@tejosi0: Standing by their sister's side 🥰🤌 I'm also a big fan of the Tigers, but I'm also a big fan of the Tigers. 🥰 If I had been a Christian, I would have been the only one in the world who would have been able to live in the same country as the rest of the world I have no doubt... ኣብ ጎኒ ሓፍቶም ጠጠው ዝበሉ 🥰🤌 ኣነ ውን ነዛ ኤርትራዊት ሓፍትና ፅቡቅ ትምኒተይ እንዳተመነኹ ኾይኑ ግን ትግራወይቲ ተወዳዳሪት ስለዘላ ኣብጎና እየ ዘለኹ ። ምናልባት እዛ ትግራወይቲ ተዘይ ትህሉ ነይራ እዛ ኤርትራዊት ሓፍትና በይና ኾይና ምስ ካልኦት ሃገራት ከምተወዳደረት ነይራ ብዘይ ጥርጥር ኣብ ጎኒ ኤርትራዊት ሓፍትና ምኾንኩ ነይረ🥰 ብዝኾነ እዘን ክልተ ይሕዋትና ቀዳመይትን ካልአይትን ኮይነን ከም ዝወፃ ጥርጥር የብለይን ፅቡቕ...@Miss Ruth Yirgalem