Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@mogosnguse:
Mogos Nguse ሞጌ
Open In TikTok:
Region: US
Saturday 29 August 2026 03:03:03 GMT
101832
7230
890
628
Music
Download
No Watermark .mp4 (
27.33MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
27.33MB
)
Watermark .mp4 (
24.43MB
)
Music .mp3
Comments
Helen🍫Habeshawit💊 :
አነ ብጣዕሚ ሓሚመ ነይረ ኘሮሰሰይ ጠጠዉ ኢሉ😥 ከይትወልዲ ተባሂለ ብሕክምና ገነ ናብ ስዉርዋ ማርያም ከይደ ወዲቀ ነቢዐ ለመንክዋ እመኑኒ አብ ወርሐይ ጠኒሰ ልክዕ አበሳሪ ወደይ ምስ ወለድኩ ክዓ ኘሮሰሰይ ሰሊጡኒ ሕዚ ምስ ማሙቅ ሓዳረይ 🇬🇧አለኩ ሕዚ ክዓ 2 ቆልዓ ጥንስቲ አለኩ ከማይ ሕጉስስ ይህልዶ ክብሪ ንዓኪ ማርያመይ🙏🙏ከማይ ንኩለኩም ይፉጠረልኩም🙏
2026-08-29 18:01:36
151
M/R :
ሳላ ኣደይ ማርያም ወላዲት ኣምካኽ ዝተሳኣነ የለን ተመስገን 🙏🙏🙏
2026-08-29 11:12:08
110
ዜዱ🥀 :
እወ😥 ግን ተመስገን
2026-08-29 05:20:00
49
salemogbe5 :
Yesss, Alena 🥰🥰🥰🥰🥰🥰 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-31 06:37:18
0
ማሂ ❤27 :
አለና ግን አግዝአብሄር ይመስገኝ🙏🙏🙏
2026-08-29 08:19:43
26
yordi Jesus 👸🏻 🫅 :
ኩሉ ነገር ደንጊዩ እዩ ዝመስል፣ ግና እግዚኣብሔር ፈጺሙ ኣይድንጉን እዩ! 🙏🏽 “ንእግዚኣብሔር ንዝፈትውዎ ኩሉ ነገር ንሰናይ ከም ዝሰርሕ ንፈልጥ።” ሮሜ 8፡28 ተስፋ ኣይንቑረጽ፤ ግዜ እግዚኣብሔር እቲ ዝበለጸ ግዜ እዩ። ኣብኡ ንእመን፣ ነወድሶን ነመስግኖን፤ እቲ ዝመጽእ ካብቲ ዝሓለፈ ዝዓበየ እዩ! 🔥🙏🏽 አነ ህያው ምስክር ብዙሕ ተአምር ዝተገበረለይ እየ 🙏❤️🙏
2026-08-29 15:03:08
13
እድብቲ ጓል ማርያም ወይነቲ🌿🌿 :
ቅድስቲ ድንግል ማርያም ላሃለየት ኩሉ ኣብ ኢዳዩ
2026-08-30 11:14:36
16
brhan :
አወ ግን እግዚኣብሄር ይመስገን እየ ዝብል ኩሉ ግዜ
2026-08-29 06:07:46
27
Adanech Tesfay :
❤️♥️❤️♥️thanks God
2026-08-30 20:06:14
0
ስርሐይ ክብረይ👌💝 :
እወ 🥺 ግን ተመስገን ብሂወት ስለ ዘለኩ እየ ክኮንን ዘይኮንን ዝርኢዮ ዘለኩ ተመስገን //3//ተመስገን 🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-31 07:06:52
2
lemi gal wkro :
ተመሰገን አምላኬ ፈጣሪ ታይ ይሰአኖ🙏🙏
2026-08-30 23:04:13
2
user8160742911524 :
እንኣና እወ
2026-08-30 21:47:27
0
ሰምሃር ኣርሴማ :
ኣለና
2026-08-31 09:20:17
1
mhreteyob486 :
Amen Amen amen 🙏
2026-08-30 17:33:33
2
Welela Tadese :
ያ ኣለና
2026-08-29 08:16:42
3
Yes :
yes yes
2026-08-30 18:01:34
0
R.K :
2026-08-30 07:28:17
4
ተጅ ጋል ገርየ :
ኣሜን ኣሜን ኣሜን👏👏
2026-08-29 19:27:59
3
Edu የገብርኤል ልጅ :
እወ ግን ተመስገን እ/ር ታይሳአኖ🙏🙏🙏
2026-08-29 06:15:27
7
🍀K E T E M A🍀 :
Christian kulu gieze tesfa aykorxn u 🙏🏽,
2026-08-29 21:11:54
3
የቅዱስ ሜካኤል አባቴ ተብቀኝ//❤🙏// :
እወ አለና ምርር ኢልና ግን ክብሪ ይመስገን❤🙏ተመስገን እስከ❤🙏😥😥
2026-08-29 19:22:47
2
ጓል ክልተ ኣውላዕሎ :
እወ ኣለና ብኩሉ መስካ ዝኣበየና ግና ተመስገን እየ ዝብል ዋላ እቲ ዝሓስብኩዉ ኩሉ ኣይተሳክዐይ🙏🦋
2026-08-29 19:14:13
1
rgbe tewelde :
አወ
2026-08-29 16:36:49
1
ተመስገን ኣምላኸይ :
🙏🙏🙏
2026-08-30 09:49:54
2
To see more videos from user @mogosnguse, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
the alp is called retake for anyone wondering !! 💗 #retakeapp #ad
กลิ่นไม้สุดหรู เหมาะทั้งผู้ชายและผู้หญิง กลิ่นไม่ธรรมดาไม่ซ้ำใคร กลิ่นสนเบาๆ ฉีดไปเดตหรือช้อปปิ้งดูดีมาก เป็นน้ำหอมที่ฮิตมากในไทย#น้ำหอมติดทน #น้ำหอมราคาถูก #น้ำหอมสาวไทย #น้ำหอมกลิ่นดี #น้ำหอมพกพา
🤍
@Anitta #anittacy #anitta #equilibrivm
Áo phao lót lông cừu #review #xuhuong #viral #aophao #aophaolongcuu
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy