Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
API
Home
How To Use
Language
English
عربي
Tiếng Việt
русский
français
español
日本語
한글
Deutsch
हिन्दी
简体中文
繁體中文
Home
Detail
@stepone.ae: Take your favorite meals and keep yourself on track 💪 من أول وجبة لآخر لقمة، اختار اللي تحبه من منيو Step One وخلي أكلك الصحي يناسب ذوقك وروتينك. More choice. More flavor. Same goal. 📍 DM us to customize your meals.
Step One
Open In TikTok:
Region: AE
Wednesday 02 September 2026 14:04:09 GMT
478
5
0
0
Music
Download
No Watermark .mp4 (
1.15MB
)
No Watermark(HD) .mp4 (
1.15MB
)
Watermark .mp4 (
0MB
)
Music .mp3
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @stepone.ae, please go to the Tikwm homepage.
Other Videos
Узнали авто? От винта 🔥 #antonadisson #автоасмр #автотиктокер #авторазбор #сравниавто #миникупер #minicoopers #miniclub #minijcw #смотрару #миник
#فلسطين حرة..#الشعب_الصيني_ماله_حل😂😂 #freepalestine🇵🇸❤️
لامبورگینی هیچوقت برای آدمهای منطقی ساخته نشد اگر دنبال منطق باشی... با نصف این پول، دهها انتخاب بهتر وجود داره اما اگر دنبال حسی باشی که فقط چند ماشین توی دنیا میتونن بهت بدن. اون وقت آونتادور معنی پیدا میکنه . . . . #لامبورگینی #Aventador #ماشین_لوکس #گذر_موقت #foryou
الاعبكم يكدر سوي هيج 😉🔥👉🏿 #لوبيز #بيلينغهام #fypシ #foryoupageofficiall #غاني_مسرعه💥
#CapCut @Salmo🫶❤️
#ዳዕዋ_ኣሰለፊያ_እኳ_እስልምና_በቲ_ቅኑዕ_ኣረዳድኣ_ማለትእዩ #العلامة_ربيع_بن_هادي_عمير_المدخلي_رحمه_الله #منهج_السلفية_أهل_السنة_والجماعة_الفرقة_الناجية #eritrean🇪🇷ethiopean_habeshatiktok🇪🇹 #شعب_الصيني_ماله_حل 1️⃣ ከመይ ጌረ እየ ሰለፊ ዝኸውን ? ⤵️ 🌸ኣልዓላማ ረቢዕ ቢን ሃዲ ኣልመድኸሊ ረሒመሁሏህ ኢሎም :- 🔸️ ሰለፊያን ሱኒያን ኣብ ሓደ ሰብ ተግባራዊ ኣይኮናን እየን ክሳብ ነቶም ኣህለል ቢድዓን ተሓዙብን ብልቡን ብተግባሩን ክሳብ ዝርሕቆም: በቲ ቅድመና ዝነበሩ ሳልሒን (ሰለፉ ሷልሕ) ዝነበርዎ መንገዲ ውን ቀጥ ክሳብ ዝብልን ብውሽጡን ብደጊኡን ብዓቂዳን ብመንሃጅን ብዘረባን ብተግባርን: ብሙዓመላን ብሲያሳን ከምቲ ሰለፉ ሷልሕ ዝነበርዎ ክሳብ ዝኸውን:: ከምዚ እንተጌሩ ጥራይ እዩ ናይ ባሓቂ ሰለፊ ዝኸውን፡ 📚[መጅሙዕ ኣርዱድ (ገጽ :375-376)] 2️⃣ ሰለፊያ ኸ እንታይ እያ? ⤵️ 🔸️ሰለፊያ ስም ናይ መንሃጅ (መንገዲ) ኮይኑ ናብ ርድኢት ናይ ቁርኣን ከሪም ን ሱና ኣነበዊያን ብኣረዳድኣ ናይ ሰለፉ ሷልሕ ዝጽውዕ እዩ: ሰለፉ ሷልሕ ይማ ንሳቶም