@negesetinebusa: እቲ ዝኸበደ ጾር እቲ ዝኸበደ ጾር ኣብ ርእስና ዘሎ ሓሳባት እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ እቲ ዝደክመና ኣካልና ኣይኮነን እቲ ኣብ ኣእምሮና ዘሎ ዘይቋረጽ ሓሳባት እዩ። ነገራት እናሓሰብና፡ እናተጨነቕና፡ እንታይ ክኸውን እዩ? ኢልና ንዘይተፈጸመ ነገር ኣቐዲምና ንጭነቐሉ። ኣእምሮና ብዘይ ዕረፍቲ ክሰርሕ ከሎ ልብና ይደክም መንፈስና ይስበር፡ እቲ ንኣሽቱ ነገራት ውን ከቢድ ክመስሉና ይጁምሩ ስለዚ ኩሉ ነገር ኣብ ኢድና ክንቆጻጸሮ ኣይንኽእልን ኢና። ዘይንቆጻጸሮ ነገር ክንፈትሖ እናፈተና ንርእስና ኣይንጽዓኖ። ሓደ ሓደ ነገራት መፊትሒ እንተ,ስእንካሎም ኩሉ ናብ ንእግዚአብሔር ክንሓድጎም ኣለና። ኣእምሮኻ ዕረፍቲ ሃቦ። ልብኻ ሰላም ሃቦ። ንዝሓለፈ ኣይትመለሶ፡ ንዝመጽእ ድማ ኣይትፍራሓዮ፡ ምኽንያቱ፡ ኩሉ ጾር በይንኻ ክትስከሞ ኣይግባእን እዩ። ሓደ ሓደ ግዜ እቲ ዝዓበየ ዕረፍቲ፡ ነቲ ዘይንቆጻጸሮ ነገር ምሕዳግ እዩ። 🕊️🤍 #ወጽእካ #ምስጋና_ንህይወት #ሓይሊ_ልቢ #facebookreelsviral #EritreaPrevails

ሓጥያተይ ዘንጺህ ምሓሪ ኣቦ ኣለኒ
ሓጥያተይ ዘንጺህ ምሓሪ ኣቦ ኣለኒ
Open In TikTok:
Region: EG
Tuesday 01 September 2026 12:47:21 GMT
453
37
1
2

Music

Download

Comments

user252484327903
user252484327903 :
🥰🥰🥰
2026-09-01 19:08:25
0
To see more videos from user @negesetinebusa, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About