@abigaultewahdo1: አበይ ይቅምጥ #habesha #foryou #viralvideos #foryoupage

Aቢ💜
Aቢ💜
Open In TikTok:
Region: SA
Wednesday 26 August 2026 00:50:03 GMT
37761
1965
64
62

Music

Download

Comments

r001352
R የ ሰማእቱ ልጅ💐 ድንግል እናቴ💝 :
ኣነኸ ኣበይ ክቅመጥ😁🤭
2026-08-26 13:42:07
8
mahiv.i.p
🦋 𝙢𝙖𝙝𝙞✨✟∞ :
ኣበይ ይርከብ ገዲፍክስ🥺🥺
2026-08-26 17:06:49
6
meri60141
ቀባፅ ትግራወይቲ ጓል 𝙏.𝑑.𝑭🩵🫡👑 :
30 ግራም ወርቂ ናይ ስዑዲ ክንደይ ይውድእ ተገዲስኪ መልስለይ እባ ወለላይ🥺
2026-08-28 12:50:28
1
user8734060368478
ደሱ ዊተዩ ዓለመይ :
ኣብ ሳንጣ ናይ ኢድ ይካልዶ
2026-08-26 22:42:35
2
user3444637669631
𝐤𝐨𝐤𝐢 𝐋𝐰𝐚𝐡 𝐥𝐢𝐛𝐚🤍✝️ :
ምስ ገዛኢና ንንግረክ🥺😁
2026-08-30 07:50:06
0
yordi.kiros08
𝐙𝐞𝐲𝐭𝐠𝐦𝐞𝐭 Seb 𝐤𝐮𝐧🫴 :
gdefni mnm yebleynwa 🥺🥺
2026-08-26 14:17:11
0
user75405292331464
ሞትእያለ። የስውልይ። ክፍት። :
ኖርማንነውዴአስረጅኝበማርኛ🥰🥰🥰🥰🥰
2026-08-26 13:35:49
0
zzzzzz121621
ተመስገን አምላኬ🙏 :
👌👌👌
2026-08-26 05:14:01
0
user5233497611485
ጋል ትግራይ 🌹❤️ :
አረ ኣብ መሪብን ይኣቲ እዩ የኔ ማርር💝
2026-08-26 15:14:55
2
laif1372
laif :
ድክነት ከ አበይ ይቅመጥ ይኸውን
2026-08-26 10:58:28
9
.g0998
ተመስገን ኣምላኬ :
ኣነ ብሪ ቅድም ኣብ ናይ ኢደይ ሻንጣይ ሒዘ ከይድ ሰንሰል ናይ ኢድ ወርቂ እውን ገይረዬ ከይደ ንካልኣ ጊዜ እውን ቅድም ኢሉ ኣብ በራድ ኣእትየ ብካርጓ ሰዲደዬ ኣትዪ ዲሕሪኡ ግን ብሪ ክልእክ ኢለ ኣብ ካርጓ ኣይከድን ኢለምኒ ማሓዛይ ብናይ ኢዳ ሻንጣ ተመሊኣትለይ ብዝኮነ ግን ብናይ ኢድካ ሻንጣ እዩ ዝታሐዝ ኣነ ስለዝመከርኩ እየ ካብ ባዕልካ ስለዘይፍለ ናይ ኢድካ ሻንጣ
2026-08-26 22:52:02
3
kalab.hagos0
Kalab Hagos :
ኣነ ኣብ ሳምጣ ሊኢከዮ ኣብ ካርጎ ኣብ ውሽጥ ጫማ ገይረ ሞባይልን ወርቅን ብርን ናብ ትግራይ ቅድሚ ዓመት ይኸውን ተመስገን ኣትዩ
2026-08-26 17:25:58
1
alem.kid
A L E M ትግራይ 🙌 :
ናተይ እውን ሕቶ እያ ነይራ ይቅንየልና
2026-08-26 09:23:39
2
samriasefa466
samriasefa466 :
abeidka eya mtihaz tsbkiti
2026-08-26 11:43:13
0
tijitiji15
Tiji Gal shre 🔰 :
ዝቅመጥ የብልናን 🙄🙄
2026-08-30 01:12:10
0
thanksgod748
ተመስገን ተመስገን :
ወርቂ ፋክቱር ሒዘን ኣብ ኢደን
2026-08-26 10:06:37
0
amsal.amsal557
amsal amsal :
ኣብ ዓቢ ሻንጣ ግን ክሰርቅዎ ይኽእሉ
2026-08-27 19:14:25
0
user515481256
እንደርታዊት💐❤ :
ኣብ ሻንጣይ ይዝዉሮ😳
2026-08-26 21:43:07
0
destagebretekle
ምባር ብተስፍ💘💘 :
አበይከ ይርከብ ናምቅማጥስ ዳሕናዋ😄😄
2026-08-27 23:51:27
0
user2813474671120mbrak
ብተሰፊ እዩ ዘነብር :
abe saqaq
2026-08-26 12:15:17
0
nur.ayni322
Nur Ayni :
ኣብ ንእሸተይ ኣብ ኢዳ ዝትድሕዞ
2026-08-26 07:27:38
0
To see more videos from user @abigaultewahdo1, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About