@user7056052712591: ፍቅሪ ማለት ይፈትወካ እየ ይፎትወኪ እየ ማለት እይኮነን ፍቅሪ ማለት ብደገ ዝምንጩ ስሚዒት ማለት ኣይኮነን ፍቅሪ ብተግባር ዝግለፅ ነገር እዩ። ፍቅሪ ይፎትወኪ እየ ጥራይ እንተዝከውን ኔሩ ክርስቶስ እውን ይፎትወኩም እየ ኢሉ ምሓደገና ኔሩ ንሱ ግን ኣብ መስቀል ተሰቂሉ ብተግባር ሓቀኛ ፍቅሩ ገሊፁልና። ፍቅሪ ማለት እዚ እዩ፡፡ ክተፍቅር ከለካ ካብ ዓለም ዝፀበቀት ዘይኾነስ ዓለምካ ተፀብቅ ሰብ ምረፅ። መልክዕ ረጋፊ እዩ ሓቀኛ ፍቅሪ ግን ዘልኣለማዊ እዩ፡፡ ኣብ ምፍቃር መን ምኳኑ እንበር እንታይ ኣለዎ ኣገዳሲ ኣይኮነን። ፍቅሪ ናይ ኣምላክ ህያብ(ትዕድልቲ) እዩ❤️‍🩹🥰💍👈🙏 #eritreantiktokhabesha🇪🇷🇪🇷 #eritreantiktokhabesha🇪🇷 #eritreantiktokhabesha🇪🇷🇪🇹football

Tomas salute 🇪🇷👌❣️
Tomas salute 🇪🇷👌❣️
Open In TikTok:
Region: AO
Sunday 23 August 2026 01:33:09 GMT
1240
67
1
13

Music

Download

Comments

as9104742
A&S❤💋❤💋🤴💫🙏💋❤ :
❤️❤️❤️
2026-08-23 13:30:26
0
To see more videos from user @user7056052712591, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About