@eye_of_the_north04: ከም ዝፍለጥ መዋቲት ሓፍትና ብርዛፍ መውጫ ገብርሄት ብጽኑዕ ናይ ሕርሲ ሕማም ተታሒዛ ናብ ሆስፒታል ስሑል ሽረ ኣብ ዝኣተወትሉ እዋን፣ ዋሕዲ ደም ከም ዘለዋን ብህጹጽ O+ (O positive) ዓይነት ደም ክዳለወላ ከም ዘለዎን በቲ ኣብቲ ዕለት ዝነበረ ተረኛ ዶክተር ንቤተሰባ ተነጊርዎም ነይሩ!! ስለዚ ድማ ቤተሰብ መዋቲት፡ ህይወት ሓፍቶም ንምድሓን ብዝገበርዎ ህጹጽ ጻዕሪ፣ ከባቢ ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ እቲ ዝተደለየ ደም ሒዞም ናብቲ ሆስፒታል ተመሊሶም!! እንተኾነ ግን፣ እቲ ኣብቲ ዕለት ዝነበረ ተረኛ ዶክተር (Doctor) መደበኛ ስርሑን ሓላፍነቱን ገዲፉ ሸለል ብምባልን፡ እቲ ክፍሊ ዓጽዩ ናብ ግላዊ ጉዳዩ ብምኻዱ ምኽንያት፣ እታ ንእስቲ ሓፍትና እዋናዊ ሕክምናዊ ሓገዝ ክትረክብ ኣይከኣለትን!! በዚ ዘሕዝን ናይ ስራሕ ሸለልትነት ምኽንያት ድማ ህይወት እቲ ኣብ ከብዳ ዝነበረ ዕሸልን ህይወት ሓፍትና ብርዛፍ መውጫ ገብርሄት ክሓልፍ ተገይሩ ኣሎ!! ስለዚ፡ ህይወት እዛ ንእስቲ ሓፍትና ብገበን ሸለልትነት ክጠፍእ ዝገበረ በዓል ሞያ ሕክምና ናብ ሕጊ ቀሪቡ ብትሪ ክሕተት እናሓተትና፤ ሰብ መዚ እቲ ሆስፒታልን ዝምልከቶም ኣካላት ፍትሕን እዚ ጉዳይ'ዚ ብዝግባእ መርሚሮም ነቲ ሓላፍነት ዝጎደሎ ኣካል ተሓታቲ ክገብሩ ብፅኑዕ ንሓትት!! እዚ ሓበሬታ ናብ ኩሉ ክባፃሕን ሓፍትና ፍትሒ ክትረክብን ሼር (share) በልዎ!!
ዓይኒ ሰሜን - Eyr Of The North
Region: ET
Wednesday 02 September 2026 20:00:43 GMT
Music
Download
Comments
Tesfay :
ብቅድሚቱ አልዒልካ ፖስት ግበሮ 😳😳😳
2026-09-02 20:55:47
12
isaac surg :
Always, don’t listen to just one side of the story. Don’t rush to conclusions.
2026-09-05 07:14:14
3
titi 🫰💋 :
ewuyyyy hafyey ahhhhhhhh kemay zeneba alo do abayki marey ahhhhhh 😭😭😭😭😭😭😭
2026-09-04 00:45:26
0
haftom :
😭😭😭😭😭😭 btaami eyu zehznn
lmelaa beteseb tsnaat yhabkum
2026-09-03 17:32:16
2
Mesy Keflu :
rip
2026-09-10 12:54:46
0
TILAHUN YISAK :
rip
2026-09-08 08:29:42
0
Habtam Darge :
ዋይ በስማአም
2026-09-07 20:38:35
0
Yordanos 👸 :
ከላእ ታይ እሞ ከዓብስ እዩ ሓፍትና ምስ ሓለፈት ብሕጊ ተዝተሓዝ ውን ፅባሕ የወፅእ 😭
2026-09-04 08:28:37
1
mearg14 :
አድራሽኡ ኸ
2026-09-09 19:56:03
0
user709422032372 :
ewayyyyyy haftey,😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-09-04 03:13:14
0
meaza kiros :
besmam nab higi akrbyo😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
2026-09-03 01:28:38
0
Shemah décor :
mehzeni zkone hiwet
2026-09-04 11:04:25
0
20ti :
rip
2026-09-05 09:10:45
0
BRYE :
rip
2026-09-03 18:35:29
1
Mebrihit sina :
rip
2026-09-04 07:40:54
1
Beti :
rip
2026-09-03 18:23:49
0
Mahi Angus :
rip
2026-09-06 17:50:52
0
berihu 21 :
Rip 💔
2026-09-04 03:08:25
0
Meaza Birhane :
ahhhh
2026-09-03 09:30:49
0
ኣዲያቦ ሽረ Ethiopian :
sadly 😥
2026-09-03 06:30:18
0
kalu :
rip
2026-09-03 13:17:17
0
171717 :
😭😭😭😭foto ltsfo
2026-09-03 13:13:50
0
Aster Mewucha :
ንምንታይ ንቅድሚት ገፁ ዘይትስእሎ ሓቂ እንተኮይኑ
2026-09-11 19:11:59
0
GGT :
እማን ድዩ?
2026-09-03 18:05:40
0
Mekonen Mamu :
rip
2026-09-03 07:38:53
2
To see more videos from user @eye_of_the_north04, please go to the Tikwm
homepage.