@umybistar: ✍️ኣብ ዝሓረቕካሉ እዋን ፈጺምካ መልሲ ኣይትሃብ ብሕርቃን ዝወጽእ ቃላት ንድሕሪት ክምለስ ኣይክእልን። 👉ቃላት ሓደ ዘስዕብዎ ጕድኣት ቀሊል ስለ ዘይኮነ፣ ስቕታን ምጽባይን እቲ ዝበለጸ መከላኸሊ እዩ። ✍️​ሕጉስ ከለኻ ፈጺምካ መጽበዓ ኣይትእቶ ሓጎስ ንዓቕምናን ክእለትናን ኣዝዩ ኣጋኒኑ ከርእየና ስለ ዝኽእል ክንፍጽሞ ዘይንኽእል መጽብዓ ከይንኣቱ ። 👉ምክንያቱ ኣብ እዋን ሓጐስ ስምዒት ሓጐስ ልዕል ክብል ከሎ፣ ዘይክኣል መጽብዓ ብምእታው ጸኒሕና ከይንጣዓስ ጥንቃቐ የድሊ። ✍️​ኣብ እትሓዝንሉ እዋን ፈጺምካ ውሳነ ኣይትግበር ሓዘን ንተስፋናን ንጽባቐ መጻኢናን ስለ ዘጸልምቶ ኣብቲ እዋን ዝውሰን ውሳነ ውጽኢቱ ዝጎደለ ክኮን ይኽእል። 👉ስለዚ ኣብ እዋን ሓዘን ንኣተሓሳስባናን ንግልጽነት ወሳነታትናን ስለ ዘጸልምቶ፣ ዓበይቲ ውሳነታት ካብ ምውሳድ ምጽባይ ይሓይሽ።

um ybi star
um ybi star
Open In TikTok:
Region: SA
Tuesday 01 September 2026 13:23:40 GMT
1920
106
1
13

Music

Download

Comments

temsgen.fetari742
temsgen fetari :
🙏😔💘
2026-09-01 15:17:14
0
To see more videos from user @umybistar, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About