@b.an241:

2001🍀
2001🍀
Open In TikTok:
Region: VN
Saturday 22 August 2026 01:51:08 GMT
17
0
0
0

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @b.an241, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


"🕊️🕊️ ሰላም ንኹሉ ወዲ ሰብ"🕊️🕊️ 🕊️ 🕊️ እንኳዕ ንበዓል አሸንዳ ብሰላም ኣብፀሐክን! ደቂ ኣሸንዳ!! # እንኳዕ ንበዓል ኣሸንዳ 2018 በሰላም ኣብፀሐኩም ፡ኣብፀሐና „„„!!! ብፍላይ ከዓ~~~~ ንዋዕሮታት ደቂ ኣንስትዮ ~~~~~~~~~~ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ትርከባ ደቂ ኣንስትዮ ~~~~~~~~~~ኣብ ማእኸላት IDP ኮይንክን፡ካብ መረበትክን ተመዛቢልክን፡ተሕልፎ፡ዘለኽን፡ደቂ ኣንስትዮ እንኳዕ ብሰላም፡ኣብፀሐክን ~~~በዓል ኣሸንዳ/ኣውርስ/ማርያ/ዓይኒዋሪ/ሕንግደይ ፀሞረይ ካብ ፅባሕ ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ ዓድን ወፃእን ብዝለዓለ ድምቀት ምኽባር ክጅምር እዩ። ~~~~በዓል ኣሸንዳ፥ ንትግራይን ትግራዎትን ፍሉይ ትርጉም ዘለዎ ሃይማኖታውን ባህላውን በዓልና እዩ :: ~~~~~~~~~~ደቂ-ኣንስትዮ ትግራይ፡~~~~~~~ √√√√√ ባህለን ዘፋልጣሉ፤ √√√√√ ኩነታት ዓደንን ህዝበንን ብግጥምታተንን ዜማታተንን ኣቢለን ዝገልፃሉ፤ √√√√√ ህዝብና ንደቂ-ኣንስትዮ ዘለዎ ኽብሪ ዘርእያሉን √√√√√ ሰናይ ትምኒተን ዝገልፃሉን ድምቀት ዘለዎ በዓል እዩ :: ~~~```#ሰናይ ቅንያት በዓል #ኣሸንዳ ~~~~ ``~~

About