@kidanzelalem: ንዝበደሉና ይቕረ ንብለሎም እቲ ሰብ ስለ ዝግብኦ ዘይኮነስ፡ ንዓና ውሽጣዊ ሰላም ስለ ዘድልየና እዩ። በዲልካ ኮነ ተበዲልካ፡ ክልቲኡ ካብቲ ንሕልና ድቃስ ዝኸልእ ኣብ ህይወት ዘጋጥም ብድሆታት እዩ—ብፍላይ ግን ክትብድል ከለኻ ዝፈጥረልካ ሕልናዊ ወቐሳ ኣዝዩ ዘየድቅስ ስምዒት እዩ ዘለዎ። ብብዙሕ ኣጋጣሚታት፡ እትረፍዶ በዲልካስ ተበዲልካ እውን ይቕረ ናይ ምብህሃል ልምዲ እናውሓደ ካብ ዝኸይድ ዘሎ ባህርያት እዩ። እቲ ዝገርም ግን፡ በዲልና ብሰላም ክነብር ከምዘይንኽእልን ብዝኸድናዮ ናይ ሕልና ወቐሳ ከምዘሎናን እናተረዳእና እውን እታ "ይቕረ" ናይ ምብሃል ስጉምቲ ዘይንደፍራ ምዃና እዩ። እንተኾነ ንህይወትና፡ ንምርግጋእናን ብዓቢኡ ድማ ንጥዕናናን ዝሓይሽ እቲ "ሕደጉ፡ ክሕደገልኩም ድማ እዩ" ዝብል ሰማያዊ ምኽሪ እዩ። ብፍላይ ተበዲልካ ይቕረ ክትብል ከቢድ እንተኾነ እኳ፡ ውሽጣዊ ሰላምን ዕረፍትን እንተደሊና ግን ብግዲ ክንገብሮ ዘሎና ናይ ህይወት መፍትሕ እዩ!

ሰረት
ሰረት
Open In TikTok:
Region: GB
Tuesday 01 September 2026 15:22:49 GMT
11751
480
5
72

Music

Download

Comments

temietesfie
ABIEL :
100% right ✅️
2026-09-01 17:54:28
0
saronsaron012
saron :
ናይ ብሓቂ 🥰🥰🥰❤️❤️❤️
2026-09-02 09:34:11
0
user2872333353328
ሃፍትሽ :
❤❤❤❤❤❤
2026-09-01 19:13:49
1
user6597661781571
ተመስገንካ ፈጣሪ ኣቦይ :
🥰🥰🥰
2026-09-01 15:54:02
0
nkid70813
ንበይኑ ዓለሙ :
❤️❤️❤️
2026-09-01 23:00:10
0
To see more videos from user @kidanzelalem, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About