@65451h: #CapCut🖤🥺🎶💝🎶

♥︎𝐡𝐚𝐟𝐭𝐢 𝐀𝐛𝐢☆👱‍♀️🎶🤫
♥︎𝐡𝐚𝐟𝐭𝐢 𝐀𝐛𝐢☆👱‍♀️🎶🤫
Open In TikTok:
Region: SA
Sunday 30 August 2026 06:02:59 GMT
6402
595
30
94

Music

Download

Comments

user4275981242655
ፍሽኽ በሊ 🇪🇷🇪🇷 :
ajoki haftey himaq aythsebi fetari zfetra nebsi nsu alewo aytchenqi haftey nty 🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-30 19:02:45
0
gale.mama49
ወዝቢ,ዩ ነይሩ ሌላና🚶🧍🤳📵 :
me too zdy 💔
2026-08-30 22:11:15
0
yg.my.best24
እግዛብሄር እረኛየ ነው ✝️💞 :
ኣጆኺ ከምኡ ኣይትበሊ ጠንካራ ኩኒ ክወግሕ ክብል እዩ ዝጽልምት እና ናብ እግዛብሄር ኣምላኽኪ ቅረቢ ንሱ ኣለኺ ኣብ ምንም ቦታ ዘይገድፈኪ ፍቃደኛ ተኮይንኪ ክዓ ንዒ ሓፍቲ ክኾነኪ ዛምበይተይ ንሰብ ሰብ እዩ ሰብ ዝኾኖ እና ኣጆኺ 🙏🥺😘
2026-08-30 15:09:14
3
1212haar
G⃠𝐃͢𝐢͢𝐚͢𝐦͢𝐨͢𝐧͢𝐝͢💎🦅 :
ኣይዞኺ ሂዋነይ ዝበለፀ ስለ ዝሓዘልኺዩ ፈጣሪ ዝረኸሰ ወሲዱልኺ ጥንካረኪ እምበር ውድቀትኪ የተርእዮ 🥺😭
2026-08-31 07:55:21
0
ummeli5
💫ቀመም ፍቅሪ🫦🍫🫰 :
ኣጆኪ🫂👸💫🥹
2026-08-30 16:43:39
0
user8136996810309
user8136996810309 :
oh kemu aybahalin fetari msaki ykun hafti🙏
2026-08-30 18:13:32
0
user8120358162248
ሚጣ ሓፍቲ ሜሪ👸💘 :
😥😔
2026-08-30 16:14:09
0
mesiwizdesu7
Měśĩ hǎfťĩ Ďěšũ…👑✝️🌸🎀 :
ናተይ ሓፍቲ be strong 🥰
2026-08-30 22:18:53
0
user5855384841135
user5855384841135 :
ajoki
2026-08-30 15:13:48
0
kiya14571
✞ঔৣ.𝐊𝐀𝐓𝐑𝐢𝐍♪♬ :
ፅባሕ ካሊእ ማዕልቲ እያ ኣጆኪ ተንስኢ 👌🤞
2026-08-30 14:29:33
0
lulu22_42
lulu👸 :
ኣጆ ሓፍተይ ናተይ
2026-08-30 18:21:47
0
dejuusher
Deju~Usher...✍️ :
