@lost.in_music: ᴛᴇsғʏᴀ_ғɪʜɪʀᴀ_ᴍɪʜᴀsʜᴇᴋɪ 🎶🎧 ዝበለጸት ምሓዛይ'ያ፣ ከም ምፍቃር ድማ ንዓኣ የፍቅር። ከም ሓቂ ንሳ ብዝበለቶ ኩሉ ነገር ክገብር ፈተነ'የ፣ ሓደ ሓደ እዋን ኣዝያ ትቀርበኒ፣ ካልእ መዓልቲ ግን ከም ዘይትፈልጠኒ ትርሕቕ። ሓደ ሓደ ግዜ ቃላታ ተስፋ ይህብኒ፣ ካልእ ግዜ ድማ እንባጋሮ ፈጢራ ነገራት ፋሕ ከተብል ድሕር ኣይትብልን። “ብኣኪ ክፍቶ ቢለ ነብሰይ ክቕየር ብዙሕ ጽዒረ'የ። ግን ምናልባት እቲ ትደልዮ ሰብ ክኸውን ኣይክኣልኩን፣ ግን ነቲ ትደልዮ ክከውን ክብል እቲ ቀደም እትፈልጥዮ ምሓዛኪ ክጠፍእ ትገብሪ ኣለኪ። እንተ ኣነ'ውን መጀመርታ እቲ ንሳ እትደልዮ ሰብ ካብ ምኳን ከቋርጾ'ለኒ። ከመይሲ ሓቀኛ ፍቕሪ ንሓደ ሰብ ንምርካብ ክትብል ነብስኻ ምጥፋእ ኣይኮነን። ኣነ፦ “ንሳ ክትፈትወኒ እንተኾይና፣ ከም ዘለኹ ክትቅበለኒ ኣለዋ።” ንሳ፦ “ንሱ ብሓቂ እንተፈትዩኒ፣ ከምቲ ኣነ ዝደልዮ ክኸውን ክግደድ ኣለዎ።” እቲ ፍቕሪ ግን ገና ኣብ መንጎና ተረፈ።ግን እዚ ግዜ...ከምዝመስለኒ ክልቴና ነንሕድሕድና ክንቀያየር ዘይኮነስ፣ ነንሕድሕድና ክንዋሃሃብ ከምዘለና ጌና ኣየረድኣናን ዘሎ መስለኒ......። #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #habeshatiktok #eritreantiktok #creatorsearchinsights #fyp

❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
❥ 𝓙𝓪𝓻𝓮𝔂 𝓳𝓻.⚓️
Open In TikTok:
Region: UG
Sunday 23 August 2026 19:59:53 GMT
9082
581
19
195

Music

Download

Comments

northkorea70
northkorea70 :
music name
2026-08-24 06:59:44
0
lul_323
༄𝑠⃪𝑖⃪𝑙⃪𝑒⃪𝑛⃪𝑡⃪ 𓅓♡ :
እቲ ፍቅሪ ግን ገና ኣብ መንጎና ተረፈ.....
2026-08-23 21:48:19
3
its_stellina7
Popsy💫 :
now you know why I want that spot… collab hnquqey 🥰🤌🏾
2026-08-24 04:30:45
3
sam..sam..50
Sᴀᴍᴀ Sᴀᴍ 50 :
🥰🥰🥰 Eway music bella Zom arkey.
2026-08-27 03:47:04
2
flexedits7
✪𝐅𝐋𝐄𝐗✪ :
ʙᴇʏᴀ🔥✌️
2026-08-23 20:47:19
3
esu.111
ምንባር ዕላማ ናይ ሓባር🔋 :
ፍሒራ🎤🎼☝️
2026-08-24 21:05:10
0
user8677814066506
wedi Sami 🤘💪👊 :
2026-08-24 14:30:06
0
swan_____spirit
𝗠𝗜𝗥𝗜𝗔𝗠 𝗧𝗘𝗗🦢 :
🥹❤️
2026-08-23 20:04:50
2
nayqedemarkey
ሙዚቃ_ኣድማሳዊ_ቋንቋ🎶 🎸🎹🎷🎤 :
❤🎶
2026-08-23 20:25:37
3
snit_444
°𝐍𝐀𝐍𝐔ˢ🤎 :
🎶
2026-08-23 22:14:31
2
fqriemntey
ጽንብላሊዕ🦋 :
🧡🎶
2026-08-23 20:18:51
2
tezeztapes
𝐩a𝓝a𝐃𝕆Ļ 🦅 ᵀᵉᶻᵉᶻ ᵗᵃᵖᵉˢ :
😌🎶🫂
2026-08-24 20:31:34
1
onlymusic2035
𝄞☕︎꧁𝕴'𝖒 𝖋𝖎𝖓𝖊꧂🔥🎧 :
🤎🎧💤
2026-08-25 08:59:20
1
estifking1
estif king🇪🇷🇪🇷🇪🇷 :
❤️👌👌👌
2026-08-25 14:29:37
0
To see more videos from user @lost.in_music, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About