@berhe.abrha6: ኢትዮጵያ ናይ ባዕላ ናይ ዘመን ኣቆፃፅራ የብላን ዝተለቀሐቶ ኣቆፃፅራ እዩ ።#ፀላኢኻ #ንስኹም #ፀላኢኻ #ንስኹም @ትግራይ ኦርቶዶክስ @መንበረ ሰላማ @ፍትሒ ንሙስሊም አኽሱም

ወዲ ፅዮን
ወዲ ፅዮን
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 26 August 2026 06:05:03 GMT
2696
87
5
74

Music

Download

Comments

officialfilimondesta
Filimon Desta :
ብዙሕ ግዜ ሓሳባትካ የድንቆ እየ። ነገር ግን sometimes ዝኮነ ፅልኢት ነገር ይረኽበልካ እየ። ሕጅስ ናይዚ video point እንታይ እዩ?
2026-08-26 09:17:03
0
berhe.tef
Berhe Tefera :
እሺ እዚ ናይግብፂ ኣቆፃፅራ ትብሎ ዘለኻ ከምቲ ዝገለፅካዮ እንተኸይኑ ካብ መዓዝ ጀሚሮም ኢ/ያውያን ከ ናይና እዩ ዝብል ኣተሓሳስባ ኣሕዲሮም ወይስ ሎሚ እዩ ብመረዳእታ ዝተደገፈ መልሲ ሃበና?
2026-08-27 06:25:40
0
hailaytamrat5
ሃይላይ ተኣምራት :
ሃሳስ ዲኻ ዘየለ ዘይእመን ተውግዕ
2026-08-27 14:47:57
0
negasiberha
Negasi Berha :
Www.Jw.Org
2026-08-26 09:28:06
0
user82202781166
መ ዮናስ ገ የሱስ :
ገፅካ ትካወል ሃለውለው ኣይስልችወካን እንድዩ?
2026-08-26 08:52:13
0
user5657905481
mu :
🥰🥰🥰🥰
2026-08-26 13:56:45
0
ashuashu09883
ashuashu0988 :
🙏🙏🙏
2026-08-26 06:11:52
0
kemgebre7
Melkamu Gebrehiwet :
🙏🙏🙏
2026-08-28 11:14:30
0
To see more videos from user @berhe.abrha6, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About