@_azldw: 🙂‍↔️#slidefotogeser #randomfoto #galau #fotoaesthestic #fypシ゚viral

🅰️
🅰️
Open In TikTok:
Region: ID
Thursday 27 August 2026 15:34:13 GMT
10010
40
0
59

Music

Download

Comments

There are no more comments for this video.
To see more videos from user @_azldw, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

Gordian Troeller ይብሃል  መበቆሉ Luxemburg ኮይኑ ኣብ 1917 ኣብ France ተወሊዱ፣ ኣብ ንኡስ ዕድሚኡ ኣብ ፖሎቲካ ዓለም ክሳተፍ ዝጀንበረ Gordian ፡ኣብ መላእ ዓለም ንመሰሎም ኣንጻር ዓብለልቲ ስርዓታት ዝቃለሱ ዝነበሩ ህዝብታት ዓለም ልሳን ዉጹዓት ኮይኑ እዩ። ከም'ኡ ኮይኑ ክኣ ኣብ 1977 ብመሰናቅል ብሱዳን ጌሩ ናብ ሰዉራ ኤርትራ ኣተወ- ይብል ንሱ፣ ኣብ ኣኽራናት ጎቦታት ንመሰሎም ንናጽነት ዝቃለሱ ኣዝዩ ስሩዕ ዉዳብ ዘለዎ ተቃልስቲ፡ ኣብ ኣኽራናት ዝዉዕሉ ዝሓድሩ ፣  ንህጻናት ክኣ ብስሩዕ ኣብ ትሕቲ መሬት ኣግራብን ዝምህሩ፡ ማሃይመነት ንዘይጥፍኡ ተጋደልቲ  ክኣ ጽዑቅ ትምህርቲ ዝህቡ ዉዳበታት ነበሩ ፣ ኣብ ትሕቲ ገረብን ኣኽራናትን ሓደ ሕብረተሰብ ሓነጹ፡ ኩሉ ብቛንቛ ዝምሃርን ዝከባበርን ሕብረተሰብ። እዚ ስለ ደስ ዝበለኒ ክኣ ካብ 1977 ከም'ኡ ዉን 1986- ኣብ 1988 ተመላሊሰ 4 ሰነፋዊ ፊልም ሰሪሐ፣ ድሕሪ ናጽነት ክኣ እቲ  ኣብ በረኻታት ሕብረተሰብ ዝሰርሑ ማሕበራዉነት ዝእምነቶም መራሕቲ፣ እንታይ ይገብሩ ኣለዉ ክርኢ ኣብ'ታ ርእሰ ከተማ ኣስመራ ኣተኩ፡ እቶም ዓቢ ሓይሊ ዝነበሮም መራሕቲ ግን ኣብ መንጎ ሓረስታይ፡ ሸቃላይ፡ ነጋዳይ 4 ሚልዮን ህዝቢ ብዓቢኡ ሃገር ምስ ሓዙ ፣ ኣይክኣሉን። ኣብ'ቲ ትጽቢተይ ግርህነት ኔሩኒ። ከም'ዚ ዓይነት ናይ ምሕደራ-ፍሽለት ኣብ ብዙሓት ህዝቦም ንሓርነት ዘቃለሱ  ሰዉራታት ርኢዮ እየ ይብህል Gordian. Gordian Toeller: ብዛዕባ ሰዉራ-ኤርትራ ብዙሕ ጽሕፋት ካብ ዝቅረቦ Der Preis der Freiheit ዋጋ ናይ ናጽነት/ሓርነት Die Vergessenen  ዝተረስዑ(ህጻናት) Allein gegen die Grossen በይንኻ ኣንጻት  ቶም ዓበይቲ   Im Dienst der Revolution   ሰዉራዊ ኣግልጉሎት Frauen der Welt ናይ ዓለም ሂዋናት ሰላም ዕረፍ Gordian Troeller   Danke  Gordian Troeller #Gordian #revolution #eritrean #habeshatiktok #deutschland

About