@abraha.haylul: ሰላም ሰላም ክቡራት ኣሕዋተይ እንባኣር ከስ እቱ ኣብ ምስሊ እትሪኢዎ ዘለኩም ሓውና ስሙ ሓዱሽ ኪዳነ ዘብራኣብሩክ ይብሃል ተወሊዱ ዝዓበየሉ ኣፅቢ ወንበርታ ጣብያ ዘሪማ ቁሽት ዘሪማ ክም ሃገረይ ክሓልፈለይ ኡሉ ናብ ሱዑዲ ዓረብ አምሪሑ ናብራ ንምምሕያሽ ስደት አምሪሑ አትዩ ፍሉይ ስሙ ኣብ ጅዛን ከባቢኡን ንሓደ ወርሒ ሰሩሑ ካብኡ ንዳሓር ግን ዳሃይ ሓውና ክንረክቦ አይካኣልናን እቱ ዘስረሖ ዝነበረ ዓረብ እውን እንተደውልና ካዓ ተታሒዙ እዩ ዝብለና ካብ ንዳሓር ግን ሎሚ ዶ ይድውል ፅባሕ ይድውል እናበልና ብተስፋ ንፅበ ነርና ካብዘይ ድውል ድማ እንሆ 5 ወርሒ ኾይኑ ምንም ዳሃይ ክንረክብ ኣይካኣልናይ ወለድን ቤተ ሰብን ኣብ ጭንቀት ይርከቡ ብጃካትኩም ዳሃይ ሓወና ንክንረክብ ሽር እና ገብርኩም ተሓባበሩና ዳሃይ ሓውና ንክንረክብ ወይ ኣብ እስርቤት ዘለውኩም ኣሕዋትኩ ኣብ ዝደውልኩም ብምጥያቅ ወይ ድማ ኣብ ዝኮነ ከባቢ ዝረኣዮ እንተሃለው ብስም እግዚአብሔር ኣምላክ ንምሕፀነኩም👏 0503165173 ስም ኣፅብሃ ተክለ 05 42209938 ስም ሃይላስ ተክለ 00251939187821 ስም ኪዳነ ዘብራኣብሩክ 00251982232234 ስም ሃለቃ ኣንጎሶም ብዚ ስልኪ እዝይ ሓብሩና ዳሃይ ሓውና ንምርካብ ተሓባብሩና በጃኩም ተሓባበሩና @highlight#creatorsearchinsights #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha #tigraytiktok🇻🇳🇻🇳tigraytiktok #ትግራይ_ንዘለኣለም_ትነብር🙏🇻🇳
ኣቢ ጓል ቀሺ (ዩቱብ)🐅👸27❤
Region: SA
Wednesday 02 September 2026 16:56:35 GMT
Music
Download
Comments
There are no more comments for this video.
To see more videos from user @abraha.haylul, please go to the Tikwm
homepage.