውዜን ዝባሃል ተማም ሰላሊ እውን ክስልል ዝመፀ ኣብ ዘይግራቱ ዝኮልል ኣቦጉንባሕን ኣብ ሽረ ምንም ዘይምልከቶም ወራዳታት ምካኖም ገፆም ትርሓቅ ክንፀልኦም ማዓት ኢና ።  አይተ ጌታቸው ረዳ ፕረዚደንት ትግራይ ጀነራል  ድማ  እቶም  ብምዃን  ስርሕን ስርዓት ርስሓት ነጋ ክልል ትግራይ  ተኪኦም ክመርሑ ቀንዲ ዕላምኦም እዩ።  2ይ   በላይን   ሳዓብቲ ከምኒ 1. ኣታኽልቲ ሃይለስላሰ(ብልፅግና ነበር)፣ 2. ሌ/ጀ የዉሃንስ ገ/መስቀል፣ 3. ጀነራል ሳሞራ የኑስ፣ 4. ኬርያ ኢብራሂም፣ 5. ዶ/ር ሽሻይ ኣማረ (ስምረት)፣ 6. ጎይትኦም ሃይለማርም። 3ይ   ፃድቃንን ኣብራም ዝሸጡ ከም ዔሳው ብኩርነኦም ዝሸይጡ እግዚኣብሔር ዝፀልኦም ዔሳዊያን እዮም ። ንሕና ያቆባዊያን ደቂ እግዚኣብሔር ዝኮና ነቃለዖም ኣለና ሓዙ ። እዞም ሰባት ድማ አብ ክልል  ትግራይ አብ ፅቡቅ ላዕለዋይን ማእኸላይን ፖለቲካውን ወታሃደራውን ሓላፍነት ዝነበሩ ኮይኖም ገሊኦም ዝነበሮም ሓላፍነት ከም ንእሹተይ ብምቁፃር ህርፋን ስልጣን ዝሓደሮም ፍርቆም ድማ  ንምህፍታም ካብ ታሪኻውያን ፀላእትና  ተቀቢሎም  ክልል ትግራይ ሕምስምስ ከእትው ንኸብዶም ዝኸዱ አመራርሓ ከምኒ 1. ብ/ጀ ከበደ ፍቓዱ፣ 2. ብ/ጀ ጉዕሽ ገብረ፣ 3. ወዲ አባተ፣ 4. ጉዕሽ ግደይ (ወሎዶ)፣ 5. ነጋ አሰፋ (ስምረት)፣ 6. አልማዝ ገ/ፃድቕ(ስምረት)፣ 7. ዶ/ር ደጀን መዝገቦ (ውናት)፣ 8. ዮሴፍ በርሀ (ባይቶ)፣ 9. ክብሮም በርሀ (ባይቶና)፣ 10. ዓንዶም ገ/ስላሴ(ዓረና) ናብ ፃድቃን ገ/ትንሳኤ ሸይጥዋ ኣሎ  ወዘተ ድማ ሓደ ግዜ ናብ    ይፅግዑ ሓደ ግዜ ድማ ናብ  ሳዓብቱን እናተፀግዑ  ለጋ እናበሉ ከም አብ መንገዲ   ካብቲ ፀወታ ወፃኢ ኮይኖም  ረኺቦም  መሊኦም አብ ነስሓ ዝርከቡ አጓጉል መንገዲ ዝጓዓዙ ዘለው እዮም።  ረዳኢ ሓለፎምን(ትምህርቲ ቻይና) ዘሎን በየነ ሞክሩን ካልኦትን ገና መርገፂኦም ዘይነፀረ እዩ። ገሊኦም ድማ እቲ ቃልሲ ተጨዉዩ እዩ፣ናይ ቂም በቀል ኮይኑ እዩ፣በቲ ሓዱሽ ወለዶ ክምራሕ ዝጠልቡን ምትሕዉዋስ ደርቢ ገጢምዎም ኣብ ደንበርበር ዘለዉ እዉን ብዙሓት እዮም። በዓል 70 እንደርታ፣ስርዓት ቃንጪ ሓቂ 20 ዓዲ፣ሽም ተምቤን፣ራዴፓ፣ትዴፓ፣ተምቤን ኢትዮጶያ ናብ ፃድቃንን  ብገንዘብ ተሸይጦም ንፃድቃን  ክሽቅሉን ክላኣኩን ገንዘብ ተቀቢሎም እዞ ጋሓፋት ፓርቲታር ከም ዔሳዊ ቡርነኦም ሸይጦም ዝበልዑ ዓድና ከይረግፅዋ ክንሕልዋ ኣለና ። #ehiopiantiktok🇪🇹  #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳  #habeshantiktok🇪🇷🇪🇹  #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷

About