Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@maqawil2025: #عازل_مائي #عازل_اسطح #الدمام_الخبر_الاحساء_الجبيل_الظهران #الشعب_الصيني_ماله_حل😂😂 #ترند_تيك_توك
عازل اسطح مائي حراري الشرقيه
Open In TikTok:
Region: SA
Saturday 29 August 2026 15:21:39 GMT
240318
245
3
45
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.08MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.52MB
)
Watermark .mp4 (
1.97MB
)
Music .mp3
Comments
Saffanah Abdulatif :
بكم المتر؟
2026-09-05 21:28:04
1
Frankbencivengo :
😂😂😂
2026-09-01 02:43:12
0
To see more videos from user @maqawil2025, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
#shakawear #bomberjacket #mensfashion #mensfallfashion
ናይ ሰብ ናይ መጀመርያ ዕሽነት ግርህነት እያ። ኣብታ ብግርህነት ክትመላለሰላ ዝጀምርካ ግዜ፡ ሽዑ ኢኻ ንዕሽነት ብወግዒ ኣብ ነብስኻ ዘኣንገድካያ። ምናልባት ብዙሕ ግዜ "ግርህነተይ እዩ ኣብዚ ኣውዲቑኒ፡ ብግርህነተይ 'ባ ተጻዊቱለይ" ዝብሉ ብተደጋጋሚ ሰሚዕኻ ትኸውን ኢኻ። ሓደ ሰብ ዓሻ ግርህነት ሒዙ ክጎዓዝ ኣብ ዝጅምረሉ ግዜ፡ ሽዑ ሰባት ከም ደስ ዝበሎም ክጻወትሉ፡ ኣብ ህይወቱ ከሽካዕልሉን ክብለጹን ይጅምሩ። ኩሉ ዘለዎ ምስ ወድአ፡ ተጠቒሞም ምስ ጎሓፍዎ ድማ ናብ ቁዝማን ምስትምሳልን ይኣቱ። እዚ ኩሉ ብሰንኪ ዓሻ ግርህነት ዝመጽእ መዘዝ እዩ። ሓደ ክፍሊ ናይ መጽሓፍ ቅዱስ ብዛዕባ ባህሪ ሰብ እንተጠንቅቕ "ልቢ ሰብ ሕሱምን ጎራሕን እዩ" ይብል። እቲ መሰረታዊ ጸገም ድማ ኣብዚ እዩ ዘሎ። ሕሱምን ጎራሕን ምስ ዝሓዘ ልቢ ብግርህነት ዝብል ሽፋን ንሰብ ብዕሽነት ክትቀርቦ ከለኻ እዩ እቲ መዘዝ ዝመጽእ። "ካብ ቀደሙ ዘይጽቡቕ ስኒስ እንጣጢዕ ጎሲሙ ኸኣ ይስሕቀኒ" ከምዝበሃል፡ ነቲ ብዓንተበኡ ሕሱምን ጎራሕን ልቢ ዓሺኻ ምቕራብ ማለት፡ ኣብ ዝቓጸል ዘሎ ሓዊ በንዚን ምውሳኽ እዩ። ተመን ኩሉ ግዜ ተመን እዩ፤ እታ ኣብ ርእሱ ዘላ መርዚ ኸኣ መቸም ኣይገድፋን እዩ። ንሓደ ተመን ርእሱ ሒዝካ ምድራዝ ማለት ድማ ናብ ነብስኻ መርዚ ምትፋእ እዩ። ገርሂ ሰብ ከኣ ልክዕ ከምዚ እዩ—ብግርህነት ስለዝጎዓዝን ንኹሉ ብግርህነታዊ ዓይኒ ስለዝርእዮን፡ ነቲ ተመን እውን ብግርህነት እዩ ብኢዱ ዝሕዞ። ሓቂ እዩ፡ ካብ ተንኮለኛ ምዃን ግርህነት ይሓይሽ ይኸውን እዩ። እንተኾነ እቲ ጸገም ዝኸውን፡ ንኹሉ ብዓይኒ ግርህነት ጥራይ ክትርእዮ ምስ ትፈትን እዩ። ነታ "ጎራሓት ከም ተመን ኩኑ" ትብል ብሂል ምስ ረሳዕኻ እያ ድማ ግርህነት ናብ ፍጹም ዕሽነት እትልወጥ። ብመሰረቱ ኣበይ ትግራህ፡ ምስ መን ትግራህ ዘይምፍላጥ እውን ኣካል ዕሽነት እዩ። ምስ ሓደ ዝፈትወካ፡ ዝኣመንካን ምእንታኻ ኩሉ ዝኾውንን ብግሩህ ህይወት ብዘይ ምትንዃል እንተነበርካ ሰናይ እዩ። ነቲ ዝብድለካን ዝጥቀመልካን "ምእንቲ መጎጎ ትሕለፍ ኣንጪዋ" ብዘስምዕ ተገሪሂኻ ትኸይድ እንተሊኻ ግን ዕሽነትካ ጥራይ ኢኻ ተግህድ ዘለኻ! ኣስተውዕል! ንወድ ሰብ ምርጫ ዝበሃል ተዋሂብዎ እዩ። ኣብቲ ብምርጫኻ ከተጸብቖ ዝግብኣካ ጉዕዞ ህይወትካ እንተዓሽኻ፡ ተሓታቲ ንስኻ ባዕልኻ ጥራይ ኢኻ። ኣብዚ ዝመጽኡ ምኽንያታት ተቐባልነቶም ዜሮ እዩ። እታ ዝኸፍአት ናይ ዕሽነት መንገዲ ድማ ብእትገብሮ ነገር ሓላፍነት ክትወስድ ዘይምብቃዕ እዩ። ንዝወረደካ ነገር ተመኽንየሉ እንተኾንካ ክትቅየርን ክትልወጥን ኣይትእልን ኢኻ። ስለዚ ምናልባት ሓንሳብ ግርህነት ብገለ መጺኡና ይኸውን—ዝተለማመድናዮ ባህሪ፡ ባህሊ፡ ሃይማኖታዊ ጽልዋን ጸቕጥን እውን ክኸውን ይኽእል እኳ እንተኾነ፡ ናይ ምልዋጥን ሓላፍነት ናይ ምውሳዱን ግዴታ ግን ኣብ ኢድካ ምዃኑ ኣይትርሳዕ! ቀጻሊ እተዐንቅፈካ እምኒ ክትኣልያ ወይ ክትእለየላ እንተዘይክኢልካ፡ እቲ ሽግር ናትካ እምበር ናይታ እምኒ ኣይኮነን። ብግርህነትካ ካብ ዝጎድኡኻ ሰባት እውን ብእዋኑ ክትእለ ወይ ክትኣልዮም እንተዘይክኢልካ፡ ብቐንዱ እቲ ዕሽነት ናትካ እምበር ናቶም ዘይምዃኑ ምሉእ ሓላፍነት ምውሳድ የድልየካ። ምስ ሰባት ተኸባበር፡ ተሓባበር፡ ቅረቦም ይቕረቡኻ፡ ሃቦም ይሃቡኻ፡ ሓግዞም ይሓግዙኻ—በይንኻ ግን ኣይተጣቕዕ! በይንኻ ኣብ እተጣቕዓሉ ግዜ፡ በይንኻ ከምእትወድቕ እውን ኣይትርሳዕ።
💔#humor #tuboda #xd #fyp
@اشتراكاتًً | whachplay #vecna #nightking #strangerthings #gameofthrones
i need to add more to my library
#salsaparaEstados #salsaparadedicar
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy