@ladyscookieee: جاهزين عروض افتتاح فرع روكسي

Lady’s Cookie
Lady’s Cookie
Open In TikTok:
Region: EG
Wednesday 02 September 2026 14:29:27 GMT
60741
918
35
103

Music

Download

Comments

user898118188
نيفو هانى :
فين فرع روكيى
2026-10-09 11:11:26
0
mariamwadea65
mariamwadea65 :
انتي العسل كله والدلع كله يا نوسا 🥰🥰🩵🩵
2026-09-03 06:54:40
2
nono.samy8
Nana Nana :
اخر واحد بكام
2026-09-02 22:27:27
0
neven.gergis
neven gergis :
فين
2026-09-03 15:56:26
0
mervat.hamdy14
Mervat Hamdy :
عنوان روكسي
2026-09-03 20:10:42
0
noma67750
noma67750 :
ممكن العنوان
2026-09-02 14:47:40
0
miro.bibo
Mimie🌊🌊 :
العنوان
2026-09-03 16:21:57
0
sosoosedky
sosoosedky :
بكام الجينز اول واحد
2026-09-02 20:29:35
0
user8810301530281
سحر كرم :
بكام السلوبنا
2026-09-06 15:39:56
0
user6177001861061
عفواً كريم :
بكام🥺
2026-09-04 22:08:58
0
romawael22
Roma 🥰 :
امتا
2026-09-02 21:50:44
0
gogo2020aziz
gogo2020aziz :
فرع روكسى فين بالضبط
2026-09-09 16:01:07
0
rania.badr76
Rania Badr :
العنوان
2026-09-03 21:36:27
0
user355665r446
SALWA :
فين
2026-09-02 14:47:38
0
maryghobrial529z
maryghobrial529z :
ممكن العنوان
2026-09-02 14:48:24
0
mahaavakerlos
happiness :
العنوان
2026-09-02 18:57:59
0
jojo.sameh77
Jojo Sameh :
العنوان
2026-09-04 21:53:24
0
user4370187237781
user4370187237781 :
العنوان
2026-09-04 16:42:33
0
malakmakarmalak
malak :
💋💋💋
2026-09-04 10:58:52
0
To see more videos from user @ladyscookieee, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos

