@kidanzelalem: "ዘለኽዎ ንኽትፈልጥ ብጫማይ ምሕላፍ ከድለየካ እዩ" ከም ዝበሃል—ሓደ ሰብ ብኸመይ ይሓልፍን እንታይ ዓይነት ኩነታት ይብድህ ከም ዘሎን ከይፈለጥካ፡ ብታህዋኽ ፍርዲ ምሃብ ኣይጽቡቕን እዩ። ቅድም-ቀዳድም ሕልና ደሪኹ እንተዘይኮይኑ፡ ማንም ሰብ ክሕግዘካ ግዴታ ከምዘይብሉ ምርዳእ ኣገዳሲ እዩ። ቀጺሉ ናይ ሰብ ኩነታት ምንባብ ድማ ተመራጺ እዩ። ብዙሕ ግዜ ደጋዊ ምስሊ ርኢና ኢና ፍርዲ ንምሃብ ንጎይ፤ ቃንዛን ብድሆን ናይ ሰብ ግን ኣብ ውሽጢ እምበር ኣብ ደገ ኣይኮኑን ዘለዉ። ስለዚ ሰብ ንኽሕግዝ ምቹእ ግዜን ኩነታትን የድልዮ፤ ንኸይሕግዝ እውን ግዜን ኩነታትን እዩ ዝድርቶ! እቲ ዝበለጸ ኣካይዳ—ዘይምህዋኽን ብታህዋኽ ፍርዲ ዘይምሃብን እዩ!

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Monday 31 August 2026 07:01:27 GMT
1128
51
1
5

Music

Download

Comments

To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About