@hayki1212: #vrial #oromo #tegray #Eityopy #eirtryantiktok🇪🇷🇪🇷

hayki 1212
hayki 1212
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 02 September 2026 15:19:49 GMT
5432
503
56
57

Music

Download

Comments

user7214516081210
user7214516081210 :
አረ ሂወትና ቀይሮሙለና እዮም እግዛብሄር ብትክክለኛ መንገዲ ዝረከብኩሉ በኦም እዩ ሓዳር ዘትፎቲ ዓይነጥላ ነይራትኒ ኣብኦም ወገያ ስለዝፈለጥኩ ኣቦ ክልተ ቆልዓ ኮይነ ተዘይፈልጦ ግን ታይ ክውሕጠኒ ነይሩ ኣነ እየ ዝፈልጦ እና ተጠቆሙ ተስፍ ናይ ሓቂ መንገዲ እዮም ዘምህሩ ብሮ
2026-09-02 15:36:43
15
muliti809
muliti :
እረ በማርያም የሚለውን በአማርኛ የሚነግረኝ
2026-09-02 18:14:45
2
birukhaile1616
mile Ab 1616. :
ኣባ ግርማ ሂወተይ ክምለስ ካብ ዝገበሩኒ 🙏🙏🙏ማለት ተግባራዊ ክርስትያን ዘምህሩ በዓል ፀጋ እዮም 🙏🙏🙏
2026-09-03 07:02:15
6
user59556103827866
Raki :
ቃለ ህይወት የሰመዕልና ሓዉና🥰🥰🥰🥰
2026-09-03 00:53:39
3
titi.habesha.kemis
Titi Habesha kemis :
egzabher yehabeka kab segedou xelou eyou zemhrna kendey sebe adehnom betami egazabihri zahbena edmna tena yehabom
2026-09-03 07:58:31
1
awetm27
Awet :
ተባረክ ተባረክ ተባረክ ንሓቂ ምምስካርካ ደስ ይብል ንመ/ር ግርማ ዘይፈልጥዎም ሕማቅ ይዛረቡ ዝፈልጥዎም ትምህርቶም ዝከታተል ግን ነፍሱ የትርፍ ወዲቁ አይወድቅን ፤ መንፈስቅዱስ በሓቂ መንገዲ ይምረሓና 10Q 🙏
2026-09-03 05:43:09
3
desalegncherkos68
Desalegn Cherkos :
በእውነት ቃል ህይወት ያሰማልን !!! እኔ በርሜል ጊዮርጊስ 1ድ ወርርርር ቆይቻለው እና ስለ እሳቾው ጥያቄ ከነበረኝ 1ንዱ ነኝ የሚገርመው የ3ታቸው ተመለሰልኝ።1ኛ የመ/ር ግርማ 2ተኛ የመ/ር ተስፋየ 3ኛ የኣባ ዮውሃንስ ወንቅሸት ገብሪኤ ትክክለኛ አገልግሎት እየሰሩ እንደ ሆነ በርሜል ቅ/ጊዮርጊስ ሂጄ ተመለሰልኝ። እንደውም ለኣንዲት ተሰውራ ሳለ የነበራትን ቋጠሮ እሰርልኝ ፍታልኝ ስትለው ቅ/ጊስን ምን ነበር ያላት "የኣንቺ መንፈስ እኮ በመ/ር ግርማ ጉባኤ ነው የታሰረው ልጄ ኣላት።ጉባኤያቾው መሳተፍ እራሱ በጣም ጥቅም ኣለው።።ለእርሳቾው የሚወቅሱ ግን እኔ ኣልፈርድም።
2026-09-03 00:33:17
3
silenceisgolden425
Silence is golden :
ኣቦና መምህር ግርማ ወንድሙ ብዙሕ ነገር ክንፈልጥ ጌሮምና እዮም እግዚኣብሄር ዕድመይ ጥዕናይ ይሃቦም ፈጣሪ።
2026-09-04 08:53:29
1
linahadera642
lina Hadera :
aba grma tmrtom eyu gezana kulena lemherena🥰🥰🥰kdus abona🥰
2026-09-03 17:29:23
0
kbrom4453
bravo :
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰aba grma menyou
2026-09-02 15:33:35
0
menbere.muez
መንበረ ማርያም :
መምህር ግርማ ና ሂወት መምህር
2026-09-03 06:22:14
4
habtsh3960
Habtsh :
🥰🥰🥰ትክክል ኣነ ሳላ መምህር ሄኖክ ወልደ ማርያም ጎሮ ክዳነ ምህረት መገልገሊ እና መምህር ግርማ ወንድሙ ንስሃ አትየ ሐዚ ደማ ክቖርብ እየ።
2026-09-04 17:00:29
1
gt93601
Great T :
መምህር ግርማ ናይ ህይወት መምህር፡፡
2026-09-02 16:22:43
4
guyameme
Guya meme :
ብናይ አባ ግርማ ወንጌል ሂወተይ ተስተኻኺሉ እዩ።🙏
2026-09-03 18:45:59
1
user50484923438070
fre :
ሓቂ ዛሀወይ
2026-09-02 18:03:56
1
milataregawi1
mil@ :
ንብዙሓት ሂወትና ክቀንዕን ክንምርምርን ገይረሙና እዮም ንኩሎም ብሓቂ ዘገልግሉ ኣቦታትና ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም🙏
2026-09-03 04:03:26
0
rozinazeru
Rozina :
Amen🙏🙏🙏🙏
2026-09-02 15:36:02
1
menbere.muez
መንበረ ማርያም :
ኦ ወድኖ ሓቂ👍👍👍👍👍
2026-09-03 06:21:20
1
eskedarngusngus
eskedar ngus :
ና ሚድያ ሚስጥር ግን አይተረደአካይ ኒኦ.. በፍጥነት ናተናገርካ መልእክትካ እንድሕር ቆጥብካ ተሕሊፍካዮ እዩ ኩሉ ሰብ ልከታተለካ 🙏
2026-09-02 21:21:28
0
zstarrw
theSTAR :
thanks for the info
2026-09-02 17:16:31
1
yalemtakele
@yalem takele :
የቀንየልና ስለቲ እተሕልፎ ዘለካ መልእክቲ ብዙሕ ትምህርቲ ንረክበሉ ኣለና እና ብዛዕባ መምህር ተስፍዬ እውን ኣሕልፈልና ብእኡ ብዙሕ ትምርቲ ንረክብ ኣለና እና ንዘይፈልጥዎ እውን ክከታተልዎ ኣብዚ ንገሮም እና ቀፅለሉ🙏
2026-09-04 15:09:49
0
sr.selama6
ኤፍታህ Smur :
መምህር ግርማ ተግባራዊ ክርስትና ኣምሂሮምና ፀላኢና ሰብ ዘይኮነስ እርኩስ መንፈስ ምዃኑ ኣንቂሖምና ንዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይዓድለልና ፈጣሪ🙏
2026-09-02 19:49:04
7
dyw585
dyw :
ናባ ግርማ ልኾንኹም ገነት ትኣትዉ ኢኹም😁
2026-09-02 16:52:17
0
gt93601
Great T :
@Great T:መምህር ግርማ ኣባ ዘወንጌል ብሂወት እናሃለው መፅኦም ሱባኤ ሒዞም ከምእተባረኹ ዓሲምባ ኣብ ዝኸድኩሉ ሰዓት ነጊሮምና ነይሮም
2026-09-02 16:34:54
3
alemabadi183
Alem A :
ሕቶይ ተመሊሱ።
2026-09-02 16:27:56
0
To see more videos from user @hayki1212, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About