1. ሕሉፍ ክኣስረካ ኣይትፍቀድ፦ ንትማሊ ከተማዕዱ ክትብል ሎሚኻ ከይተበላሹ፥ ኣብ ትማሊ ዝነበረ ምስ ትማሊ ክሓልፍ ግደፎ። ንስኻ ህይወታዊ ሰብ ኢኻ፤ ብህይወት ክሳዕ ዘለኻ ክትሰርሕ፡ ክትጋገ፡ ጌጋን ዘይብሱልነትን ክህልዉ ባህርያውያን እዮም። እቲ ዘገድስ ዘይምግጋይካ ዘይኰነስ፥ ካብ ጌጋታትካ ተማሂርካ ንቕድሚት ናይ ምስጓም ትብዓት ዘለካ ሰብ ምዃን እዩ። ትማሊ እኳ ብሎሚ ተተኪኣ ብሓድሽ መዓልቲ እናተጸውዐት፥ ንስኻ ደኣ ነቲ ናይ ትማሊ ኣብ ትማሊ ገዲፍካ ሎሚኻ ዘይተጸብቐሉ ምኽንያት እንታይ ኣሎ፧ 2. ውሽጥኻ ኣዳምጽ፦
1. ሕሉፍ ክኣስረካ ኣይትፍቀድ፦ ንትማሊ ከተማዕዱ ክትብል ሎሚኻ ከይተበላሹ፥ ኣብ ትማሊ ዝነበረ ምስ ትማሊ ክሓልፍ ግደፎ። ንስኻ ህይወታዊ ሰብ ኢኻ፤ ብህይወት ክሳዕ ዘለኻ ክትሰርሕ፡ ክትጋገ፡ ጌጋን ዘይብሱልነትን ክህልዉ ባህርያውያን እዮም። እቲ ዘገድስ ዘይምግጋይካ ዘይኰነስ፥ ካብ ጌጋታትካ ተማሂርካ ንቕድሚት ናይ ምስጓም ትብዓት ዘለካ ሰብ ምዃን እዩ። ትማሊ እኳ ብሎሚ ተተኪኣ ብሓድሽ መዓልቲ እናተጸውዐት፥ ንስኻ ደኣ ነቲ ናይ ትማሊ ኣብ ትማሊ ገዲፍካ ሎሚኻ ዘይተጸብቐሉ ምኽንያት እንታይ ኣሎ፧ 2. ውሽጥኻ ኣዳምጽ፦ "ንስኻ" ዝተበሃልካ ካብ ካልኦት ተፈሊኻ በይናዊ ህላዌ ስለዘለካ እዩ። ስለዚ ሰባት ብዛዕባኻ እንታይ ይብሉ ዘይኰነስ ቀዳማይ ኣጀንዳኻ ክኸውን ዘለዎ፥ ንስኻ ስለ ገዛእ ርእስኻ እንታይ ትብልን ብዛዕባኻ ከመይ ትርዳእን እዩ እቲ ወሳንን ኣገዳስን ክትሕልዎ ዝግበኣካ ሕጊ። ስለዚ ነቲ ንውሽጣዊ ዓቕምኻ ዘሐይልን ዘበራብርን እምበር ኣብቲ ናይ ሰባት ወረ ኣይተድህብ፤ ብወረ ሰብ እውን ኣይትተኣሰር። ኵሉ ኣይኰነን ዝጠቕመካ፡ ኵሉ እውን ኣይኰነን ዝጐድኣካ፤ እቲ ዝጠቕመካ ንኸተለሊ ግን ምስ ውሽጡ ናይ ምዝራብ ብቕዓት ዘለዎ ሰብ ምዃን ከገድሰካ እዩ። 3. ግዜ ሃብ፦ ብግዜ ዘይፍወስ፡ ብግዜ ዘይገሃድ ሓቂ የለን። ስለዚ ንእትገብሮ፡ ንእትሓስቦ፡ ንእትጐዓዞ ኵሉ ግዜ ሃቦ። ክትውለድ ከለኻ እኳ ኣስታት 9 ኣዋርሕ እንድዩ ወሲዱልካ ናብዛ ምድሪ ክትመጽእ! ሓደ ነገር ከም እትደልዮ ክፈሪ ድማ ልክዕ ግዜ ሃቦ፤ ኣብ ግዜኡ ክኸውን ተጸበዮ። ስለዚ ንግዜ ብግዜ ናይ ምጥቃም ኣገባብ ዘለዎ ሰብ ንምዃን ጽዓር። 4. ኣብ ውድድራዊ መድረኽ ኣይትእቶ፦ እቲ እንኮ ክትስዕሮ ዘለካ ሰብ እቲ ናይ ትማሊ ድኹም ጎንኻ እምበር ኣብ ከባቢኻ ምስ ዘለዉ ሰባት ኣይኰነን ክኸውን ዘለዎ። ንስኻ በይንኻ ኢኻ ንዓኻ ድማ ትመስል፤ ህንጸትካን ጕያኻን ድማ ንምምሕያሽካን ምሕያልካን እምበር ምስ ካልኦት ኣብ ቍርቍስ ንምእታው ኣይኰነን። እሱ ሕልኽ እምበር ዓወት ኣየጨብጠካን እዩ። ብግቡእ ድኹም ጎንኻን ሓያል ጎንኻን ርኢኻ ንቕድሚት ኣብ ክንዲ እትስጕም ኣብ ናይ ምትህልላኽ መንፈስ ስለ ዘእትወካ፥ ውድድርካ ምስ ገዛእ ርእስኻ ጥራይ ግበሮ! 5. ህዳእ፡ ዓቕሊ ኣይተጽብብ፦ ምናልባት ሎሚ ክትበጽሖ ዝግበኣካ ኣይበጻሕካን ትኸውን፤ ጽባሕ ግን ምብጻሕኻ ስለ ዘይተርፍ ተዓገስ። ኣብ ትዕግስቲ ምስትብሃልን ምስትውዓልን ስለ ዘሎ፥ እቲ እትሓልሞ መታን ክትጭብጦ ቃልስኻ ብብልሓትን ብትዕግስትን ግበሮ። 6. ናትካ እዩ፦ ወናኒ ሓጐስካ ባዕልኻ ኢኻ! ንስኻ ዘይከፈትካዮ ማዕጾ ዝኸፍቶ ስለዘየለ፥ ንሓጐስካ ክወስድ ዝኽእል ከምዘየለ ተኣማመን። ሓጐሱ ከይስረቕ ዝፈርሕ ሰብ ኣካል ምንጪ ሓጐሱ ምዃኑ ዘይተረድኦ ስለ ዝዀነ፥ ነቲ ናይ ገዛእ ርእስኻ ሓጐስ ክስረቕ ኣይተፍቅድ! 7. ፍሽኽ በል፦ ዝተዋህባኻ ናይ ምንባር ዕድመ ሓጸርቲ ምዃነን ኣይትረስዕ። ስለዚ ኣብዘን ዘለዋኻ ዕድመ ፍሽኽታ እቲ ዝዓበየ ናይ ምንባርካ ተስፋ ስለዝዀነ ካብ ገጽካ ፍሽኽታ ኣይተህድም። ስለ ዘለካ ኣይኰንካን እትንቀሳቐስ፥ ስለ ዘለኻ ኢኻ! ስለዚ ኣብ ምንባር ኣብ ዘለካን ዘይብልካን ግዜ ውሽጣዊ ሓጐስ እናፈጠርካላ ምንባር ምዃኑ ኣይትረስዕ። "ይጥዓም ይሕሰም ፍሽኽታ ኣመለይ" ናይ ኵሉ ግዜ ሕላገትካ ግበሮ፤ ምኽንያቱ ምስጢር ዓወትካን ጽንዓትካን ኣብኡ ስለ ዘሎ! ክቡራት ተኸታተልቲ ገዛ ሰረት፥ ስለ እትህቡኒ ሞራልን ድጋፍን ብልቢ እናመስገንኩ፥ እዚ ኣብ ህይወትና ሓጋዚ ዝዀነ ናይ ምትብባዕ ጽሑፋት ኣብ ምንባርና ዓቢ ቅልስ ስለ ዘለዎ ብግቡእ ኣንቢብኩም ኣብ ህይወትኩም ክትጥቀሙሉ በዓል ምሉእ ተስፋ እየ። "ንቘልዓ እታ ክኸደላ ዝግብኦ መንገዲ ኣርእዮ እሞ ምሉእ ዕድሚኡ ካብኣ ፈልከት ኣይብልን እዩ" ከምዝበሎ ጥበበኛ ሰሎሞን፥ ኣብ ህይወትና ከምቲ ንገዛ መሰረት ዘድልዮ፡ ህይወትና እውን ብግቡእ ሰረት ክትህነጽ ኣገዳሲ ስለዝዀነ ብስጡም እምኒ ንህነጻ! -ዘፍጥረት #ሰረት #ትምህርቲ_ህይወት #ንቕሓት #ብስለት #ኮፒሊንክ

About