ሷሓባን ታብዒንን ኣትባዕ ናይ ታብዒንን እዮም: በቲ ተግባራትን መንገድን ናይ ረሱል ሰለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ቀጥ ምባል: ምኽንያቱ ንሱ ስለዝኾነ መንገዲ ናይ ኢስላም ዘንጸባርቕ: በቲ ኣሕካም ሕግታት ካብ ኪታብ ናይ ኣሏህ ዘሎን ኣብ ቅኑዕ ሱና ናይ ረሱል ሰለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ዘሎን ምሓዝን ብኡ ቀጥ ምባልን: ካብ ፍክር(ስነ ሓሳብ) ናይ ምዕራባውያን ኣብ ትምህርቲ እስላምያ ኣታኣታትዮሞ ዘለዉ ውን ክርሕቅ ይግባእ። በቲ ኣሰር ናይ ሰለፍ ሒዝካ ምኻድ፡ 3️⃣ ሰለፉ ሷልሕ ከ መን እዮም ⤵️ 🔸️ኣሷሓባ፡ ደድሕር ሷሓባ ዝመጹ ታብዒን ከምኡ ውን ነዐኦም ብሰናይ ዝተኸተሎምን ኣብቲ መንገዲ ናቶም ዝኾነን ኣሰሮም ዝተኸተለን እዚኦም እዩም ሰለፉ ሷልሕ:: 4️⃣ ሰለፊ ዝበሃል መን እዩ ? ⤵️ 🌸ኣልዓላማ ኢብን ዑሰይሚን ረሒመሁሏህ ኢሉ :- 《ማለት : በቲ መንገዲ ናይ ሰለፉ ሷልሕ ዝሕዝ: ኣብ ዓቂዳ(ማለት ኣብ እምነት)፡ ኣብ ኣዳብ(ስነምግባር): ኣብ ተግባርን ኣብ መንሃጅ(መንገዲ) ኣብ ኩሉ ነገርን: ምኽንያቱ ሰለፍ እኳ እቶም መሰረት ናይዛ ኡማ ኮይኖም ረሱል ሰለሏሁ ዓለይሂ ወሰለም ከምዚ ኢሉ ብዛዕብኦም፡ "እቶም ዝበለጹ ሰባት እኳ ወለዶ ናተይ እዮም: ብድሕሪኡ ነዖኦም ሲዒቦም ዝመጹ፡ ብድሕሪኡ ውን ነዖኦም ሲዒቦም ዝመጹ፡ ብተኸታታሊ ሰለስተ ወለዶ" ዝበለጹ ወለዶታት ዝበሎም እዮም። 📚ሸርሕ ሒልየቱ ጣሊብ ኣልዒልም [(ገጽ : 103)] 1️⃣ كيف أكون سلفياً ⤵️ 📍قالَ العلاّمة ربِيع المدخلي رحمهُ الله: - لا تتحقق السلفية والسُّنيَّةُ فِي أحد حتى يفارق أهل البدع والتحزب قلبًا وقالبًا ويلتزم بما كان عليهِ السلف الصالح ظاهرًا وباطنًا ، عقيدةً ومنهجًا قولاً وعملاً ، عبادةً وأخلاقًا ، معاملةً وسياسةً . 📚[مجموع الردود (صـ : ٣٧٥/٣٧٦)]. 2️⃣ ماهي السلفية ⤵️ 📍السَّلَفِيَّة هي اسم المنهج يدعو إلى فهم القرآن الكريم والسنَّة النبَويَّة بفهم سلف الأمة ، وهم الصحابة والتابعين وأتباع التابعين ، والأخذ بنهج وعمل النبي محمد ، باعتباره يمثل نهج الإسلام ، والتمسك بأخذ الأحكام من كتاب الله ، ومما صح من أحاديث النبي ، ويبتعد عن كل المدخلات الغريبة عن روح الإسلام وتعاليمه ، والتمسك بما نقل عن السلف . 3️⃣ من هم السلف ⤵️ 📍الصحابة والتابعون ومن اتبعهم بإحسان وسار على طريقتهم واقتفى أثرهم . 4️⃣ مَن هو السَّلفي ⤵️ 📍 للشيخ بن عثيمين - رَحِمَهُ اللهُ : « يعني : يأخذ بطريق السلف ، في العقيدة ، والأدب ، والعمل ، والمنهج ، وفي كل شيء ، لأن السلف هم صدر هذه الأمة الذين قال فيهم رسول الله : خير الناس قرني ، ثم الذين يلونهم ، ثم الذين يلونهم ». 📚 [شرح حلية طالب العلم (صـ : ۱۰۳)] https://t.me/neshr_elmi_anafie
About
Robot
API
Legal
Privacy Policy