@laktak6: #212#tegrayit_tiktok❤️💛⛱⛱⛱⛱⛱⛱ #eritreantiktok🇪🇷🇪🇷habesha @Nati🇨🇭🤴12 16 @jhone hiwet @tsige zeray @gal faro

Laktak
Laktak
Open In TikTok:
Region: ET
Wednesday 02 September 2026 18:41:22 GMT
24328
1219
91
268

Music

Download

Comments

bluewalktalk
Blue :
All true and acceptable
2026-09-03 08:48:30
0
yitbana42
@yitbana :
ህልዋን ምእንተ ምውታን ሙውታን ምእንተ ህልዋን ይፀልዩ ማለት እማ ታይ ማለት እዩ?
2026-09-03 02:26:21
9
zufankelelom
zufankelelom@ :
ልሰብ ድሕሪ ሞቱ ንስሃ የቡሉን ሓቂ እዩ ናይ አቦና ቃለ ህይወት የስመዐልና አቦና🙏🙏🙏
2026-09-03 02:27:43
16
gehadu1
mearg gehadu :
ትክክል ኣይኮነን እዚ ዝብልዎ ዘለው
2026-09-02 20:32:33
1
kbrom.hailu8
Kbrom Hailu🇮🇩🇪🇹 :
ና ኩሉ ግዜ ጥያቄ አዩ ነይሩ የመቹኩም ድሕርይ ሞት ፍትሐት የለይ ::🙏🏽
2026-09-03 07:42:25
5
user3066911201284
ተስፋይ ከበደ :
ጌጋ ዝክረ ፃዲቅ ይሄልው ላኣለም ዝብል ናይ ዳዊት ቃል ዳኣ ታይ እዩ?
2026-09-02 20:27:16
1
user490716906130
ሓሳድ ዝኾነ ግዜ :
ሕያዋን ይስእሉ በእንተ ምዉታን ምውታን ይስእሉ በእንተ ሕያዋን እዩ ዝብል ቤተሰብ ከይትጋገዩ ምኽንያቱ ብዙ ሐዚ ሰዓት ከምዚሎም ምንጋር ይተረፍሞ ሃይማኖት ዝቅይሩ ዋላስ ብዙሓት አለው እቱ ዘለናዮ ዘመን ናይፈተና እዩሞ እንጠንቀቅ🙏🙏🙏
2026-09-03 17:49:37
2
successfull434
Praise be to God :
ትክክል እዩ ድሕሪ ሞት ፍትሓት የለን፡ ድሕሪ ሞት ፍርዲ ጥራዩ ዝጽበ። ብህይወት ከለኻ ምስ ጎይታ ዕርቂ ገርካ ነፍስካ ምፍታሕ እዩ።
2026-09-03 04:20:49
5
superplamber1
super plamber :
ትክከለኛ እዩ
2026-09-03 16:02:58
2
tadesse.dagusha
Tadesse Dagusha :
ሲራክ 38:16 ዝክሪ ይግበር እዩ ይብል ኣሎ።ንሃወርያት ብዝሃቦም ስልጣን መሰረት ፍትሓት ዋላ ተተፈቀደ ናይ ድሕነትና ዋና ዘይእረም መሰረት ግን ኣይኮነን።
2026-09-03 13:14:36
2
user6016241241340
Shewit weldemhret :
ሓቂ 1000000%
2026-09-03 08:50:21
2
mebrhitbeyene815
mebrhit :
Behaki tkkl kulom kemakum ykunu
2026-09-03 06:55:01
1
user20594785347081
user20594785347081 :
ዘኣሰርኩሙ በምድር ይኩን እሱረ በሰማያት ዘፈታሂኩ በምድር ይኩን ፍቱሃ በሰማያት
2026-09-03 06:40:23
2
hluf.ybluny
hluf :
ታላቅ ታናሽ እናበልካ ክብላዕ ስለዝተደለየ እዩ ኣቦ
2026-09-03 12:06:50
1
joelaberak
mera segu miku :
ሪት 2:20
2026-09-03 12:43:58
1
user5506679684718
ንሩልኝ ማሚየ :
ብትክክል ፅሩይ ሓቂ ድሕሪ ሞት ኣልወተ ንስሃ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
2026-09-03 08:25:32
1
berekettewelde5
Bt :
ሓቂ እዩ.
2026-09-03 07:40:59
1
abebaweldeslassie125
ዳዊት12 :
ትኽክል እዩ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌🙌👍👍👍👍 ትኽክል እዩ ።
2026-09-03 04:43:14
1
haftugebre7
Haftu Gebre (Miracle software) :
ትኽክል እዩ👍
2026-09-02 23:30:27
1
like29829
World News :
ብትክክል
2026-09-02 19:32:52
1
user51906272073152
@furtuna@barbery✂ :
ትክክል ይመስለኒ
2026-09-02 20:08:18
1
user20594785347081
user20594785347081 :
ትክክል ኣይኮን አብሲራክ መተሓሳሰብያ ግበርሉ ዶ ይብሎን
2026-09-03 06:28:58
0
user9405150804474
shewaye :
ቃለሂወትየስመዓልናዋ እንኳዕአመንኹምሉ🙏
2026-09-03 19:53:35
0
user7538126304774
awet brhane 0995090621 :
ትክክል እዩ ሓሳቦም ቃለ ሂወት የስመዐለይ🙏🙏🙏
2026-09-03 14:37:21
0
fffff.f05
Fila :
ትከከል እዩ
2026-09-03 17:57:30
0
To see more videos from user @laktak6, please go to the Tikwm homepage.

Other Videos


About