@geza.sahak6: ናብ ኩልኹም ኣብ ፀበባን መከራን እትርከቡ ኣሕዋትናን ኣሓትናን፦ ኣምላኽ ካብዚ ዘለኹሞ ሽግርን መከራን ብሰላም የውፃእኩም። እቲ ዝሓለፍኩሞን ትሓልፍዎ ዘለኹምን ናይ ስቓይ ግዜ ኣብቂዑ፡ ኣምላኽ ምስ ስድራቤትኩም ናብቲ ልብኹም ዝተመነዮ፡ ሰላምን ቅሳነትን ዘለዎ፡ ናይ ተስፋ ሃገር ብሰላም የእትውኩም። #ፃውዒት_ንኹሉ_ሰብኣዊ_ፍጥረት፦ እቶም ኣብ ሊብያ ኣብ ከቢድ ስቓይን መከራን ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን "ድምፂ ኩኑና!" ኢሎም ይፅውዑ ኣለዉ። ሰብ ንሰብ እዩ ድምፂ ክኸውን ዝኽእል፤ ሰብ ንሰብ እዩ ፀገሙ ተረዲኡ ክድግፎን ክረድኦን ዝኽእል። ሕሰም ኣሕዋትና ሕሰምና እዩ እሞ፡ ድምፆም ንኹን። ንዘይሰምዕ ነስምዕ፡ ንዝዓፀወ ነርሕው። ሰብኣውነትና ዝልካዕ ንዝተፀገመ ብምርዳእ እዩ። ዎ ኣምላኽ! ነዞም ኣብ ስደት፡ ኣብ ምድረ-በዳን ኣብ ኣብያተ-ማእሰርትን ኰይኖም ብርሃንካ ዝፀበዩ ዘለዉ ኣሕዋትናን ኣሓትናን ብዓይነ-ምሕረትካ ተዓዘቦም። ካብቲ ዘለዉዎ መሪር ፀበባን ጭንቀትን ብቕልጡፍ ኣውፅኣዮም። ንመከራኦም ናብ ሓጎስ፡ ንብዓቶም ድማ ናብ ፍሽኽታ ቀይሮ። ብርሃን ተስፋ ኣብርሃሎም፡ መገዲ ሰላም ድማ ምርሓዮም። ናብቲ ዝምነይዎ ናይ ቅሳነት ቦታ ብሰላም ኣእትዎም። ኣሜን @highlight#ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳 #JusticeForEthiopianMigrants

geza sahak
geza sahak
Open In TikTok:
Region: KE
Sunday 30 August 2026 16:26:29 GMT
43966
10453
534
4676

Music

Download

Comments

user3937547799806
ሓው ሜሪ ፅጋባ👑 :
ፈጣሪ ምስኣቶም ይኹን👏
2026-08-30 16:42:14
27
gotomgotisha1
gotosh :
EGZIABHAR MEWATSO YAHABOM❤️❤️❤️
2026-08-30 19:22:52
1
afu.19039
fre :
2727272727
2026-08-30 18:17:26
0
snit.yetewahdo.lij
snit mahaza abi :
ድንግል ማርያም ኣደይ ንወድኪ ለምንሎም ደቅኺ ዓቅሎም ጸቢብዎም 🥲🥲መዋጽእ ይፍጠረልኩም ኑእኡሳተይ 🙏🥲
2026-08-30 17:21:37
17
user9161661160200
ወይኩን ፈቃድከ✝️♥️ :
እመብርሃን ካብዚ ጭንቂ እዚ ተውፅእኹም🙏🥺🥺❤️❤️
2026-08-30 18:18:20
4
berryberryasmi
ሳምኬት :
እግዚኦ መሃረነ ክርስቶስ 😭
2026-08-30 17:52:25
1
musegaltigray12
muse Ze Christos 1ይ ቆሮ 3/23✝️ :
🥺🥺🥺🥺እዋይ በስመአብ ታይ መዓቱ ደቀይ እግዚአብሔር መዋፅኦ ይፍጠረሎም
2026-08-30 17:07:12
4
hagoss04
ተስፍ ፅባሕ :
mmmmmmmmmmmm
2026-08-30 17:44:43
0
saadq536
Saad :
ኣይይይይ ኣምላክ ምሳካቱም ይኩን
2026-08-30 17:16:49
4
user7954722865073
Mili Mili 💖💖💖💖💖💖💖💖 :
ማርያም💖🥺
2026-08-30 18:10:16
2
shewit.444
shewit 21 ❤ :
ፈጣር የሓልኩም 🙏🙏
2026-08-30 17:14:37
1
muler__love
M_23✝️ :
ኣየ መንከራ🥺
2026-08-30 20:05:30
0
rchi.rchi2
rchi rchi :
ፈጣሪ ምሰኣም ይኩን🙏
2026-08-30 17:16:00
1
samira6908
Samira :
2026-08-30 20:20:08
0
arsu.habeshawit
Arsu Habeshawit👸 :
ኣምላክ መዋፅኦ ይፍጠረልኩም ኣሕዋተይ🥹🙏
2026-08-30 20:16:53
0
jeri37873
jeri,❤ፍቅሪ ምስ ኩሉ :
ኣምላኽ መዋፅኦ ይፍጠረልኩም😭😭😭
2026-08-30 20:17:30
0
weldshimuhir
Weldsh muhur :
እግዚኣብሄር መዋፅኦ ይፍጠረሎም🙏🙏🙏🙏🙏
2026-08-30 20:00:49
0
zxcv_200
ወናኒት ሙቁር ቃንዛ ፍቅሪ🤌♥️✍️ :
ኣምላኸይ በጃኻ ምሕረትኻ ኣውርድሎም 😢😢😢💔💔💔
2026-08-30 20:17:38
0
letesh.abrah
Letesh Abrah :
ፈጣሪ አቦይ መዋፅኦ ይፍጠረሎም😭🙏
2026-08-30 19:49:56
0
mahrat.kalauy
Mahrat Kalauy :
2026-08-30 19:48:48
0
abdnlll
ሓረስታይ ደጉዓ 💪💪💪 :
2026-08-30 19:54:46
0
user5241590432617
ቤኪ ሓላል :
2026-08-30 19:52:12
0
user5024912167662
selam :
🙏🙏🙏
2026-08-30 20:07:18
0
sti.nuru
ቢንት ማማ :
ኣይይይይ ኡፉፉፉፉ አሕዋተይመዋፅእቲ ረቢ ይፍጠረልኩም😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤🖤
2026-08-30 19:55:40
0
lili.hayilu
Lili Hayilu :
🙏🙏🙏q🙏q
2026-08-30 20:08:40
0
To see more videos from user @geza.sahak6, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About