" ዘይ ናትካ፡ ናትካ ኣይኮነን" ተባሂለ ኢየ ንኹሉ ሓሊፈዮ። ንስኺ ከኣ ካብ ኩፉእ ሓሳብ ርሓቒ ምበልኩኺ። ኩሉ ግዜ እቶም ዘይናትና ንህይወትና ንምብልሻው ይመጹ፡ ፈጣሪ ከኣ ኣጸናኒዑ ዝሓሸ ይፈጥረልና። ሓንቲ ዕላል ከዕልለኪ፦ ሰበይቱ ብገዛእ ዓርኩ ረኺሳ ምስ ረኣየ። ሽጉጥ ገዚኡ ክቐትሎም ናብ ሽጉጥ ይርከበሉ'ዩ ዝብሃል ከደ። ዋና ሽጉጥ ቅድሚ ምሻጠይ ወሲንካ ዲኻ ክትቐትሎም። "እወ ንዕኦም ቀቲለ ነብሰይ ከጥፍእ'የ" ምስ በሎ፡ በል ሕጂ ዘለዋኒ ዓካሳት ኢየን፡ ድሕሪ 3ተ መዓልቲ ምጽኣኒ ሓዳስ ሽጉጥ ቀሪበልካ ክጸንሕ'የ ኢሉ የፋንዎ። ኣብ ሳልስቱ እንዳ ሓንሓነ መጺኡ ሃበኒ በል ይብሎ'ሞ? ምስ ናይ ይቕሬትኡ ስለ ዝደንጎየኒ ድሕሪ 2ተ ሰሙን ኣጻፊፈ ክጸንሓካ'የ ኢሉ የፋንዎ። ድሕሪ 2ተ ሰሙን እቲ ብዓል ሽጉጥ ደዊሉ "እንታይ ደኣ ጠፊእኻ ኣምጺኤ ኣለኹ ንዓ ውሰድ " ኢሉ ኣብ ዝደወለሉ "ነኖእ ገዲፈዮ ኢየ እንቋዕ'ባ ሕማቕ ኣይወሰንኩ። ኣብቲ ብስሚዒት ሰኺረ ከለኹ ዘይሃብካኒ ንዓይ ክትሸጠለይ ዘይመድላይኻ ሕጂ'ዩ ተረዲኡኒ " ኢሉ ዓጺዋ። ንሕና ከኣ ንግዚኡ ኢና ብስሚዒት ንሰክር ፡ማለተይ ጉዙኣት ናይ ስሚዒት ኣይንኹን። ኩሉ ንግዚኡ'ዩ ዘጨንቐና ንጭንቀት ቦታ ተዘይ ሂብናዮ ንሱ'ውን ኣይቀርበናን'ዩ። እዚ ኩሉ ዝጸሓፍክዎ፡ ነዛ ኣሰንባዲት ጹሑፍኪ መልሲ ዝረኸብኩላ ስለ ዝመሰለኒ'የ። than you ካብ ፈታዊኺ።
2026-08-30 07:56:06
10
___rgibit___7
𝄞❥♡𝐃𝐢ñ𝐚👸🏽✟ :
አረ በጃኹም/ን ከምዚ ዓይነት ናይ ድኹም ኣትፖስቱ 20 ይሰማዕኻ ልምጥንካር ፃዓሩ ኩሉ ጉድእ እዩኮ ስቅ ኢሉ ልውሽጡ ገይርዎ እንበር💔😔
2026-08-30 19:07:02
0
emnti.eye.nzamene6
qebzar👱‍♀️🎧🤐 :
🥺😥😥
2026-08-31 04:08:51
0
zayd.ts
༆ሓፍቲ ❥ መርዛም ༆እገላዊት𓅂 :
🥺🥺🥺
2026-08-30 06:09:50
0
a.hh371
ቀቭዛር ጋል ኣፅቪ👑👸 :
😭😭
2026-08-30 18:59:32
0
mebrhit.tdf
mebrhit tdf :
🥰🥰🥰
2026-08-30 15:09:13
0
user1162817958181
ዕያል ኣይሕለልን ክሳብ ዝሰምረለይ👑🥀❤️ :
😭😭😭😭
2026-08-30 12:01:05
0
mulu.fkr3
ሚሊ ❤️❤️❤️27 አባቴ🙏🙏🙏 :
❤️❤️❤️❤️❤️
2026-08-30 13:10:16
0
desu8043
Desu :
👌👌👌
2026-08-30 19:37:44
0
ale434045
ale,,,, :
🥰🥰🥰
2026-08-31 10:12:37
0
To see more videos from user @65451h, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About