@flfl.org: እቲ ኣብ ፋርማሲ ዘይርከብ ፈዉሲ ጭንቀት ህቡብ ኮሜድያን ሓጎስ ሱዚኒኖ ኣብ ከተማ ካምፓላ። ሓጎስ ሱዚኒኖ ን ዕለት 26/09/2026 ብ ዓይነቱ ንመጀመርታ ግዜ ዝካየድ ዓቢ ናይ 3D ፍሬም ፕለይ ምርኢት ከካይድ አዩ ። ኣብዚ ሰዓት 6:00 ድሕሪ ቀትሪ ዝጅምር መደብ ዓበይቲ፡መንአሰያትን ቆልዑን ክከታተልዎ ይክአሉ። አዚ መደብ FLFL EXPO 2026 ዝወደቦ መደብ ክከውን ከሎ ድሕሪ 5 መዓልቲ ምዝዛም ኤክስፖ ኣብ ሲነማ ኢስት ኣፍሪቃ ኢንተርናትሽናል አዩ ክካየድ ። ኣብ መወዳአታ መአተዊ ትኬት አዚ መደብ ኣብ ኦፊስና ዩከይ ሞል 2ይ ደርቢ ቁጽሪ 11 ብምምጻአ ወይውን ብቁጽሪ ተለ ፦075135439/0743991533 ብምድዋል ክትገዝኡ ትክአሉ ኢኩም ። ብተወሳኪ ውን ኣብ ወጻኢ ሃገር ኮንኩም ንስድራኩምን ፈተውትኩምን ትኬት ክትገዝአሎም ትደልዩ ፦https://store.pesapal.com/flfltechnologies ብምጥዋቅ ካብ ዝኮነ ቦታ ኮንኩም ትኬት ክትገዝኡ ትክአሉ ኢኩም። - ኣብ ከተማ ካምፓላ ኣብ ዝተፈላለዩ ውልቀሰባትን ትካላትን ውን ትኬት ኣብ ዝመጽአ 2 መዓልታት ክንዝርግሓልኩም ኢና ። ዋጋታት ትትኬት ምርኢት 3D ፍሬም ፕላይ ኮሜድያን ሓጎስ ሱዚኑኖ ። VVIP: 300k VIP: 100k STANDARD: 55k NORMAL:35k ሓጎስ ሱዚኖኖ ብደሓን ምጻና ፡ሰናይ ናይ ምዝንጋዕ ግዜ ክኮነልና አንዳተመነና ንኩሎም ቲፎዞ ሓጎስ ሱዚኒኖ ነመስግን ።

FLFL
FLFL
Open In TikTok:
Region: UG
Tuesday 01 September 2026 05:22:10 GMT
1940
84
13
23

Music

Download

Comments

hazomo13
parker :
welcome
2026-09-01 15:35:16
0
itz_maysee
Mayse :
2026-09-01 11:56:17
0
negasidebas866
Negasi Debas :
🥰🥰🥰
2026-09-01 06:18:48
0
sarone4yes
saron :
[Heartwarming][Heartwarming][Heartwarming]
2026-09-01 07:42:53
0
fifil.love
fifiyyy :
🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️
2026-09-01 07:34:59
0
scriptedsoulfilms27
Scripted Soul Films :
🥰🥰🥰
2026-09-01 11:29:46
0
warriorofmylife_
Just enjoy 291 :
🥰🥰🥰
2026-09-01 13:40:54
0
To see more videos from user @flfl.org, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About