@isleer.caseres:

Isleer Caseres
Isleer Caseres
Open In TikTok:
Region: VE
Wednesday 02 September 2026 04:40:09 GMT
391
56
2
3

Music

Download

Comments

leydi.valero3
Leydi Valero :
🥰🥰🥰
2026-09-02 12:17:34
0
hemyerly_18
hemyerlyn 📿🧿 :
😏
2026-09-02 16:14:10
0
To see more videos from user @isleer.caseres, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

ኣፍቂረ ነይረ ከይፈለጥኩ ዓቕሙ፡ ንሓደ ዘይበሰለ ልቡ ዘይሰላሙ፤ ፍቕሪ ዝመስል መርዚ ኣስቲዩኒ፡ ቃንዛን ንብዓትን ጥራይ ኣትርፉለይ። እቲ መርዛም ኣሰር ኣብ ልበይ ዝሓደጎ፡ ንጹህ ፍቕረይ ረጊጹ ዘየስተውዓለሉ፤ ከም ቆልዓ እናተጻወተ ብስምዒተይ፡ ሎሚ ሓሚመ ኣለኹ ተደዊኑ ውሽጠይ። ኹሉ ሂበዮ ነይረ እቲ ንጹህ ልበይ፡ ንሱ ግን ኣይሓሰበን ንመጻኢ ዕድለይ፤ ብናይ ሓሶት ፍሽኽታ ንውሽጠይ ኣታሊሉ፡ ብዘይ ሓልዮት ኪኢላ ቃንዛ ከስንቐኒ ከሎ። ምፍቃር ንዘይበሰለ ንፋስ ከም ምስዓብ እዩ፡ ዘይጭበጥ ተስፋ ሒዝካ ምጉዓዝ እዩ፤ ኣነ ክሃንጽ ንሱ ከዕኑ፡ ህይወተይ በሪሱ ብሰንኪ ዕሽነቱ። ክንደይ ለይቲ ሓዲረ ብናፍቆት ክነብዕ፡ ንሱ ግን ብማዕዶ ይስሕቕ ይዕዘብ፤ ቃላቱ ኩሉ ፈኺሱ ከም ትኪ በሪሩ፡ እቲ ዝነበረ ፍቕሪ ሎሚ ተቐቢሩ። ካብቲ መርዛም ኣሰር ክገላገል ልበይ፡ ንብዓተይ ክደርቅ ክምለስ ሓጐሰይ፤ ፈውሲ ክረክብ እዩ እቲ ዝቖሰለ ውሽጠይ፡ ካብዚ ዘይበሰለ ወዲ ክርሕቕ እዩ መገደይ!🚶‍♀️ ​ሓቀኛ ፍቕሪ ብቃላት ወይ ብናይ ሓሶት ፍሽኽታ ዘይኮነስ፡ ብተግባር፣ ብሕያዋይነትን ብግልጽነትን እዩ ዝዕቀን። ዘይበሰለ ሰብ ቃንዛ ጥራይ እዩ ዝህበካ፤ ዝበሰለ ሰብ ግን ሰላምን ዕረፍትን እዩ ዝኾነካ። ጻሓፊት ✅,Bri🌎💐 #habeshatiktok #creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ethiopian_tik_tok🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹

About